Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ባይቶ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ህፁፅ ጉባኤኡ የሳልጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ሚያዚያ፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ 5ይ ዘበን 6ይ ህፁፅ ጉባኤኡ ሎሚ መዓልቲ 1 ሚያዝያ 2012 ዓ.ም ብቪድዮ ኮንፈረንስ የሳልጥ ኣሎ።
እቲ ህፁፅ ጉባኤ ብምኽንያት ዓለምለኸ ተላባዲ ሕማም ቫይረስኮሮና ኣብ ኩለን ዞባታት ትግራይ ኣብ ዝተተኸላ…
ቻይና ቀዳሞት ክልተ ብርኪ ሕማም ቫይረስኮሮና ንምፍዋስ ዝተጠቐመትሉ ባህላዊ መድሓኒት ንኢትዮጵያ ክትልግስ ኢያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 01 ሚያዚያ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ቀዳሞት ክልተ ብርኪ ሕማም ቫይረስኮሮና ንምፍዋስ ዝተጠቐመትሉ ባህላዊ መድሓኒት ንኢትዮጵያ ብመልክዕ ደገፍ ክትልግስ ኢያ።
ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ሚኒስቴር ጥዕናን ፌዴሪኢ ለበዳ ሕማም ቫይረስኮሮና ንምቁፅፃር ኣብ ዘኽእል ዛዕባ…
ማረት ንምክልኻል ቫይረስ ኮሮና ብር 2 ነጥቢ 2 ሚልዮን ዝዋግኡ ናውቲ ኣበርኪታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበራዊ ረዲኤት ትግራይ (ማረት) ንምክልኻል ቫይረስ ኮሮና ዝውዕል ብር ክልተ ነጥቢ ክልተ ሚልዮን ዝዋግኡ 1000 ኮበርታ፣ 1000 ኣንሶላን 12 ላፕቶፕ ኮምፕዩተራትን ካልኦት ናውቲታትን ንቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣረኪባ።
ዳይሬክተር…
ኣብ ኢትየዮጵያ ኮቪድ-19 ንምክልኻልን ምቁፅፃርን ብዝብል ን5 ኣዋርሕ ዝፀንሕ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ከምዝተኣወጀ ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቫይረስ ኮሮና (ኮቪድ-19) ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ከምኡ እውን ከስዕቦ ዝኽእል ጉድኣት ንምንካይ ዝወፅአ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ብዝምልከት ላዕለዋይ ዓቃቢ ሕጊ ፌዴራል ናይ ፅሑፍ መብርሂ ሂቡ።
ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ ህፁፅ…
ውሳነታት መበል 18 ህፁፅ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል 18 ህፁፅ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ተዛትዩ ውሳነ ኣመሓላሊፉ።
1 . እቲ ቤት ምኽሪ ፈለማ ለበዳ ሕማም ኮቪድ-19 ንምክልኻልን ንምቁፅፃርን ከምኡ እውን እቲ ቫይረስ ከስዕቦ…
ብቫይረስ ኮሮና ንዝተለኸፉ ሰባት ዝሕግዙ ሰብ ሞያታት ጥዕና ዝኾኑ 645 መንበሪ ኣባይቲ ተዳሊዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቫይረስ ኮሮና ንዝተለኸፉ ሰባት ዝሕግዙ ሰብ ሞያታት ጥዕና ዝዓርፉሎም 645 መንበሪ ኣባይቲ ከምዝተዳለዉ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን።
እተን ሚኒስትር ከምዝበለኦ፥ ኣብ እዋን ከይዲ ምቁፅፃርን ምላሽ ምሃብን ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና…
ኣብ ኢትዮጵያ ብኮቪድ-19 ዝተለኸፉ ተወሰኽቲ 3 ተረኺቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ምርመራ ላቦራቶሪ ካብ ዝተገበረሎም 225 ሰባት እቶም ሰለስተ ውልቀ ሰባት ብኮቪድ-19 ከምዝተለኸፉ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ፥ እቲ ቫይረስ ናብ ኢትዮጵያ ካብ ዝኣቱ ጀሚሩ ኣብ…
ቤት ሚኒስትራት ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና እናተበኣኣሰ ብምምፅኡ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣዊጁ
ኣዲስ ኣበባ ፣ መጋቢት 30 ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ፌዴሪኢ ለበዳ ሕማም ቫይረስ ኮሮና እናተበኣኣሰ ምምፅኡ ምኽንያት ብምግባር ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ምእዋጁ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ እቲ ኣዋጅ ብዝምልከት ኣብ…
ሃገር ለኸ ዝተዋደደ ፕሮጀክት ማስተር ፕላን ትራንስፖርት ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ መጋቢት 30 ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትራንስፖርት ሃገር ለኸ ዝተዋደደ ፕሮጀክት ማስተር ፕላን ትራንስፖርት ብዕሊ ከምዝተጀመረ ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ትራንስፖርት ወይዘሮ ዳግማዊት ሞገስ፥ እቲ ፕሮጀክት ብዝተተለመሉ እዋንን ፅሬትን ንኽዛዘም ኩሎም መዳርግቲ ኣካላት ኣድላዪ…
ፈላሞት ተረባሕቲ ፕግራም ውሕስና ምግቢ ከተማታት ናይ ሰለስተ ወርሒ ቅድመ ክፍሊት ንኽኽፈሎም ተወሲኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መጋቢት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኮሚቴ ፕሮጀክት ስትሪሚንግ ልምዓታተዊ ሴፍቲኔት ከተማማታት ፌዴራል ፈላሞት ምስ ቫይረስ ኮሮና ቫይረስ ተተሓሒዙ ኣብ ዝተሓተ ደረጃ ዝርከቡ ዜጋታት ተረባሕቲ ዝገብሩ ውሳነታት ኣመሓላሊፉ።
እቲ ኮሚቴ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ፥ ምስ ፕሮጀክት ውሕስና ምግቢ…