Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ቀ/ሚ ዶክተር ኣቢይ ምስ ፕሬዚዳንት ሩዋንዳ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ፕሬዚዳንት ሩዋንዳ ፖል ካጋሜ ኣብ ምክልኻል ኮቪድ-19 ኣድሂቦም ተዛቲዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝፀሓፉዎ፥ ክልቲኦም መራሕቲ እቲ ቫይረስ ከስዕቦ ንዝኸእል…
ትራንስ ኢትዮጵያ ቫይረስኮሮና መከላኸሊ ዝኸውን 20 ሽሕ መሸፈኒ ማስክ ንምምሕዳር ከተማ መቐለ ኣረኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ትራንስ ኢትዮጵያ ቫይረስኮሮናመከላኸሊ ዝኸውን 20 ሽሕ መሸፈኒ ኣፍን ኣፍንጫን( ማስክ) ንምምሕዳር ከተማ መቐለ ኣረኪቡ።
እቲ ትካል ዝተፈላለዩ ሓገዛት እናገበረ ከምዝመፀን ሐዚ ድማ ቫይረስኮሮና ንምክልኻል ኣብ ጎድኒ ህዝብን መንግስትን ኮይኑ…
መሰረታዊ ሸቐጣት ብፍትሓዊ መንገዲ ናብ ሕብረተሰብ ክባፃሕ ፃዕሪ ይገብር ከምዘሎ ንኡስ ግብረ ሓይሊ ቑጠባ ምክልኻል ቫይረስኮሮና ትግራይ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መሰረታዊ ሸቐጣት ብፍትሓዊ መንገዲ ናብ ሕብረተሰብ ክባፃሕ ፃዕሪ ይገብር ከምዘሎ ንኡስ ግብረ ሓይሊ ቑጠባ ምክልኻል ቫይረስኮሮና ትግራይ ኣፍሊጡ
ኣተሓባባሪ እቲ ንኡስ ግብረ ሓይሊ ዶ/ር መብራህቱ መለስ ከምዝበልዎ፥ መፍረይቲን ወሃብቲ ግልጋልት…
1 ሺሕን 559 ተወሰኽቲ ተሃነፅቲ ሕጊ ይቕሬታ ከምዝተገበረሎም ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ፌዴራል ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)1 ሺሕን 559 ተወሰኽቲ ተሃነፅቲ ሕጊ ይቕሬታ ከምዝተገበረሎም ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ፌዴራል ሎሚ መዓልቲ ገሊፁ።
ላዕለዋይ ዓቃቤ ሕጊ ፌዴራል ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃብኡ መግለፂ፥ እቶም ይቕሬታ ዝተገበረሎም ተሃነፅቲ ኣብ ጣብያ…
ፓርቲታት ፖለቲካ ዓለም ኮቪድ-19 ኣብ ምቅላስ ዓለም ለኻዊ ምትሕብባር ምጥንኻር ዘኽእል ጥምረት ንክፍጠር ፃውዒት ኣቕሪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ፓርቲታት ፖለቲካ ዓለም ኮቪድ-19 ኣብ ምቅላስ ዓለም ለኻዊ ምትሕብባር ምጥንኻር ዘኽእል ጥምረት ንክፍጠር ፃውዒት ኣቕሪቦም።
“ኮቪድ-19 ኣብ'ዚ ሐዚ እዋን ኣብ መላእ ዓለም ብቕልጡፍ ይላባዕ ኣሎ” ዝበሉ እቶም ፓርቲታት፥ እቲ ለበዳ ንህዝቢ ዓለም…
ካልኣይ ዓመት ጉዕዞ ለውጢ እነኽብሮ ብሓደ ገፅ ፈተናን ስግኣትን ብኻሊእ መዳይ ድማ ኣብ ቅድሜና ብርሃን ተስፋ እናተርኣየና ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ካልኣይ ዓመት ጉዕዞ ለውጢ እነኽብሮ ብሓደ ገፅ ፈተናን ስግኣትን ብኻሊእ መዳይ ድማ ኣብ ቅድሜና ብርሃን ተስፋ እናተርኣየና ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ኢትዮጵያ ዝተጀመረ ጉዕዞ…
መንግስቲ ትግራይ ቫይረስኮሮና ብላባራቶሪ ብምምርማር ውፅኢት ምግላፅ ዘኽእል መሳርሒ ብዕሊ ኣጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2012 ዓ.ም(ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ትግራይ ቫይረስኮሮና ብላባራቶሪ ብምምርማር ውፅኢት ምግላፅ ዘኽእል መሳርሒ ሎሚ መዓልቲ ብዕሊ ኣጀሚሩ።
ነቲ ስነስርዓት ዘጀመሩ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል፥ እቲ መመርመሪ…
መንነቱን ክብረቱን ንምውሓስ ንመስዋእቲ ጋእ ዘይበለ ህዝቢ ህይወቱ ንምድሓን ክኸብዶ ኣይኽእል- ዶከተር ደብረፂዮን
መንነቱን ክብረቱን ንምውሓስ ንመስዋእቲ ጋእ ዘይበለ ህዝቢ ህይወቱ ንምድሓን(ንምትራፍ) ክኸብዶ ኣይኽእል፣ ኣይግባእን እውን ክብሉ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶከተር ደብረፂዮን ገብረሚካኤል ገሊፆም።
እቶም ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፅ ኣብ…
ኣብ ትግራይ ብሕማም ቫይረስ ኮረና ተጠርጢሮም ናሙና ካብ ዝተወሰደሎም 55 ሰባት ናይቶም 40 ሰባት ውፅኢት ካብቲ ቫይረስ ናፃ ምዃኖም ተረጋጊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ብሕማም ቫይረስ ኮረና ተጠርጢሮም ናሙና ካብ ዝተወሰደሎም 55 ሰባት ናይቶም 40 ሰባት ውፅኢት ካብቲ ቫይረስ ናፃ ምዃኖም ተረጋጊፁ።
ናይቶም ዝተረፉ 15 ሰባት ድማ ኣብ ከይዲ ምርመራ ከም ዝርከብ ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ ኣሎ።…
ሲኖዶስ ቤተክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ግልጋሎት ስርዓተ ቅዳሰ ብዝተወሰኑ ካህናት ንኽወሃብ ውሳነ ኣመሓላሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዋሚ ሲኖዶስ ቤተክርስቲያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢትዮጵያ ግልጋሎት ስርዓተ ቅዳሰ ሓዊሱ ካልኦት መንፈሳዊ ኣገልግሎታት ካብፅባሕ ጀሚሩ ብዝተወሰኑ ካህናት ንኽወሃብ ውሳነ ኣመሓላሊፉ።
እቲ ሲኖዶስ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ እቲ ኣገልግሎት ካብ…