Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ልዕሊ ድሕንነትን ጥዕናን ህዝብና ዝስራዕ ውራይ የብልናን! – ዶ/ር ደብረፂዮን ገ/ሚካኤል
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ደብረፂዮን ገብረሚካኤል ''ልዕሊ ድሕንነትን ጥዕናን ህዝብና ዝስራዕ ውራይ ከምዘይብልና ፈሊጥና ሕድሕድና መሪሕ ተራ ክንፃወት ይግባእ'' ክብሉ ፃውዒት ኣቕሪቦም።
እቶም ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ኣብ…
ቀ/ሚ ኣቢይ ምስ መራሕቲ ኣባል ሃገራት ኢጋድ ዘተ ኮንፈረንስ ቪዲዮ ኣሳሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ መራሕቲ ኣባል ሃገራት በይነ መንግስታት ንምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ዘተ ኮንፈረንስ ቪዲዮ ኣሳሊጦም።
ኣብቲ ዘሳለጡዎ ዘተ ድማ ኮቪድ-19 ብብርኪ ዓለም ዘብፀሖ ዘሎ ፅዕንቶ ንምፅዋር ናይ…
ሎሚ መዓልቲ ብቫይረስ ኮሮና ከምዝተለኸፉ ዝተረጋገፁ ክልተ ሰባት ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝርከቡ ኢዮም – ሚኒስቴር ጥዕና
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ብቫይረስ ኮሮና ከምዝተለኸፉ ዝተረጋገፁ ክልተ ሰባት ኣብ ክልል ኣምሓራ ዝርከቡ ምዃኖም ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
ቶም ውልቀ ሳባት፥ እታ ሓንቲ ኣብ ዱባይ ፀኒሓ ናብ ባህርዳር ዝተመለሰት ኮይና፤ እቲ ካሊእ ድማ ካብ ኣሜሪካ ዝመፅአ ነባሪ…
ኣብ ኢትዮጵያ በዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት 23 ምብፅሑ ቀ/ሚ ዶክተር ኣቢይ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ በዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት 23 ምብፅሑ ቀዳማይ ሚኒስቴር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣፍሊጦም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኸቲ፥ በቲ ቫይረስ ዝልከፉ ሰባት…
ተሸከርከር መመላስቲ ህዝቢ ናብ ክልል ኣማሓራ ንኸየኣተዋ መዓቐብ ተነቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ተሸከርከር መመላስቲ ህዝቢ ናብ ክልል ኣማሓራ ንኸየኣተዋ ማዕቐብ ተነቢሩ።
ካብ ዝኾነ ኣንፈት ኢትዮጵያ ናብ ክልል ኣምሓራ ዝጓዓዛ ኩለን ተሸከርከርቲ መመላለስቲ ህዝቢ ካብ ትማሊ ለይቲ ሰዓት ሹዱሽተ 20 መጋቢት 2012 ዓ.ም ጀሚረን ናብቲ…
ኣብ ኢትዮጵያ በዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት 21 በፂሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ በዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት 21 ምብፅሑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ።
እቲ ሚኒስቴር ትማሊ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ 87 ሰባት ምርመራ ላብራቶሪ ተገይሩሎም በቲ ቫይረስ ዝተለኸፉ ሓሙሽተ ሰባት ምርካቦም ኣፍሊጡ።
ኩሎም በቲ…
ኣብ ትግራይ ካብ 5 ክሳብ 12 ክፍሊ ተምሃሮ ትምህርቲ ብሬዲዮን ቴሌቪዥንን ካብ ዕለተ ሰኑይ ጀሚሩ ክወሃብ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትግራይ ካብ 21 መጋቢት 2012 ዓ.ም ጀሚሩ ካብ ቀዳማይ ክሳብ 12 ክፍሊ ንዘለዉ ተምሃሮ ዝኸውን ትምህርቲ ብሬዲዮ ከምዝጅመር ቢሮ ትምህርቲ እቲ ክልል ኣፍሊጡ።
ብምኽንያት ተላባዲ ሕማም ቫይረስኮሮና ካብ 8 መጋቢት 2012 ዓ/ም ጀሚሩ…
ብብርኪ ሃገር ኣብ ዝግበር ብሄራዊ ምንቅስቓስ ደገፍ ምክልኻል ኮቪድ 19 ክሳተፉ ንዝደሊዩ ኣካላት ሙሉእ ሓበሬታ ባንኪታት ዕላዊ ኮይኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብብርኪ ሃገር ኣብ ዝግበር ብሄራዊ ምንቅስቓስ ደገፍ ምክልኻል ኮቪድ 19 ክሳተፉ ንዝደሊዩ ኣካላት ሙሉእ ሓበሬታ ባንኪታት ዕላዊ ኮይኑ።
ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ንምክልኻል ሃንደበታዊ ኩነታት ኮቪድ-19 ዝውዕል ገንዘብን…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብቐጥታ ዝገብሮ ምቑራፅ ትኬት ጠጠው ከምዘበለ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብቐጥታ ዝገብሮ ምቑራፅ ትኬት ጠጠው ከምዘበለ ኣፍሊጡ።
እቲ መገዲ ኣየር ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ ከምዝበሎ፥ ዝኾነ ይኹን በረራ ንምክያድ ዘድሊ ትኬት ብኢንተርኔት ክኸውን ወሲኑ ኣሎ።
መበገሲ…
ኣብ ኣሜሪካ በዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ልዕሊ 86 ሽሕ በፂሑ።
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ በዝሒ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት ልዕሊ 86 ሽሕን 12 ምብፅሑ ተገሊፁ።
እዚ ድማ ኣብ ካልኦት ሃገራት ካብ ዝተርኣየ መጠን በቲ ቫይረስ ዝተለኸፉ ሰባት ንላዕሊ ክኸውን ገይሩዎ ኣሎ።
ብመሰረት ፀብፃብ ዩኒቨርሲቲ ጆንስ…