Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ንሕክምና ቫይረስ ኮሮና ዝኸውን መድሓኒት ሃገር በቆል ምስ ዘበናዊ ብውዳድ እናተዳለወ ምዃኑ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሕክምና ቫይረስ ኮሮና ዝኸውን መድሓኒት ፈላጣት ሃገር በቆል መድሓኒት ምስ ዘበናዊ ሓኻይም ብውዳድ እናተዳለወ ምዃኑ ተገሊፁ።
ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን፥ ቫይረስ ኮሮና ብሳይንሳዊ ምርምር ዝተሓገዘ ሃቀር በቆል ፍልጠት ምስ ዘበናዊ ሳይንስ…
ማሕበር ልምዓት ትግራይ ብልዕሊ ብር 3 ነጥቢ 4 ሚልዮን ዝተዓደጉ ናውቲ ሕክምና ብሓገዝ ኣበርኪታ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ማሕበር ልምዓት ትግራይ ብልዕሊ ብር 3 ነጥቢ 4 ሚልዮን ዝተዓደጉ ናውቲ ሕክምና ብሓገዝ ኣበርኪታ።
እቲ ሓገዝ፥ ማሕበር ልምዓት ትግራይን ጨንፈር ጀርመንን ብምትሕብባር ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይን ዝተዳለወ እዩ።
እቶም…
መንግስቲ ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ንምዕጋት ዝውሰዱ ሓደሽቲ ስጉምቲታት ዕላዊ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ አሕመድ ቫይረስ ኮሮና (ኮቪድ-19) ንምክልኻል ምስ ዝተጣየሸን ምስ ሚኒስቴር ኣቢያተ ዕዮ ዝተውፃእፀአን ኮሚቴ ብቪዲዮ ኮንፈረንስ ተዛቲዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ እቲ ቫይረስ ንምክልኻል ክሳብ ሕዚ ኣብ…
ኣብ ኢትዮጵያ ቁፅሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት 16 በፂሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ቁፅሪ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፉ ሰባት 16 ምብፅሑ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
እቲ ኢንስቲትዩት ብዛዕባ ዝርገሐ እቲ ቫይረስ ኣድሂቡ ሎሚ መዓልቲ መግለፂ ሂቡ።
3 መጋቢት 2012 ዓ.ም ኣብ ኢትዮጵያ…
ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል መንግስቲ ዘውፀኦም መምርሒታት ኣብ ዘይፍፅሙ ዜጋታት ስጉምቲ ከምዝወስድ ፖሊስ ፌዴራል ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዝርገሐ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል መንግስቲ ዘውፀኦም መምርሒታት ኣብ ዘይፍፅሙ ዜጋታት ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ስጉምቲ ከምዝወስድ ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ገሊፁ።
ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል እነደሻው ጣሰው ኣብቲ ጉዳይ ኣድሂቦም ኣብ ዝሃቡዎ…
ኣብ ከተማ ኣዳማ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፈ ሓደ ሰብ ተረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ከተማ ኣዳማ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፈ ሓደ ሰብ ምርካቡ ኣብቲ ክልል ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ዝተጣየሸ ግብረ ሓይሊ ገሊፁ።
ምስቲ ውልቀሰብ ንኽክእ ዝነበሮም 24 ሰባት ከምዝተፈለዩ እውን ተሓቢሩ።
እቲ ግብረ ሓይሊ፥…
ኣብ ዞባ ምብራቕ ጎጃም ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ክልተ ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ህይወቶም ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ዞባ ምብራቕ ጎጃም ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ክልተ ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ህይወቶም ሓሊፉ።
እቲ ሓደጋ፥ ተምሃሮ ዩኒቨርሲቲ ሒዛ እናተጓዓዘት ዝነበረት ኣውቶብስ ብምግልባጣ ዝተፈጠረ እንትኸውን፥ ህይወቶም ካብ ዝሓለፉ ተምሃሮ ብተወሳኺ…
ኣብ ዞባ ምዕራብ ሸዋ ብዝበፅሐ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 17 ሰባት ሓሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ ኣብ ዞባ ምዕራብ ሸዋ ወረዳ ሚዳቀኝ ብዝበፅሐ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 17 ሰባት ምሕላፉ ተገሊፁ።
እቲ ሓደጋ ትራፊክ፥ ኣብቲ ወረዳ በላሚ ኣብ ዝበሃል ከተማ ትማሊ ናይ ንጉሆ ሰዓት ፈረቓን ፈረቓን ዘጋጠመ ኢዩ።
በቲ ሓደጋ…
ዩንቨርስቲ መቐለ ተምሃሩኡ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያታት ነናብ ከባቢኦም የጓዓዕዝ ከምዘሎ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩንቨርስቲ መቐለ ተምሃሩኡ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያታት ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ነናብ ከባቢኦም የጓዓዕዝ ከምዘሎ ገሊፁ።
ፕሬዚዳንት እቲ ዩንቨርስቲ ፕሮፌሰር ክንደያ ገብረህይወት ኣብ ትዊተር ገፅ ከምዝፀሓፍዎ፥ ብብርኪ ዓለም ኣጋጢሙ ካብ ዘሎ ለበዳ…
መከራ እንትገጥመና ብሓድነት ከምእንሻገሮ ብተግባር ነርእይ – ቀ/ሚ ዶ/ር ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ፥ ቫይረስኮሮና ዘስዕቦ ፀገም ብምፅዋር ብዓወት ንምሽጋር ብዝምልከቶ ኣካል ዝወሃቡ መምርሒታት ተግባራዊ ምግባር ከምዘድሊ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ፌስ ቡክ ገፅ…