Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ትግራይ ኣብ ሸቐጣትን ናውቲ ሕክምናን ወሰኽ ዋጋ እንተጋጥም ሓበሬታ ንምሃብ ዘኽእሉ ቁፅሪታት ስልኪ ዕላዊ ተገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቫይረስ ኮሮና ኣብ ኢትዮጵያ ምርኣዩ ስዒቡ ኣብ ሸቀጣትን ናውቲ ሕክምናን ወሰኽ ዝገበሩ ነጋዶ ከምዝተረኸቡ ቢሮ ንግድን ኢንዳስትርን ክልል ትግራይ ገሊፁ።
ስለዝኾነ ሕብረተሰብ ኣብ ሸቐጣትን ናውቲ ሕክምናን ወሰኽ ዋጋ እንተጋጥም ሓበሬታ ንምሃብ…
ኮርፖሬሽን ሽኮር ንመሰናድኢ ኣቑሑት መሐለዊ ፅሬት ዝውዕል እኹል ቴክኒካል ኣልኮል ምህላዉ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ሽኮር ኢትዮጵያ ንመሰናድኢ ኣቑሑት መሐለዊ ፅሬት ዝውዕል ልዕሊ 3 ሚሊየን ሊትሮ "ቴክኒካል ኣልኮል" ምህላዉ ኣፍሊጡ።
ኮርፖሬሽን ሽኮር ናብ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ፥ እቲ ኣልኮል ኣብ ፋብካታት ሽኮር ፊንጫን…
ዶክተር ካትሪን ሃምሊን ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መጋቢት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ መስራቲት ሆስፒታል ፌስቱላ ዶክተር ካትሪን ሃምሊን ካብዚ ዓለም ብሞት ተፈሊየን።
ብሕማም ፌስቱላ ንዝተጠቐዓ ኣዴታት ኢትዮጵያ ብምሕጋዝ ዝፍለጣ ዶክተር ካትሪን ሃምሊን ኣብ መበል 96 ዓመተን ኢየን ትማሊ ዓሪፈን።…
ኣብ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ምስ ቫይረስ ኮሮና ምዝማድ ዘለዎም ጉዳያት ዝከታተል ግብረ ሓይሊ ተጣይሹ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኩሎም ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ምስ ቫይረስ ኮሮና ምዝማድ ዘለዎም ጉዳያት ዝከታተል ግብረ ሓይሊ ከምዝተጣየሸ ሚኒስቴር ሳይንስን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲን ኣፍሊጡ።
እቲ ግብረ ሓይሊ ተግባራዊ ስርሑ ዝጀመረ እንትኸወን፥ ካብ 7 መጋቢት 2012…
ቫይረስ ኮሮና ኣብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንኸየጋጥም ንምክልኻል ዘኽእል ግብረ ሓይሊ ተጣይሹ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ምስፍሕፋሕ ቫይረስ ኮሮና ኣብ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ንምክልኻል ዘኽእል ግብረ ሓይሊ ከምዝተጣየሸ ጠቅላይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ፌዴሪኢ ጄኔራል ኣደም መሓመድ ገሊፆም።
ጄኔራል ኣደም እቲ ቫይረስ ኣብ ሰራዊት ንከየጋጥም ዓሊሙ ዝግበር ዘሎ…
ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ኣቢያተ ፍርዲ ፌዴራል ብኽፋል ከምዝዕፀዉ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ኣቢያተ ፍርዲ ፌዴራል ብኽፋል ከምዝዕፀዉ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ኣፍሊጡ።
ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ወይዘሮ መዓዛ አሸናፊ ብምኽንያት ዝርገሐ ይረስ ኮሮና ኣብ ኣወሃህባ ግልጋሎት ኣቢያተ ፍርዲ ኣመልኪተን…
54 ሽሕ ሄክታር መሬት ትግራይ ብመስኖ ለሚዑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ቀዳማይ ዙር ልምዓት መስኖ ልዕሊ 54 ሽሕ ሄክታር መሬት ብመስኖ ምልምዑ ቢሮ ሕርሻን ልምዓት ገጠርን ትግራይ ኣፍሊጡ።
እቲ ልምዓት መስኖ ንልዕሊ 200 ሽሕ ሓረስቶት ተጠቀምቲ ዝገበረ ምዃኑ መራሒ ጉጅለ ኣሕምልትን ቅመማ ቅመምን እቲ ቢሮ ኣይተ…
ግልጋሎት ውሃብቲ ትካላት ኣብ ምክልኻል ቫይረስ ኮሮና እኹል ግንዛበ ንክህልወን ይስራሕ ኣሎ – ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ግልጋሎት ወሃብቲ ትካላት ምስ ፍሰት ቱሪዝም ተኣሳሲሩ ናብ ትግራይ ዝኣትው ዑደተኛታት ጥንቃቐ ዝተመለኦ ግልጋሎት ንክህባ ግንዛበ ናይ ምዕባይ ስራሕቲ ምሃብ ምጅማሩ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ።
ሓላፊት እቲ ቢሮ ወይዘሮ ብርኽቲ…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሕብተረሰብ ቅድመ ጥንቃቐ ቫይረስ ኮሮና ንኽገብር ሓበሬታ ናይ ምብፃሕ ስራሕቲ ይስራሕ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሕብረተሰብ ቅድመ ጥንቃቐ ቫይረስ ኮሮና ንኽገብር ተኸታተልቲ ሓበሬታ ናይ ምብፃሕ ስራሕቲ እናተሰርሐ ምዃኑ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ።
እቲ ከተማ ምምሕዳር ከምዝገለፆ፥ ኣብዚ ሶሙን ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተወ ቫይረስ ኮሮና ኣቐዲሙ ንምክልኻልን…
ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፈ 6ይ ሰብ ተረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ብቫይረስ ኮሮና ዝተለኸፈ ሻድሻይ ሰብ ምርካቡ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ኣፍሊጠን።
ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ኢትዮጵያ፥ ኣብ ውሽጢ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ሆስፒታታልትን ሆቴላትን ናይ ርክብ መርበብ ብምዝርጋሕ እናሰርሐ ምዃኑ…