Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ቁፅሪ ቋንቋታት ስራሕ ፌዴራል ምውሳኽ በዓል ብዙሕ ልሳን ሃገረ መንግስቲ ንምህናፅ ይሕግዝ – ሙሁራት
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቁፅሪ ቋንቋታት ስራሕ ፌዴራል ምውሳኽ በዓል ብዙሕ ልሳን ሃገረ መንግስቲ ንምህናፅ ከምዝሕግዝ ሙሁራት ገሊፆም።
ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ካብ ኣምሓርኛ ብተወሳኺ ኣፋን ኦሮሞ፣ ትግርኛ፣ ሶማልኛን ዓፋርኛን ቋንቋ ስራሕ ፌዴራል ንኽኾኑ ወሲኑ…
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ንዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ ሽመት ኣምባሳደርነት ሂበን
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዘገልግሉ ሓለፍቲ ስራሕ ሽመት ኣምባሳደርነት ሂበን።
ብመሰረት እዚ፦
1. ኣይተ ብርሃኑ ፀጋዬ
2. ወይዘሮ ያለም ፀጋይ
3. ወይዘሮ ሂሩት ዘመነ
4. ኣምባሳደር ማርቆስ ተክሌ…
ግድብ ህዳሰ ንህያብ ወይድማ ብናይ ካሊእ ወገን ትእዛዝ ዝስራሕ ፕሮጀክት ከምዘይኮነ ክፍለጥ ይግባእ – መንግስቲ ኢትዮጵያ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኢትዮጵያ ግድብ ህዳሰ ናይ ምህናፅ ምሉእ መሰል ዘለዋ ምዃኑ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸው ገሊፆም።
ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣይተ ገዱ ኣንዳርጋቸውን ሚኒስትር ማይ፣ መስኖን ኢነርጂን ዶክተር ኢንጂነር ስለሺ በቀለን…
ጨረር ዘፈልፍሉ መሳርሒታት ኣቕሑት ዝጥቀሙ ትካላት ግንዛበኦም ክዓቢ ምግባር ከምዝግባእ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ጨረር ዘፈልፍሉ መሳርሒታት ኣቕሑት ዝጥቀሙ ትካላት ግንዛበኦም ክዓቢ ኣብ ምግባር ክስራሕ ከምዝግበኦ ተገሊፁ።
ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣመራርሓታት በዓል መዚ ምክልኻል ጨረርን ኣብ ክሊ ስራሕቲ እቲ በዓል መዚ ኣድሂቦም ተዛትዮም።
ዋና…
ቤት ፍርዲ ዝመርሖ ማእኸል ስምምዕ ንምጥንኻር ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተኸቲሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2012(ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፍርዲ ዝመርሖ ማእኸል ስምምዕ ንምጥንኻር ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ሎሚ መዓልቲ ተኸቲሙ።
ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራልን ማእኸል ስምምዕን ግልግልን ዳይነት ኢትዮጵያን ኣብ ውሽጢ ኣብያተ ፍርዲ ፌዴራል ዝተጣየሸ ቤት ፍርዲ ዝመርሖ ማእኸል ስምምዕ…
ኣብ ባህሬን ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ንምኽፋት ምድላው ይግበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ባህሬን ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ፌዴሪኢ ንምኽፋት ምድላው እናተገበረ ምዃኑ ተገሊፁ።
ብሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ዝተመርሐ ጊጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ፥ ኣብታ ሃገር ቤት ፅሕፈት ቆንስላ ምኽፋት ኣብ ዝከኣለሉ ጉዳይ…
ሚኒስትር ሰላምን ሲቪክ ማሕበራትን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ማዕቐፍ ትሕብብር ተዳሊዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ሰላምን ሲቪክ ማሕበራትን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ማዕቐፍ ትሕብብር ከምዝተዳለወ ተገሊፁ።
ሎሚ መዓልቲ ድማ ኣብቲ ማዕቐፍ ትሕብብር ዘድሃበ መድረኽ ዘተ ምስ ዝምልከቶም መዳርግቲ ኣካላት እናተሳለጠ ይርከብ።
እቲ ማዕቐፍ…
ባህሊ ሓቢርካ ምንባርን ፍቕሪን ከባቢ ምብራቕ ኢትዮጵያ ንምጥንኻር ከምዝስራሕ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅና ከተማ ምምሕዳር ድሬዳዋን ክልል ሃረሪን ዘካይድዎ ስልጠና ይቕፅል ኣሎ።
ኣብቲ ዝካየድ ዘሎ ስልጠና ድማ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ ሙሁመድ፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኣይተ ኦርዲን በድሪን…
ብኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ዑደት ኣካይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ብኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ዕላዊ ዑደት ኣካይዱ።
እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ጅቡቲ ዑደት ዝገበረ ብፕሬዚዳንት ቤት ምኽሪ እታ ሃገር መሓመድ ዓሊ ሁመድ ብዝቐረበሉ እንግዶት ኢዩ።…
ቀ/ሚ ዶክተር ኣቢይ ምስ ኣባላት ማሕበር ሰብ ታክሲ ተዛትዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሬኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣባላት ማሕበር ሰብ ታክሲ ኣዲስ ኣበባ ተዛትዮም።
እቶም ኣባላት፥ ቅድሚ እቲ ዘተ ኣብ ፕሮጀክት ምውቃብ ሸገርን ኣብ እንጦጦ እናተሳለጡ ዝርከቡ ስራሕቲን ሓዊሱ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ እናተኻየዱ…