Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ተመረቐቲ ተምሃሮ ዩኒቨርስቲ ራያ መበል 124 ዓመት ዓወት ኩናት ዓድዋ ምኽንያት ብምግባር ወፍሪ ፅሬት አሳሊጦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ተመረቐቲ ተምሃሮ ዩኒቨርስቲ ራያ መበል 124 ዓመት ዓወት ኩናት ዓድዋ ምኽንያት ብምግባር አብ ሓወልቲ ሃርበኛታት ከተማ ማይጨው ወፍሪ ፅሬት አሳሊጦም።
እቶም ንፈለማ እዋን አብ 2012 ዓ.ም ዝምረቑ ናይ ዩኒቨርስቲ ራያ ተምሃሮ፥ ማይጨው ናይ ፍቕሪ…
በዓል ዓወት ዓድዋ ኢትዮጵያውያን ኣብ ዝኾነ ይኹን እዋን ኣብ ጉዳይ ሉኣላዊነት ሃገር ዘይደራደሩ ምዃኖም መርኣያ ኢዩ – ፕሬዚዳን ሳህለወርቅ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)በዓል ዓወት ዓድዋ ኢትዮጵያውያን ኣብ ዝኾነ ይኹን እዋን ኣብ ጉዳይ ሉኣላዊነት፣ መሰልን ናፅነትን ሃገር ዘይደራደሩ ምዃኖም መርኣያ ከምዝኾነ ፕሬዚዳን ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ ገሊፀን።
መበል 124 ዓመት ዓወት ዓድዋ፥ ባዕዳዊ ወራሪ ጣሊያን…
መበል 124 ዓመት በዓል ዓወት ዓድዋ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል 124 ዓመት ዓወት ዓድዋ ምኽንያት ብምግባር ኣብ ከተማ ዓድዋ ዝተፈላለዩ ምድላዋት እናተሳለጡ ይርከቡ።
ብመሰረት እዚ ትማሊ ቅድሚ ክልተ ዓመት ነዚ ታሪኻዊ ዕለት ንምዝካር ኣብ ከተማ ዓድዋ ንክህነፅ እምነ ሰረት ተነቢርሉ ዝነበረ ፖን ኣፍሪካን…
መበል 124 በዓል ዓወት ዓድዋ ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መበል 124 በዓል ዓወት ዓድዋ ይኽበር ኣሎ።
እቲ በዓል ምኽንያት ብምግባር ሎሚ ንጎሆ ኣብ ኣዲስ ኣበባ መድፍዕ ተተኩይሱ።
ኢትዮጵያውያን ብሓባር ብምዃን ኣብ ልዕሊ ወራሪ ጣሊያን ዓወት ዘመዝገቡሉ እቲ በዓል፥ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል…
ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ መበል 124 በዓል ዓወት ዓድዋ ንምኽባር ናብ ከተማ ዓድዋ ኣትየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ሳህለወርቅ ዘውዴ መበል 124 በዓል ዓወት ዓድዋ ንምኽባር ናብ ከተማ ዓድዋ ኣትየን።
እተን ፕዚዳንት ኣብ ኣኽሱም መዕርፎ ነፈርቲ ሃፀይ ዮሃንስ እንትበፅሓ፥ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል…
ኣብ ክሊ ግድብ ህዳሰ ኣድሂቡ ካብ መንግስቲ ዝተውሃበ መግለፂ
ኣዲስ አበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክሊ ድርድር ዓቢዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ኣድሂቡ ካብ መንግስቲ ዝተውሃበ መግለፂ።
ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሬኢን ሚኒስቴር ማይ መስኖን ኢነርጂ ፌዴሬኢን፥ ሴክሬታሪ ዲፓርትመንት ቤት ግምጃ ኣሜሪካ 21 ለካቲት 2012 ዓ.ም (ከም ኣቆፃፅራ…
ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ክትትል ዝገብር ብሄራዊ ኮሚቴ ሚኒስትራት ተጣይሹ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ክትትል ዝገብር ብሄራዊ ኮሚቴ ሚኒስትራት ተጣይሹ።
ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል 80 ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ።
በቲ ቤት ምኽሪ ካብ ውሽጢ…
ንመመረቒ ዝዳለዉ ፅሑፋት ብሶፍትዌር ተመርሚረም ካብ ፕላጃሪዝም ናፃ ምዃኖም እንተይተረጋገፀ ዲግሪ ከምዘይህብ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ካብ 22 ለካቲት 2012 ዓ.ም ጀሚሩ ፖሊሲ ፀረ-ፕላጃሪዝም (Anti-Plagiarism) ተግባራዊ ከምዝገብር ኣፍሊጡ።
እቲ ዩኒቨርሲቲ ንመመረቒ ዝዳለዉ መፅናዕታዊ ፅሑፋት፥ብአርከንድ (URKUND) ሶፍትዌር ተመርሚረም ካብ…
በዓል 11 ለካቲት ህዝቢ ትግራይ ዝኸነ ወፅዓ ዘይቅበልን ብሽርሒ ዘይስኮን ህዝቢ ምዃኑ ዘርኢ ኢዩ – ወይዘሮ ፈትለወርቅ ገብረእግዚኣብሄር
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል 11 ለካቲት ህዝቢ ትግራይ ዝኸነ ወፅዓ ዘይቅበልን ብሽርሒ ዘይስኮን ህዝቢ ምዃኑ ዘረጋገፀሉ በዓል ከምዝኾነ ምክትል ኣቦ መንበር ህወሓትን ፈትለወርቅ ገብረእግዚኣብሄር ገሊፀን።
ፅምብል በዓል 11 ለካቲት ኣብ ማእከል ሃገርን ካለኦት ክፍሊታት…
መዛዘሚ ፅምብል በዓል 11 ለካቲት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሎሚ መዓልቲ ክካየድ እዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ለካቲት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)መዛዘሚ ፅምብል በዓል መበል 45 ዓመት 11 ለካቲት ኣብ ኣዳራሽ ሚሌኒየም ኣዲስ ኣበባ ብድሙቕ ስነ-ስርዓት ሎሚ መዓልቲ ክካየድ ኢዩ።
ነቲ በዓል ንዘተሓባብሩን ፀጥታ ዘኽብሩን ኣካላት ኣቐዲሙ መደብ ኦሬንቴሽን ከምዝተውሃቦም ማሕበር መናእሰይ ትግራይ…