Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፅባሕ ኣብ ዘሳልጦ ጉባኤ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ከመሓላልፍ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ፅባሕ ኣብ ዘሳልጦ ሓምሻይ ዘበን መበል 13 ስሩዕ ጉባኤኡ ዝተፈላለዩ ውሳነታት ከመሓላልፍ ኢዩ። እቲ ባይቶ ኣብ ዘካይዶ ጉባኤ፥ ተወሳኺ በጀት ዓመተ 2012 መንግስቲ ፌዴራልን ረቂቕ ኣዋጅ ምምሕያሽ ኣሸፋፍና ወፃኢን…

ክልል ዓፋር ዘሰልጠኖም ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ዓፋር ዘሰልጠኖም ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ ኣመሪቑ። እቶም ኣባላት ፍሉይ ሓይሊ፥ ንኣርባዕተ ኣዋርሕ ብምስልጣን ከምዘመረቖም ተገሊፁ። ኣብቲ ስነ ስርዓት ምረቓ ኮሚሽነር ኮሚሽን ፖሊስ ፌዴራል ጀኔራል እንዳሻው ጣሰው ተረኺቦም።…

ሓድነት ህዝቢ ንኽሽርሸር ኣብ ልዕሊ ዝገብሩ ፓርቲታት ፖለቲካን መራኸብቲ ሓፋሽን ስጉምቲ ክውሰድ̕ዩ – መንግስቲ

ኣዲስ አበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)መንግስቲ ባህሊ ሓቢርካ ምንባርን ሓድነትን ህዝቢ ንኽሽርሸር ኣብ ልዕሊ ዝገብሩ ፓርቲታት ፖለቲካን መራኸብቲ ሓፋሽን ስጉምቲ ከምዝወስድ ኣፍሊጡ። ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፕሬስ ሴክሬታሪያት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣይተ ንጉሱ ጥላሁን ንፋና ብሮድካስቲንግ…

ንተምሳሌት ሰላም ዓበይቲ ዓዲ ጋሞ ዝዝክር ሲምፖዚየም ባህሊ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ንተምሳሌት ሰላም ዓበይቲ ዓዲ ጋሞ ዝዝክር ሲምፖዚየም ባህሊ ሎሚ መዓልቲ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ሲምፖዚየም፥ “ተምሳሌት ሰላም ዓበይቲ ዓዲ ጋሞ ንህንፀት ሃገር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣዳራሽ ሚሊኒየም እናተሳለጠ ዝርከብ።…

ዓለም ለኻዊ ጉጅለ ልኡኽ መሻርኽቲ ትምህርቲ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ

አዲስ አበባ፣ የካቲት 30፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ዓለም ለኻዊ ጉጅለ ልኡኽ መሻርኽቲ ትምህርቲ ሎሚ መዓልቲ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ። እቶም ኣባላት ጉጅለ ልኡኽ ንሰለስተ መዓልታት ዝፀንሕ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ዛካይዱ እንትኾኑ፥ ሚኒስትር ትምህርቲ ዶክተር ኢንጂነር ጌታሁን መኩሪያን ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ…

ቀ/ሚ ዶክተር ኣቢይ ምስ ኣመራርሓታት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ተዛትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ምስ ኣመራርሓታት ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ተዛትዮም። ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናዊ ኩነታት ሃገር ዘድሃበ ዘተ ከምዝኾነ ተገሊፁ። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር፥ ኣብ ሰራዊት ምክልኻል እናተሰርሑ ዝርከቡ…

ተጋሩ ነበርቲ ዓፋር ወረዳ ኢሬብቲ ማልት ንእተሳልጦም ስራሕቲ ልምዓት ዝኸውን ሓገዝ ገንዘብ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ዓፋር ወረዳ ኢሬብቲ ዝነብሩ ተጋሩ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ንእተሳልጦም ስራሕቲ ልምዓት ዝኸውን ሓገዝ ገንዘብ ገይሮም። እቶም 16 ሺሕን 909 ብር ዘወፈዩ መዓልታዊ ሰራሕተኛታት፣ ነጋዶ፣ ሰራሕተኛታት ኣብያተ ፅሕፈት…

ኣብ ኢትዮጵያ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ዘኽእሉ ስራሕቲ ይስርሑ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ቫይረስ ኮሮና ንምክልኻል ዘኽእል ስራሕቲ ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ። ብሄራዊ ኮሚቴ ምቁፅፃርን ምክልኻልን ቫይረስ ኮሮና ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ዝተረኸብሉ ሎሚ መዓልቲ ስራሕቱ ገምጊሙ። እቲ ቫይረስ ናብ ኢትዮጵያ…

ህዝቢ ትግራይ ሰብኣዊ መሰሉ ንምርግጋፅ ኣብ ዘካየዶ ቃልሲ እጃም ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ዝዓዘዘ ነይሩ – ዶ/ር ደብረፂዮን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶክትር ደብረፂዮን ገብሚካኤል ዓለም ለኸ መዓልቲ ደቂ ኣንስትዮ (ማርች 8) ብዝምልከት ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም እቶም ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ኣብ መልእኽቶም፥ ህዝቢ ትግራይ ሰብኣዊን…

ማዕረ ተጠቃምነትን ፍትሓውነትን ህዝቢ ትግራይ ንኽረጋገፅ ከምእንቃለስ ወሲና-ፎረም ውድባትን ማሕበራትን ትግራይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)"ምርግጋፅ ህልውናን ድሕንነትን ህዝቢ ትግራይ" ብዝብል መሪሕ ቃል ኣብ ሓወልቲ ሰማእታት ዝካየድ ዝነበረ መስራቲ ጉባኤ ፎረም ውድባትን ማሕበራትን ትግራይ ተዛዚሙ። እቲ ኣብ ትግራይ ንፈለማ እዋን ዝተሳለጠ መስራቲ ጉባኤ 23 ማሕበራትን ሰለስተ…