Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ብምኽንያት መበል 45 ዓመት ምጅማር ዕጥቃዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ 11 ለካቲት ዝተውሃበ መግለፂ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ተግራይ ብምኽንያት መበል 45 ዓመት ምጅማር ዕጥቃዊ ቃልሲ 11 ለካቲት ውድባዊ መግለፂ ሂቡ።
ሙሉእ ትሕዝቶ እቲ መግለፂ ከምዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ።
ኣብዛ ሃገር ንዝነበረ ወፅዓ፣ መፅቀጥትን ማእለያ ዘይብሉ ግፍዕታትን እምቢ…
ብቫይረስ ኮረና ካብ ዝተጠቕዓ ሃገራት ዝመፅኡ 465 ሰባት ክትትል ይግበረሎም ኣሎ-ሚኒስቴር ጥዕና
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣስታት 125 ሺሕን 850 ዝኾኑ ተጓዓዝቲ ኣብ ዓለም ለኻዊ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ብምርመራ ከምዝሓለፉ ሚኒስቴር ጥዕና ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ።
እቲ ሚኒስቴር እዋናዊ ኩነታት ቫይረስ ኮረና ብዝምልከት ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ 3 ሺሕን 538 ተጓዓዝቲ በቲ ቫይረስ…
ኣብ መቐለ ኣብ 100 ሄክታር መሬት ዝዓርፍ ሪል እሰቴት ክህነፅ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ዶ/ር ደብረፂዮን ገ/ሚካኤል ኣብ ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ጣብያ ሞሞና ንዝህነፅ መንበሪ ኣባይቲ ሪልስቴት እምነ ኩርናዕ ኣንቢሮም።
ድሕሪ ምንባር እቲ እምነ ኩርናዕ መቐለ ዓለም ለኸ ኸተማ እያ ዝበሉ ዶ/ር…
በዓል 11 ለካቲት ድሙቐን ሰላማዉን ኮይኑ ንክሓልፍ ኣድላዪ ምድላው ተወጊኑ ኢዩ – ቢሮ ፀጥታን ምምሕዳርን ክልል ትግራይ
አዲስ አበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል 11 ለካቲት ፍፁም ሰላማዉን ድሙቕን ኮይኑ ክሓልፍ ኩሉ ዓይነት ምድላው ከምዝገበረ ቢሮ ፀጥታን ምምሕዳርን ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ።
ሓላፊ እቲ ቢሮ ኣይተ ተኪኡ ምትኩ ንጋዜጠኛታት ኣብዝሃቡዎ መብርሂ፥ ክሳብ ሕዚ ኣብ በቢ ከባቢኡ ዝተኻየደ ድሙቕ…
ቀ/ሚ ዶክተር ኣቢይ ኣብ ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብ ዝነበሮም ዑደት ዛዚሞም 135 ኢትዮጵያውያን ስደተኛታት ብመሓዝ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
አዲስ አበባ፣ 9 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ሕቡራት ኢሚሬታት ዓረብ ዝነበሮም ዑደት ብምዝዛም ሰነድ ጉዕዞ ስኢኖም ኣብ ዝኸፍአ ፀገም ዝነበሩ 135 ኢትዮጵያውያን ሒዞም ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዮም።
እቶም ኢትዮጵያውያን ሰነድ ጉዕዞ ስለዘይብሎም ካብ…
10 ሺሕ ኢትዮጵያውያን ኣብ ከይዲ ህንፅት ምስንዳእ ኤክስፖ ዱባይ 2020 ንኽሳተፉ ኣብ ስምምዕነት ተበፂሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣብ ኤክስፖ ዱባይ 2020 ዝካየደሉ ቦታ ተረኺቦም ኩነታት ምድላው እቲ ኤክስፖ ዑደት ኣካይዶም።
ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይን ጉጅለ ልኡኾምን፥ ሎሚ መዓልቲ “ዱባይ 2020” ተባሂሉ ንዝፅዋዕ ኤክስፖ እናተገበሩ…
እዚ ምብራቕ መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ኣኽቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)እዚ ምብራቕ ንሻምናይ ግዘ ዝኽበር ዘሎ መዓልቲ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ወፍሪ ፅሬት፣ ልገሳ ደምን ፓነል ምይይጥን ብምክያድ ኣብ ከተማ ሃረር ኣኽቢሩ።
ኣብቲ ፓነል ምይይጥ ዝተረኸቡ ዋና ኣዛዚ እዚ ምብራቕ ጀነራል ዘውዱ በላይ፥ እቲ ሰራዊት ዘጋጥሙዎ…
ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ቀፃሊ ሰሉስ ህፁፅ ጉባኤኡ ከካይድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኣምሓራ ኣብ ዝቕፅል ሰሉስ 10 ለካቲት 2012 ዓ.ም ህፁፅ ጉባኤኡ ከካይድ ኢዩ።
እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ኣድሂቡ ክዝቲ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ።
ዝተፈላለዩ ውሳነታት ከምዘመሓላልፍን…
ከተማ መቐለ ተጋሩ ጥራሕ እንተይኮኑስ ካልኦት እውን ዝብህግዋ ዓለም ለኻዊት ከተማ ክንገብራ ኢና- ዶ/ር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ከተማ መቐለ ተጋሩ ጥራሕ እንተይኮኑስ ካልኦት እውን ዝብህግዋ ዓለም ለኻዊት ከተማ ንምግባር ከምዝስራሕ ምኽትል ርእሰ ምምሕዳር ትግራይ ዶክተር ደብረፅዮን ገብረሚካኤል ገሊፆም።
መበል 45 ዓመት ምጅማር ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ፅምብል በዓል 11…
ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓረብ ዝነብራ ደቂ ኣንስትዮ ዘጋጥሙወን ፀገማት ንምፍታሕ መንግስቲ መፍትሒ ከተኣላልሽ ኢዩ — ቀ/ሚ ዶክተር ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዓረብ ዝነብራ ደቂ ኣንስትዮ ዘጋጥሙወን ፀገማት ንምፍታሕ መንግስቲ መፍትሒ ከምዘተኣላልሽ ቀዳማይ ሚኒሰትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ካብ ዝተፈላለዩ ሃገራት ዓረብ ምስ ዝተውፃእፃኣ…