Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ባይቶ ክልል ደቡብ ሽመት 150 ዳያኑ ኣፅዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ባይቶ ክልል ደቡብ ኣብ 5ይ ዙር 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 11 ስሩዕ ጉባኤኡ ሽመት 150 ዳያኑ ኣፅዲቑ።
ንሰለስተ መዓልቲ ከካይድ ፀኒሑ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝዛዘሞ ጉባኤ እቲ ባይቶ፥ ካብ ሽመት ዳያኑ ብተወሳኺ ክልተ ኣዋጃት እውን መርሚሩ ኣፅዲቑ…
ጎንፂታት ኣቐዲምካ ንምክልኻል ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ኣሰራርሓ ኣብ ተግባር ውዒሉ – ሚኒስቴር ሰላም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ጎንፂታት ከይፍጠሩ ኣቐዲምካ ንምክልኻል ዘኽእል ብቴክኖሎጂ ዝተሓገዘ ኣሰራርሓ ኣብ ተግባር ከምዘውዓለ ሚኒስቴር ሰላም ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል፥ ኣብ ኢትዮጵያ ዝረኣዩ ዘለዉ ጎንፂታት ኣቐዲምካ ንምክልኻል ዘኽእል…
ኣብ ክልል ሃረሪ 35 ዘይሕጋዊ ሸጓጉጢ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ኣብ ክልል ሃረሪ 35 ዘይሕጋዊ ሸጓጉጢ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል ኣፍሊጡ።
ሓላፊ ርህክብ ህዝቢ እቲ ኮሚሽን ኮማንደር ጣሰው ቻለው፥ ኣብቲ ክልል ወረዳ ሶፊ ሓይሊታት ፀፅታ ብዝገበሩዎ ዝተዋደደ ስራሕ 35 ሸጓጉጢን 2…
ተበግሶ ሰናይ ስራሕቲን ተግባራት ምጥንኻርን ምስፍሕፋሕን ይግባእ – ቀ/ሚ ኣቢይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ተበግሶ ሰናይ ተግባራትን ምጥንኻርን ምስፍሕፋሕን ከምዝግባእ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚነሲትር ኣብ ማሕበዊ ሚዲያ ፌስቡክ ገፆም ከምዝፀሓፉዎ፥ መደርበዪ ጓሓፋት ዝነበሩ ከባቢታት ብሰናይ ተበግሶ ናብ ምቹው…
ፓርቲ ብልፅግና ክልል ኦሮሚያ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቡ ግምገማ የካይድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ክልል ኦሮሚያ ኣብቲ ክልል ዘጋጠሙ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቡ ግምገማ የካይድ ኣሎ።
እቲ መድረኽ ገምጋም ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣድሂቡ ይሳለጥ ከምዘሎ ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ኣብ ትዊተር ገፅ ፅሒፎም።
ኣብቲ መድረኽ…
ኣብ ክልል ዓፋር ሩባ ኣዋሽ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሑጅ 49 ሺሕን 65 ሰባት ጉድኣት በፂሑዎም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ሩባ ኣዋሽ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሑጅ 49 ሺሕን 65 ሰባት ጉድኣት ከምዝበፅሖም ቤት ፅሕፈት ምትሕብባር ፕሮግራም ውሕስነት ምግብን ምክልኻል ሓደጋን እቲ ክልል ኣፍሊጡ።
ምክትል ሓላፊት እቲ ቤት ፅሕፈት ወይዘሮ ኩልሱማ ቡርሃባ ንፋና…
ኣብ ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ዘይምርግጋዕ ንምፍጣር ዝንቀሳቐሱ ዝነበሩ 121 ተጠርጠርቲ ኣብ ቁፅፅር ውዒሎም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ወረዳ ጉባ ጉንፂ ብሄርን ዘይምርግጋዕን ንምፍጣር ዓሊሙ ይንቀሳቐስ ናይ ዝነበረ ጉጅለ ኣካል ኢዮም ዝተብሃሉ 121 ተጠርጠርቲን ዝተፈላለዩ መሳርሒታት ኲናትን ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ኮሚሽን ፖሊስ እቲ ክልል ኣፍሊጡ።…
ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ተዓዋቲ ልዑል ሽልማት ስፖርት ኣፍሪካ ኮይኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ተዓዋቲ ልዑል ሽልማት ስፖርት ኣፍሪካ ኮይኖም።
እቲ ሽልማት ማሕበር ብሄራዊ ኮሚቴታት ኦሎምፒክ ኣፍሪካ ንዕብየት ኦሎምፒክ ስፖርት ደገፍ ንዝገበሩ መራሕቲን ፍሉጣት ሰባትን ዝህቦ ኢዩ ተባሂሉ።…
መናእሰይ ትግራይ ብሰናይ ተበግሶኦም ክረምታዊ ወፍሪ ግልጋሎት ብምክያድ ልዕሊ 224 ነጥቢ 1 ሚልየን ብር ካብ ወፃኢ ኣድሒኖም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)መናእሰይ ትግራይ ብሰናይ ተበግሶኦም ክረምታዊ ወፍሪ ግልጋሎት ብምክያድ ልዕሊ 224 ነጥቢ 1 ሚልየን ብር ካብ ወፃኢ ከምዘድሓኑ ቢሮ ጉዳይ መናእሰይን ስፖርትን ገሊፁ።
ኣብ ቢሮ ጉዳይ መናእሰይን ስፖርትን ክልል ትግራይ ላዕለዋይ ክኢላ ምዕባይ ተሳትፎ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ዶክተር ኣቢይ ካብ ሽይጣት መፅሓፍ “መደመር” ዝተረኸበ 110 ሚሊየን ብር ንህንፀት ኣብያተ ትምህርቲ ኣረኪቦም
ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ነሓሰ፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢ ዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ካብ ሽይጣት መፅሓፍ “መደመር” ዝተረኸበ 110 ሚሊየን ብር ንህንፀት ኣብያተ ትምህርቲ ኣረኪቦም።
እቲ ገንዘብ ብቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ንዝህነፁ ኣብያተ ትምህርቲ ዘረከቡ እንትኾኑ፥ ቀዳማዊት…