Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
80 ሚኢታዊ እታዎታት መሰረተ ልምዓት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ብውሽጢ ሃገር ምምላእ ተኻኢሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ግልጋሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ 80 ሚኢታዊ እታወታት መሰረተ ልምዓት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ካብ ናይ ውሽጢ ሃገር ኣቕረብቲ ንምምላእ ተኻኢሉ ኢሉ።
ፈፃሚ ስራሕ ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን ኣንዋር ኣብራር ንፋና ዲጂታል ከምዝበልዎ፤ ኣብ ውሽጢ ዓዲ…
ምዝገባ መረፅቲ ዝጅመረሉ ናብ 28 ለካቲት ተናዊሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ምዝገባ መረፅቲ ዝጅመረሉ ግዜ ናብ 28 ለካቲት 2018 ዓ.ም ተናዊሑ ኢሉ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ።
ኣካቢት እቲ ቦርድ ሜላተወርቅ ሃይሉ እቲ ቦርድ ዘካይዶም ኣብ ንጥፈታት መግለፂ ይህብ ኣብ ምሃብ ይርከብ፡፡…
ምዝገባ መረፅቲ ዝጅመረሉ ናብ 28 ለካቲት ተናዊሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ምዝገባ መረፅቲ ዝጅመረሉ ግዜ ናብ 28 ለካቲት 2018 ዓ.ም ተናዊሑ ኢሉ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ።
ኣካቢት እቲ ቦርድ ሜላተወርቅ ሃይሉ እቲ ቦርድ ዘካይዶም ኣብ ንጥፈታት መግለፂ ይህብ ኣብ ምሃብ ይርከብ፡፡…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስዑድ ዓረብ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስዑድ ዓረብ ልኡል ፋይሰል ቢን ፋርሃን ኣል ሳዑድ ተዛቲዮም፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ ሎሚ መዓልቲ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ…
ሰራዊት ምክልኻል ንድሕንነት እቲ ዞባ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ንሰላም፣ ምርግጋእን ድሕንነትን እቲ ዞባ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ኢሎም ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፌዴሪኢ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፡፡
ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምስ ፍሉይ ተወካሊ ኣቦ መንበር…
ልዑል ዕቤት እናመዝገበ ዝርከብ ኣጀንዳ ዝተዋደደ መመሓየሺ ሕብረት ኣፍሪካ …
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 48 ስሩዕ ኣኼባ ኣቦ መንበር ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣንጎላ ኣምባሳደር ቴቴ ኣንቶኒዮ ኣብ ኣጀንዳ መመሓየሺ ሕብረት ኣፍሪካ ልዑል ዕቤት ተመዝጊቡ ኢሎም።
መበል 48 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት…
ሓድነት ንሓበራዊ ድሕንነት፣ ናጥነትን ምዕባለን ኣፍሪካ ወሳኒ ኢዩ – ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓድነት ንሓበራዊ ድሕንነት፣ ናጥነትን ምዕባለን ኣፍሪካ ወሳኒ ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)፡፡
መበል 48 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ “ዘላቒ ቀረብ ማይን ድሕንነቱ ዝተሓለወ ስርዓት ሓለዋ…
ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኢቤኤስ ቴሌቪዥን ኣማን ፍስሃፅዮን ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዋና ፈፃሚ ስራሕን መስራቲን ኢቤኤስ ቴሌቪዥን ዝነበሩ ኣማን ፍስሃፅዮን ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮም።
ኣይተ ኣማን ፍስሃፅዮን ብዝሓደሮም ሕማም ብሕክምና እናተሓገዙ ፀኒሖም ሎሚ መዓልቲ 4 ለካቲት 2018 ዓ.ም ካብዛ ዓለም ብሞት ምፍላዮም ኢቢኤስ…
ምስ ምቕባል ኣጋይሽ ተተሓሒዙ ምጭንናቕ ትራፊክ ከይፍጠር ዝዕፀዉ መገዲታት…
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ላዕለወዋይ መምርሒ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ፍሰት ተሽከርከርቲ ንምቅልታፍን ምስ ምቕባል ኣጋይሽን ተተሐሒዙ ምጭንናቕ ትራፊክ ከይፍጠር ዝዕፀዉ መገዲታት ዕላዊ ገይሩ፡፡
ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን መበል 39 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ…
ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ዝተፈላለያ ሃገራት ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትራት ጉዳያት ወፃኢ ደቡብ ሱዳን፣ ጋና፣ ሲሼልስ፣ ሴኔጋል፣ ቶጎን ሴንትራል ኣፍሪካ ሪፐብሊክን ኣብ መበል 48 ስሩዕ ኣኼባ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካን መበል 39 ጉባኤ መራሐቲ እቲ ሕብረትን ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም፡፡
ካብዚ…