Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

መዓልቲ ፅባሕ

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ጳጉሜን 5 መዓልቲ ፅባሕ ኣመልኪቶም ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ መዓልቲ ፅባሕ ሃገራዊ ስግግር ቴክኖሎጂ ካብ ወረቐት ናብ ዲጂታል፤ ካብ ተጠቃማይነት ናብ ፈጣራይነት! ካብ ትማሊ ብምምሃርን ብምእራምን ንሎሚ ብዝለዓለ ትግሃት ብምህናፅ ዲጂታል…

ህልውና ሃገር ብሓባር ምሕላው ናይ ኩላትና ሓላፍነት እዩ – ኣይተ መሓመድ እድሪስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ህልውና ሃገር ብሓባር ምሕላው ናይ ኩላትና ሓላፍነት እዩ ኢሎም ሚኒስትር ሰላም መሓመድ እድሪስ። ሚኒስቴር ባህልን ስፖርትን 4 ጳጉሜን «መዓልቲ ህብር» ኣመልኪቶም ናይ ኪነ-ጥበብ ምሸት ኣካይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዝተረኽቡ ሚኒስትር ሰላም…

ኢትዮጵያ ካብ ምጥያሽ ትካል ሓድነት ኣፍሪካ ጀሚራ ድምፂ ኣፍሪካ ክትከውን ክኢላ እያ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኢትዮጵያ ካብ ምጥያሽ ትካል ሓድነት ኣፍሪካ ኣትሒዙ ክሳብ ሕዚ ድምፂ ኣፍሪካ ክትከውን ክኢላ እያ ኢሎም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ብምኽንያት መበል 24 መዓልቲ ሕብረት ኣፍሪካ ናይ እንዃዕ…

ባንኪ ኢንቨስትመንት መሰረተ ልምዓት እስያ ምስ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ንምስራሕ ተሰማሚዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ባንኪ ኢንቨስትመንት መሰረተ ልምዓት እስያ ምስ ኢትዮጵያ ኣብ ዘፈር ህንፀት መሰረተ ልምዓት ብምትሕብባር ንምስራሕ ተሰማሚዑ። ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ምስ ፕሬዚዳንት ባንኪ ኢንቨስትመንት መሰረተ ልምዓት እስያ ዙ ዥያይ ኣብ ዓውዲ ህንፀት…

ሚኒስቴር ጥዕና ብምኽንያት መዓልቲ ህብር ናፃ ኣገልግሎት ሕክምናን ምርመራን ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስቴር ጥዕና ሎሚ ዕለት እናተኸበረ ዝርከብ መዓልቲ ህብር ኣመልኪቱ ናፃ ኣገልግሎት ሕክምናን ምርመራን ሂቡ። ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ኣብዚ እዋን ከምዝበልኦ፤ 4 ጳጉሜን መዓልቲ ህብር እናኸበርና ህብረ ብሄራዊ ሓድነትና ብምሕላው…

ህብር፡ ፅባቐን መሰረት ፅንዓትን ኢትዮጵያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ማዕበል ታሪኽ ውሽጢ ፀኒዓ ክሳብ ሎሚ ዘፅንሐቶ ፅባቐ መንነታን ምስጢር ፅንዓታን ኣብ ብዙሕነታ ዘሎ ህብረ ብሄራዊ ሓድነት እዩ። ገፃት ታሪኽ ኢትዮጵያ ንድሕሪት ተመሊስና ክንርእዮም ከለና፣ ኢትዮጵያውያን ሉኣላውነቶምን ናፅነቶምን…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ንሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ህያብ በዓል ኣበርኪቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) መፃኢ በዓል ሓዱሽ ዓመት ኢትዮጵያ 2019 ዓ.ም ብዝምልከት ንሰራሕተኛታት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ናይ በዓል ውህብቶ ኣበርኪቶም። ብተወሳኺ ኣብቲ ቤት ፅሕፈት ደገፍ ዝግበረሎም ህፃናት፣ ናይ ትምህርቲ…

ንዓቕመ ደካማታት ደገፍ ብምግባር ወገንነትና ከነርኢ ይግባእ – ኣይተ ኣገኘሁ ተሻገር

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝኾነ ይኹን ማሕበራዊ ምትእስሳር ንዓቕመ ደካማታት ደገፍ ብምግባር ወገንነትና ከነርኢ ይግባእ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር። ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ዘበን መለወጢ ሓድሽ ዓመት 2019 ኣመልኪቶም ኣብ ቤት ፅሕፈት እቲ ቤት…

ዘይብዳህ መርአያ ፅንዓት!

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)3 ጳጉሜን መዓልቲ ፅንዓት ብብርኪ ሃገር ብኽብሪን ብድምቀትን ተኸቢሩ ውዒሉ። ፅንዓት እንትለዓል ድማ ሃገረ መንግስቲ ኢትዮጵያ ጥንኩር መሰረት ንምህናፅ ልዑል ኣበርክቶ ዝገበረ ጅግና ሰራዊት ምክልኻል ዘይብዳህ ፍቕሪ ሃገርን ፅንዓትን ዘለዎ ህያው…

ሕፁያት ተፃወትቲ ሽልማት ባሎንዶር ዕላዊ ኮይኖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ 2026 ባሎንዶር ሽልማት 30 ሕፁያት ተፃወትቲ ዕላዊ ተገይሮም። ብመሰረት እዚ፤ ላሚን ያማል፣ ኦስማን ዴምቤሌ፣ ኪሊያን ምባፔ፣ ሊዮኔል ሜሲ፣ ዴክላን ራይስ፣ ቪኒሺየስ ጁኒየር፣ ቪቲኒሃ፣ ዳዮት ኡፓሜካኖ፣ ዊሊያም ሳሊባ፣ ፌራን ቶሬስ፣ ሮድሪ፣…