ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓምለዋይ ኣሰር ዘላቒ ልምዓት ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ ልዑል ኣስተዋፅኦ የበርክት ኣሎ – ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ Gebremariam Weldegerima Aug 3, 2026
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሓምለዋይ ኣሰር ሓንቲ ፀሓይ ክሳብ ሕዚ ልዕሊ 578 ነጥቢ 6 ሚሊየን ፈልሲታት ተተኺሎም Gebremariam Weldegerima Aug 3, 2026
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓምሳ ኣባላት ዝሓዘ ጉጅለ ልኡኸ ሳዑዲ ዓረቢያ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ Gebremariam Weldegerima Dec 17, 2019 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ሕዳር፣ 2012 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሳዑዲ ዓረቢያ ኣሕመድ ኣል ቃጣን ዝምራሕን ሓምሳ ኣባላት ዝሓዘ ጉጅለ ልኡኽ መንግስቲን ንግዲን እታ ሃገር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣትዩ። እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ኢትዮጵያ ንሰለስተ መዓልቲ ዑደት ስራሕ ንምግባር ኢዩ ትማሊ…