Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሓሰን ሼኽ መሓሙድ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ መሓሙድ ተዛቲዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም÷ ፕሬዚዳንት ሓሰን ሼኽ መሓሙድ እንኳዕ ዳግም ናብ ኢትዮጵያ መፅኡ ኢሎም።
“ብተደጋጋሚ ንገበርም…
ፕሬዚዳንት ጂቡቲ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ጂቡቲ እስማኤል ዑመር ጊሌ ኣብ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነበርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ኣቀባብላ ገይሮምሎም።…
ፕሬዚዳንት ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ሳህራዊ ዓረብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፕሬዚዳንት ዴሞክራቲክ ሪፐብሊክ ሳህራዊ ዓረብ ብራሂም ጋሊ ኣብ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምርካብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።
እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫልቱ ሳኒ…
ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴን ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ኣብ ሃገራዊ፣ ዞባዊን ዓለም ለኻዊ ጉዳያት ተዛቲዮም፡፡
ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኢትዮጵያ ኣብ ሃገራዊን ዞባዊን ሰላምን ልምዓትን ብዙሓት ስራሕቲ እናወገነ ከምትርከብ…
ካቢኔ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ክልተ ኣጀንዳታት ውሳነ አሕሊፉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካቢኔ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ 4ይ ዓመት 8ይ ስሩዕ ኣኼቡኡ ኣብ ክልተ ኣጀንዳታት ብምዝታይ ውሳነ አሕሊፉ፡፡
ብመሰረት እዚ እቲ ካቢኔ ኣብ ኣዋጅ ሰራሕታት መንግስቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብምዝታይ እቲ ኣዋጅ ናብ ቤት ምኽሪ ኣዲስ…
ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ መሓሙድ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ መሓሙድ ኣብ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምርካብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።
እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥ ሚኒስትር እቶት መላኩ ኣለበል ኣቀባብላ ገይረሙሎም።
እቲ ጉባኤ፥…
ኢትዮጵያ ዓለም ልኸ መድረኻት ብምትእንጋድ ናይ መፍትሒ ሓሳባት ንክድመፁ ምግባራ ክትቅፅል ኢያ – ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ዓለም ልኸ መድረኻት ብምትእንጋድ ናይ መፍትሒ ሓሳባት ንክድመፁ ምግባራ ክትቅፅል ኢያ ክብሉ ሚኒስትር መስኖን ከባቢ ቆላን አብርሃም በላይ (ዶ/ር) ገሊፆም።
እቶም ሚኒስትር ኣብ ኣደስ ኣበባ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ዓለም ለኸን ቀጣናዊን ጉባኤታት…
ፕሬዚዳንት ጊኒ ቢሳው ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ጊኒ ቢሳው ኡማሮ ሲሶኮ ኤምባሎ ኣብ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምርካብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።
እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ፥ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ(ፕ/ር) ኣቀባብላ ገይረሙሎም።
እቲ…
ፕሬዚዳንት ማዳጋስካር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ማዳጋስካር ኣንድሪ ራጁዌሊና ኣብ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።
እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነበርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣቀባብላ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ሞሪሺ ናብ ኣዲስ ኣበባ የስአዲስ አበባ ገቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ሞሪሺ ናቪንቻንድራ ራምጎላም ኣብ መበል 38 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነበርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ኣቀባብላ…