Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

መንግስቲ ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ንዘፈር ቡን 10 ሚሊየን ዩሮ ዝተናወሐ ልቓሕ ፈቒዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ጣሊያን ምትእስሳር እታወት ልምዓት ፍርያት ቡን ኢትዮጵያ ንምሕጋዝ 10 ሚሊየን ዩሮ ዝተናወሐ ልቓሕ ከምዝፈቐደ ተገሊፁ። በዓል መዚ ቡንን ሻሂን ኢትዮጵያ ምስ መንግስቲ ጣሊያንን ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያን ብምትሕብባር ኣብ ኢትዮጵያ ኣፍረይቲ…

ልምዓት ኮሪደር ከተማ ባህርዳር ፅባቐ ጣና ብዝበለፀ ዘጉልህ ኢዩ- ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ልምዓት ኮሪደር ከተማ ባህርዳር ፅባቐ ጣና ብዝበለፀ ዘጉልህ ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። እቲ ልምዓት፥ ነበርቲ ምስ ተፈትሮኣዊ ፅሩይ ኣየር ጣና ኣብ ምቹእ ጎዳናታት ንክራኸቡ ዝሕግዝ ከምዝኾነ ኣረዲኦም።…

ስዑድ ዓረብ ንማሕበራዊ ፀገም ተቓላዐቲ ኢትዮጵያውያን ዝኸውን 50 ቶን ተምሪ ሓገዝ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ስዑድ ዓረብ ንማሕበራዊ ፀገም ተቓላዐቲ ኢትዮጵያውያን ዝኸውን 50 ቶን ተምሪ ሓገዝ ምግባሩ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኣፍሊጡ፡፡ ምስ ዝተፈላለዩ ኣካላት ብምትሕብባር ሃፍቲ ብምትእኽኻብ ማሕበራዊ ሓገዝ ንዝደልዩ ወገናት…

ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ ኮንቲንጀንት ሁርሶ ኣባላት ሰራዊት ዓቀብቲ ሰላም የምርቕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቤት ትምህርቲ መሰልጠኒ ኮንቲንጀንት ሁርሶ÷ ንልእኽቶ ምኽባር ሰላም ዘሰልጠኖም ኣባላት ሰራዊት ዓቀብቲ ሰላም የምርቕ ኣሎ፡፡ እቶም ተመረቕቲ፥ ኣባላት ሰራዊት ኣኽበርቲ ሰላም ሞተራይዝድ ሻለቓታት 20ን 21ን እዮም፡፡ ሓላፊ ህንፀት…

ኣይተ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ምክትል ዋና ዳይሬክተር ዩኒሴፍ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ምክትል ዋና ዳይሬክተር ትካል መድሕን ህፃናት (ዩኒሴፍ) ምስ ዝኾኑ ኪቲ ቫን ደር ሃይጅደን ብሓባር ኣብ ዝውገኑ ተግባራት ዝጠመተ ዘተ ኣካይዶም፡፡ ኣብቲ እዋን ዘተ ተወካሊ ዩኒሴፍ ኣብ ኢትዮጵያ…

ውፅኢታት ፈጠራና ተካእቲ ፍርያታት ብምፍራይ ሸርፊ ወፃኢ ንምድሓን ዝሕግዙ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ውፅኢታት ምርምርን ፈጠራን ተካእቲ ፍርያታት ብምፍራይ ሸርፊ ወፃኢ ንምድሓን ዝሕግዙ ከምዝኾኑ ኣብ ክልል ትግራይ ሰርተፊኬት ኣእምሮኣዊ ንብረት ዝተውሃቦም ሰብ ዋና ፈጠራ ገሊፆም። ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ሸሞንተ ኣዋርሕ እዚ በጀት ዓመት ን55…

ኢትዮጵያን ጅቡቲን ዘይሕጋዊ ስደት ምንካይ ኣብ ዝኽእላሉ ኩነታት ዘትየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጀቡቲ ብርሃኑ ፀጋዬ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጅቡቲ ሰዒድ ሓሰን ዘትዮም፡፡ ኣብ ዘትኦም ድማ ካብ ግዘ ናብ ግዘ እናተብኣአሰ ዝመፅአ ዘይሕጋዊ ስደት ምንካይ ኣብ ዝከኣልሎም ጉዳያት ጠመተ ሂቦም፡፡ እቲ ኤምባሲ ምስ…

ላዕለዎት ሓለፍቲ ምክልኻል ታንዛንያ ኣብ ምምሕዳር መርበብ ሓሬታን ድሕንነትን ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ላዕለዎት ሓለፍቲ ምክልኻል ታንዛንያ ኣብ ምምሕዳር መርበብ ሓሬታን ድሕንነትን ዑደት ገይሮም፡፡ ኣብ ዑደቶም÷ ናይቲ ትካል ማእኸል ልምዓት ክእለት፣ ብርእሰ ዓቕሚ ዝለምዑ ኣገልግሎታት ሓበሬታን ኮሙኒኬሽንን ከምኡ እውን ካልኦት ግልጋሎት ፍርያት…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ዘሰናድኡልና ኢፍጣር ኢትዮጵያ ንስደተኛታት ዘለዋ ክብሪ ዘርአየ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዘሰናድኡልና መርሃ ግብሪ ኢፍጣር ኢትዮጵያ ንስደተኛታት ዘለዋ ክብሪር ብተግባር ዘርአየ ኢዩ ክብሉ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነብሩ ስደተኛታት ዝተፈላለያ ሃገራት ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ኢትዮጵያ ንዝነብሩ…

ኢትዮጵያ ዞባዊ ሰላም ንምርግጋፅ ኩለ መዳይ ስራሕቲ ትሰርሕ ኣላ- ኣይተ መሓመድ እንድሪስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ዞባዊ ሰላም ንምርግጋፅን ብምሕዝነት ዝተጣየሸ ልምዓት ንምጉልባትን ኩለ መዳይ ስራሕቲ እናሰርሐት ምዃና ሚኒስትር ሰላም መሓመድ እንድሪስ ገሊፆም፡፡ እቶም ሚኒስትር ምስ ኣምባሳደር ህንዲ ኣብ ኢትዮጵያ ኣኒል ኩማር ኣብ ኣተገባብራ…