Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣይተ ኣደም ፋራህ ምስ ልኡኽ ፓርቲ ኮሚኒስት ኩባ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ምትሕብባር ማእኸል ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ ኣይተ ኣደም ፋራህ ምስ ኣባላት ልኡኽ ፓርቲ ኮሚኒስት ኩባ ዘቲዮም። ኣይተ ኣደም፥ ኣብዚ ሐዚ እዋን ብመሪሕነት ፓርቲ ብልፅግና ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ኢኮኖሚ፣…

ኣይተ ኣደም ፋራህ ምስ ኣባል ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ፓርቲ ዩናይትድ ራሺያ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ምትሕብባር ማእኸል ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲ ኣይተ ኣደም ፋራህ ምስ ኣባል ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ፓርቲ ዩናይትድ ራሺያን ምክትል ሓላፊ ጉዳያት ወፃኢ ሴንተርን ሴኔትን ፌዴሬሽን ሩሲያን ኣንድሬይ ክሊሞቭ  ዘቲዮም።…

በዓል ፈረሰኛታት ኣገው ንኣታዊ ፌስቲቫል ቱሪዝም ተቛዳሲ ንምዃን ዘጠዓዕም ኢዩ – ቢልለኔ ስዩም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ፈረሰኛታት ኣገው ንኣታዊ ፌስቲቫል ቱሪዝም ተቛዳሲ ንምዃን ዘጠዓዕም ኢዩ ክብላ ሓላፊት ፕሬስ ሴክሬታሪያት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስቴር ቢልለኔ ስዩም ኣገንዚበን። እተን ሓላፊት መበል 85 በዓል ምስረታ ማሕበር ፈረሰኛታት ኣገው ምኽኒያት…

መበል 85 በዓል ፈረሰኛታት ኣገው ብድምቀት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 85 በዓል ምስረታ ማሕበር ፈረሰኛታት ኣገው ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ኣብ ከተማ እንጅባራ ብድምቀት ይኽበር ኣሎ፡፡ ኣብ ስነ-ስርዓት ምኽባር እቲ በዓል ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ስራሕ ፌዴራልን ክልልን፣ ኣባላት ማሕበር ፈረሰኛታት ኣገው ከምኡ…

ፈረሰኛታት ኣገው ሰላምን ፀፅታን ኣብ ምኽባር ግደኦም እናተፃወቱ ይርከቡ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፈረሰኛታት ኣገው ኣሰር ኣቦታቶም ብምኽታል ሰላምን ፀፅታን ኣብ ምኽባር ግቡእ ግደ እናተፃወቱ ይርከቡ” ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡ ም/”/ሚ ተመስገን መበል 85 ምስረታ በዓል ፈረሰኛታት ኣገው ምኽንያት ብምግባር…

ኢትዮጵያ ኣብ ፌስቲቫል ህንዲ ብሰንኪ ዝተፈጠረ ኩነታት ህይወቶም ንዝሰኣኑ ዜጋታት ሓዘና ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ፌስቲቫል ህንዲ ብሰንኪ ዝተፈጠረ ኩነታት ህይወቶም ንዝሰኣኑ ዜጋታት ሓዘና ገሊፃ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ፥ ኣብ ህንዲ ኩምብ ሜላ ፌስቲቫል ብምኽኒያት ምብዛሕ ሰባት ብሰንኪ ዝተፈጠረ ዕግርግር ህይወቶም ንዝሰኣኑ…

ፓርቲ ብልፅግና 2ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ካብ ሎሚ መዓል ጀሚሩ ከካይድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ካልኣይ ስሩዕ ጉባኤኡ  'ካብ ቃል ክሳብ ባህሊ' ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ንሰለስተ መዓልቲታት ከካይድ ኢዩ፡፡ ሓላፊ ርክብ ዓለም ለኸን ህዝቢን እቲ ፓርቲ ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ከምዝበሉዎ፤…

ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ብሄራዊ ፓርቲ ኤ ኤን ሲ ደቡብ አፍሪካ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን

አዲስ አበባ፣ ጥር 23፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ኣሕዋት ፓርቲ ኣባል ሃገር ብሪክስ ብሄራዊ ፓርቲ ኣፍሪካ ናሽናል ኮንግረስ (ኤ ኤን ሲ) ደቡብ አፍሪካ ኖጦሉ ኪይቬት ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲየን፡ ኖጦሉ ኪይቬት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንበፅሑ ሚኒስትር ንግዲን…

ምክትል ኣቦ ወምበር ዩናይትድ ፓርቲ ራሺያ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ኣቦ ወምበር ኣሕዋት ፓርቲ ኣባል ሃገር ብሪክስ ዩናይትድ ፓርቲ ራሺያ ዲ .ኤ ሜዴቭዴቭ ኣብ ስሩዕ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ምክትል ኣቦ ወምበር ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንበፅሑ ሚኒስትር…

ስዋት ፖሊስ ፌዴራል ኣብ ዓለም ለኸ ውድድር ቅልጡፍ ምላሽ ንምስታፍ ልምምድ ይገብር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዓለም ለኸ ውድድር ኣወሃህባ ቅልጡፍ ምላሽ ንምስታፍ ናብ ዱባይ ዘምረሐ ጉጅለ ወሃቢ ቅልጡፍ ምላሽ ፖሊስ ፌዴራል  ኢትዮጵያ(ስዋት) ልምምድ ይገብር ኣሎ። እቲ ጉጅለ ኣብ ከተማ ኣልሩዋይ ኣብ ዝርከብ ማእኸል መሰልጠኒ ቻሌንጅ ስዋት ኢዩ ልምምድ…