Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ዝተዋደደ ኣሰራርሓ ስራሕቲ ስርዓተ ምግብን ኒውትሬሽንን ንምጥንኻር ዝዓለመ ዘተ ተሳሊጡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብብርኪ ሃገር ዝተዋደደ ኣሰራርሓ ስራሕቲ ስርዓተ ምግብን ኒውትሬሽንን ንምጥንኻር ዝዓለመ ዘተ ተሳሊጡ።
ኣብቲ ዘተ፥ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባ፣ ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ(ዶ/ር)ን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ተረኺቦም።…
ኣብ ኣፈፃፅማ ትልሚ መንፈቕ ዓመት ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ዝጠመተ ዘተ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣፈፃፅማ ትልሚ መንፈቕ ዓመት ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ዝጠመተ ዘተ ኮሚቴ ስትሪንግ ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ዘተ ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ መሰረታዊ ፀገማት ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪ ተዋዲድካ ኣብ ምፍታሕን መዳርግቲ ኣካላት ግደኦም ክዋፅኡ ኣብ…
ርክብ ኢትዮጵያን ኣንጎላን ንምዕባይ ዝዓለመ ዘተ ተኻይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስተር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ኣምባሳደር ኣንጎላ ኣብ ኢትዮጵያ ሚጌል ሴሳር ዶሚንጎስ ቤምቤን ኣብ ምዕባይ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ዝጠመተ ዘተ ኣካይዶም፡፡
እቶም ሚኒስትር ዴኤታ ኣብ ዘተኦም÷ ኣብ ሞንጎ…
ዘበናዊ ዱኽዒ ናብ ክልል ትግራይ ይጓዓዓዝ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንዘበነ ምህርቲ 2017/18 ብመንግስቲ ፌዴራል ዝተዓደገ ዘበናዊ ዱኽዒ ናብ ክልል ትግራይ እናተጓዓዓዘ ምዃኑ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ።
ንዝቕፅል ዘበነ ምህርቲ ነቲ ክልል 1 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ…
ብልፅግና ዕላዊ ንምግባር ዝተተግበሩ ሪፎርምታት ሓቓፊነት የረጋግፁ ኣለዉ-ፍፁም ኣሰፋ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ዓማውቲ ብልፅግና ዕላዊ ንምግባር ብመንግስቲ ዝተወሰዱ ስጉምቲታት ማሕበራዊ ሓቓፊነት የረጋግፁ ኣለዉ ክብለዓ ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ(ዶ/ር) ገሊፀን።
እተን ሚኒስትር ብሓላፊት ፕሬስ ሴክሬታሪያት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ…
ምስ ብልሹው ኣሰራርሓ ተተሓሒዙ ኣብ ልዕሊ 73 ሰራሕተኛታት ስጉምቲ ተወሲዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሌብነትን ብልሹው ኣሰራርሓን ንምክልኻል ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ብዝተወገነ ስራሕ ኣብ ልዕሊ 73 ሰራሕተኛታት ምምግዳራዊ ስጉምቲ ከምዝወሰደ ኤጀንሲ ሲቪል ምዝገባን ኣገልግሎት ነባርነትን ኣፍሊጡ፡፡
ምምግዳራዊ ስጉምቲ ካብ ሞንጎ ዝተወሰደሎም 25…
ኣብ ዕዳጋ ሰነደ ሙኣለ ንዋያት ብኸመይ ምስታፍ ይከኣል?
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዕዳጋ ሰነደ ሙኣለ ንዋያት መብዛሕትኡ ግዘ ኣክሲዮን፣ ቦንድ መንግስቲ፣ ሰነድ ግምጃ ቤት መንግስቲ፣ ቦንድ ኩባንያታትን ካልኦት ቦንድታትን ናብ ማእኸላይይ ቦታ ብምምፃእ ዝተዓዳደጉሉ መድረኽ ኢዩ፡፡
መንግስቲን ዘፈር ውልቀን ዝውግኑዎም…
ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ በዓል ጥምቀት ምስ ዝተረኸቡ ሃወፅቲ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሪኢ ታዬ ኣፅቀስላሴ ኣብ በዓል ጥምቀት ምስ ዝተረኸቡ ሃወፅቲ ዘቲዮም።
እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ በዓል ብዙሕ ቀለም ኣብ ዝኾነ በዓል ጥምቀት ንምኽባር ናብ ጎንደር ዝመፅኡ ሃወፅቲ ዘለዎም…
መለለዪ መንነት ፋይዳ መሰረተ ልምዓት ዲጂታል ፐብሊክ ብስሉጥ ንምትግባር ዝሕግዝ ኢዩ- በለጠ ሞላ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መለለዪ መንነት ፋይዳ መሰረተ ልምዓት ዲጂታል ፐብሊክ ብስሉጥ ንምትግባር ዝሕግዝ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ገሊፆም።
ብቶኒ ብሌየር ኢንስቲትዩት ኣቢሉ ዝተሰናደአን ኣብ መሰረተ ልምዓት ዲጂታል ፐብሊክ ዝጠመተን…
325 ሺሕ ሊትሮ ነዳዲ ኣብ ቁፅፅር ውዒሉ- ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብዘይሕጋዊ መገዲ እንትጓዓዓዝ ዝነበረ 325 ሺሕ ሊትሮ ነዳዲ ኣብ ቁፅፅር ከምዝወዓለ ሚኒስትር ንግዲን ቀጣናዊ ዝምድናን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር) ገሊፆም።
እቲ ሚኒስቴርን ተፀዋዕቲ ትካላትን፥ “ብፅርየት ናብ ስሉጥ ስርዓት ንግዲ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…