Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ከተማ ጅማ ሃገራዊ ለውጢ ጋህዲ ዝኾነሉ 7ይ ዓመት ኣመልኪቱ ሰልፊ ድጋፍ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ኢትዮጵያ 24 መጋቢት 2010 ዓ.ም ጋህዲ ዝኾነ ሃገራዊ ለውጢ 7ይ ዓመት ምኽንያት ብምግባር ኣብ ክልል ኦሮሚያ ከተማ ጅማ ልዑል ሰልፊ ድጋፍ ይካየድ ኣሎ። ‘ትማሊ፣ ሎሚን ፅባሕን ንልዕልና ኢትዮጵያ!’ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ ኣብ…

ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ተተካኢ ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታት ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ ተተካኢ ዋና ፀሓፊ ሕቡራት መንግስታተን ፍሉይ ልኡኽ  ዲጂታልን ኢመርጂንግን ቴክኖሎጂን ኣማንዲፕ ሲንግ ጊል (ዶ/ር)  ዘቲዮም። ኣብቲ ዘተ፥ ኣማንዲፕ ሲንግ ጊል (ዶ/ር) ሕቡራት…

ኢትዮጵያ ተግባር ኣባልነታ ቤት ምኽቲ ሰላምን ፀፅታን ሕብረት ኣፍሪካ ብወግዒ ጀሚራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ተግባር ኣባልነታ ፃንሒት ሰለስተ ዓመት ቤት ምኽቲ ሰላምን ፀፅታን ሕብረት ኣፍሪካ ሎሚ ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ዝተሳለጠ ስነስርዓት ኣቀባብላ ብወግዒ ጀሚራ። ኣብቲ ስነ ስርዓት፥ ቤት ምኽሪ ሰላምን ፀፅታን ናይ ወርሒ…

ኣብ ልዕሊ ኢ ቢ ኤስ ቴሌቪዥን ፕሮግራም ‘ኣዲስ ምዕራፍ” ምምሕዳራዊ ስጉምቲ ተወሲዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ኢ ቢ ኤስ ቴሌቪዥን ፕሮግራም ‘ኣዲስ ምዕራፍ” ምምሕዳራዊ ስጉምቲ ከምዝወሰደ ኣፍሊጡ። እቲ በዓል መዚ፥ እቲ ፕሮግራም 14 መጋቢት መጋቢት 2017 ዓ.ም ዝወዘዖ ፕሮግራም ብመንፅር ኣዋጅ መራኸብቲ…

ብሄራዊ ባንኪ ዘካየዶ ውፅኢት ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ውፅኢት ዕላዊ ኮይኑ። ኣብቲ ጨረታ 12 ባንክታት ከምዝተሳተፉ እቲ ባንኪ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ኣፍሊጡ፡፡ በዚ ድማ ዋጋ ማእኸላይ ጨረታ ሸርፊ ወፃኢ ሓደ ዶላር ኣሜሪካን 131…

ኢትዮጵያን ኮሎምቢያን ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ዘለወን ምትሕብባር ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ኮሎምቢያን ኣብ ቀፃሊ ኣብ ዝህልወን ርክብ ኣብ ዓውዲ ትምህርቲ ዝገብረኦ ሓበራዊ ምትሕብባር ኣጠናኺረን ከምዝቕፅላ ኣረጋጊፀን። ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ኣብ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ኮሎምቢያ ምስ ዝኾኑ ዬሶን ኣርካዲዮ ሜኔስ…

ምምሕዳር መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ሓገዝ ኮምፒውተር ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምምሕዳር መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ዘበነዎትን ልዑል ዓቕሚ ዘለወንን ኮምፒውተራት ንፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ሓገዝ ገይሩ። ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ምምሕዳር ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ፋና ብምርካብ ዝገበሩዎ÷ ሓገዝ ፅቡቕ ርክብ ክልቲኦም…

ኣብ ክልል ትግራይ ንዝርከባ ትካላት ጥዕና 120 ኣምቡላንሳት ሓገዝ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ንዝርከባ ትካላት ጥዕና 120 ኣምቡላንሳት ሓዊሱ ሓገዝ ናውቲ ሕክምና ከምዝተገበረ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ትግራይ ገሊፁ፡፡ ሓላፊ እቲ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ኣይተ ብርሃኑ መኮንን ከምዝገለፁዎ፤ ኣብቲ…

መዝበጢን መጫጨፊን እኽሊ ማሽን ዝሰርሐ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ታምራት ኣለሙ ዝሰርሓ እዛ ማሽን ዝተፈላለዩ ዝራእቲ ንምዝባጥን ንምጭጫፍን ትውዕል ኢያ። እታ ማሽን ዝራእቲ ኣገዳ ብርዒን ብዝግባእ ንምዝባጥ ከምተገልግል ታምራት ኣለሙ ገሊፁ፡፡ እታ ማሽን ወፃኢ ቆጣቢትን ፀገም ፈታሒትን ካብ ምዃና ብተወሳኺ…

ፖለቲካዊ ፀገማት ብሓባር ንፍታሕ ዝብል ፃውዒት መራሒ ዝተርኣየ ኣብዚ ናይ ለውጢ እዋን ኢዩ – ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፖለቲካዊ ፀገማት ብሓባር ንፍታሕ ዝብል ፃውዒት መራሒ ዝተርኣየ ኣብዚ ናይ ለውጢ እዋን ኢዩ ክብሉ ሓላፊ ዘፈር ርክብ ህዝቢን ዓለም ለኸን ፓርቲ በልፅግና ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) ገሊፆም። ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) ናይ ለውጢ መንግስቲ ዝመፅአሉ ሻውዓይ…