Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሃፍቲ ኢትዮጵያ ንምፍላጥ ልዑል ግደ ዝፃወት ዓለም ለኸ ምርኢት ንግዲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 15 ዓለም ለኸ ምርኢት ንግዲ ኢትዮ-ቻምበር ሃፍቲ ኢትዮጵያ ንምፍላጥ ልዑል ግደ ዝፃወት ኢዩ ኢሎም ዋና ፀሓፊ ቤት ምኽሪ ንግዲን ዘፈር ንግዲን ማሕበራትን ኢትዮጵያ ቀነኒሳ ኣለሜ (ዶ/ር)።
መርሃ ግብሪ መዛዘሚ ዘተ ቢዝነስ ማዕረ ንማዕረ፣…
ፀጋታት ናብ ምዕባለ ብምልዋጥ ዝተጀመረ ባህሊ ስራሕ ንኢትዮጵያ ናብ ብራኸ ዘሳግር ኢዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፀጋታት ናብ ምዕባለ ብምልዋጥ ዝተጀመረ ባህሊ ስራሕ ንኢትዮጵያ ናብ ብራኸ ዘሳግር ኢዩ ኢሎም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ፡፡
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ ተፈጥሮ ብልግስናኣ ካባ…
ሪዞርት ቃላይ ሎጎ ቱሪዝም ንዝመርሖ ዕቤት ልዑል መሰረት ዘንብር ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሪዞርት ቃላይ ሎጎ ቱሪዝም ንዝመርሖ ዕቤትን ንዘላቒ ውሕስና ናብራን ልዑል መሰረት ዘንብር ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ መዓልቲ ኣብ ክልል ኣምሓራ ካብ ጎርጎራ ብምቕፃል…
ሪዞርት ቃላይ ሎጎ ኣብ ውሽጡ እንታይ ሒዙ ይርከብ?
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ሎሚ መዓልቲ ኣብ ክልል ኣምሓራ ካልኣይ ውጥን ፕሮጀክት 'መኣዲ' ዝኾነን ኣብ ከተማ ሃይቅ ዝርከብን ሪዞርት ቃላይ ሎጎ ብዕሊ መሪቖም፡፡
እቲ ሪዞርት ተፈጥሮኣዊ ፅባቐ ወሎ፤ ዘበናዊ ከምኡ እውን ዓለም ለኸ…
ብምንቅስቓስ ትምህርቲ ንወለዶ 2 ነጥቢ 23 ቢሊየን ብር ሃፍቲ ምእኻብ ተኻኢሉ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብምንቅስቓስ ትምህርቲ ንወለዶ ዝተፈላለዩ ዝምለከቶም ኣካላት ብምስታፍ 2 ነጥቢ 23 ቢሊየን ብር ሃፍቲ ምእኻብ ተኻኢሉ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡
ቤት ምኽሪ ምምሕዳር እታ ከተማ 5ይ ዓመት ዘመን ስራሕ 2ይ…
ፅዕንቶ መነባብሮ ነበርቲ እታ ከተማ ዘቃልሉ ውፅኢታዊ ስራሕቲ ተካይዶም – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ፅዕንቶ መነባብሮ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዘቃልሉ ውፅኢታዊ ስራሕቲ ተሰሪሖም ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ።
ቤት ምኽሪ ምምሕዳር እታ ከተማ 5ይ ዓመት ዘመን…
ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ስሩዕ ጉባኤኡ የካይድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ መበል 5ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 2ይ ስሩዕ ጉባኤ ዝቐረቡሉ ኣርባዕ ኣጀንዳታት ብምፅዳቕ ጉባኤኡ እናካየደ ይርከብ፡፡
ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ወይዘሮ ቡዜና ኣልከድር ኣጀንዳታት ነቲ ቤት ምኽሪ ዘቕረባ እንትኾና÷…
ኣብ ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ዝተመስረተ ያታ ሰላም ምፅናዕ ወሳኒ እዩ – ምሁራት
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ዝተመስረተ ያታ ሰላም ምፅናዕ ብሄራዊ ረብሓ ንምሕላው ወሳኒ እዩ ኢሎም ምሁራት፡፡
እቶም ምሁራት ንፋና ሚድያ ኮርፖሬሽን ከምዝበልዎ፣ ከፋፋሊ ያታ ብምግዳፍ ኣብ ሓባራዊ ጉዳያት ትኹረት ምግባር ሃገራዊ ሰላም…
ትሩፋት ሌማት ዘላቒ ውሕስነት ምግቢ ንምርግጋፅ ተደማሪ ዓቕሚ ኮይኑ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ መርሃ ግብሪ ትሩፋት ሌማት ዘላቒ ውሕስነት ምግቢ ንምርግጋፅ ትግበራ ፖሊሲ ተደማሪ ዓቕሚ ኮይኑ ኢሎም፡፡
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚድያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤…
ኣፋሕድ ኣጀንዳ ንኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኣረኺቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣመራርሓን ኣባላትን ትካል ህዝቢ ኣምሓራ ፋኖ ክረኣየልና ይግባእ ዝበሎም ኣጀንዳታት ንኮሚሽን ሃገራዊ ዘተ ኢትዮጵያ ኣረኺቡ፡፡
ኣብ ክልል ኣምሓራ ተዓጢቆም ዝንቀሳቐሱ ዝነበሩ ኣመራርሓን ኣባላትን ኣፋሕድ ኣብ ቀረባ እዋን ኣማራፂ ሰላም…