Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ትኽክለኛ ትንተና ሓበሬታ ንዘላቒን ውሑስን ልምዓት ወሳኒ እዩ — ፕሬዚደንት ታዬ
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ትኽክለኛ ትንተና ሓበሬታ ንሓቛፊ፣ ዘላቒን ውሑስን ልምዓት ወሳኒ እዩ ኢሎም ፕሬዚደንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ።
10ይ ስሩዕ ኣኼባ ኮሚሽን ስታቲስቲክስ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ ኣሎ።
ፕሬዚደንት ታዬ ኣብቲ እዋን ከምዝበሉዎ፤ ዕቤት…
ኮሚሽን ሓይሊ ኒውክሌር ናይ ነዊሕ እዋን ራኢ ልምዓት ኢትዮጵያ ስትራቴጂካዊ ኣገዳስነት ኣለዎ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚሽን ሓይሊ ኒውክሌር ኢትዮጵያ ናይ ነዊሕ እዋን ራኢ ልምዓት ኢትዮጵያ ልዑል ስትራቴጂካዊ ኣገዳስነት ኣለዎ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)።
ኣብ ኮሚሽን ሓይሊ ኒውክሌር ኢትዮጵያ ዑደት ዝገበሩ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ገፆም…
ኢትዮጵያን ኬንያን ኣፍሪካ እንታይ ክተዕውት ከም እትኽእል ንዓለም ኣርእየን እየን – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ኬንያን ብሓባር ብምዃን ኣፍሪካ እንታይ ክተዕውት ከም እትኽእል ንዓለም ኣርእየን እየን ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)።
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ትማሊ ኣብ ኬንያ ኤልዶሬት ኣብ ዝተኻየደ ብሄራዊ በዓል ጀጋኑ ኣብ…
ተመዛበልቲ ከም መሳርሒ መደራደሪ ምጥቃም ፖለቲካዊ ቁማር ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት
ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ስምምዕነት ሰላም ፕሪቶሪያ ብምጥሓስ ተመዛበልቲ ናብ መረበቶም ከይምለሱ ከም መሳርሒ መደራደሪ ክጥቀመሎም ፀኒሑ እዩ።
እቲ ጉጅለ ብተቓውሞ ህዝቢ ዝሰኣኖ ስልጣን ንምምላስ ንራብዓይ ግዘ ትንኮያ እኳ እንተፈፀመ፤ ኣብ ልዕሊኡ…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ዝሃብዎ መብራህርሂ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት መንነት ብግልፂ ዘጋለፀ እዩ – ነበርቲ ከተማ መቐለ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዝሃብዎ መብራህርሂ ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት መንነት ብግልፂ ዘጋለፀ እዩ ኢሎም ነበርቲ ከተማ መቐለ፡፡
ነባሪ ከተማ መቐለ ዝኾኑ ገብረህይወት ሕሉፍ፣ ቀዳማይ ሚኒስትር ትማሊ ምሸት ብቋንቋ ትግርኛ…
ኢትዮጵያን ኬንያን ዝተኣሳሰረ ታሪኽ ዘለወን መፃኢ ዕድለን እውን ከምኡ ዝተኣሳሰረ ክኸውን ይግባእ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኢትዮጵያን ኬንያን ዝተኣሳሰረ ታሪኽ ዘለወን መፃኢ ዕድለን እውን ብተመሳሳሊ መንገዲ ዝተኣሳሰረ ክኸውን ከም ዝግባእ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ኬንያ ኤልዶሬት ኣብ ዝተኻየደ ሃገራዊ መዓልቲ መሹጃ…
ኣመራርሓ በዓል ሓደራ መንግስቲ ፌዴራል ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሎሚ ምስ ነበርቲ ከተማ መቐለ ዘተ ኣካይዱ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣመራርሓ በዓል ሓደራ መንግስቲ ፌዴራል ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሎሚ ምስ ነበርቲ ከተማ መቐለ ህዝባዊ ዘተ ኣካይዱ፡፡
ኣብቲ መድረኽ ዘተ ኣይተ አሰፋ አብርሃ ሐጎስ ዋና ስራሕ ኣፈፃሚ ጉዳያት ምምሕዳርን ኣገልግሎት ህዝብን፣ ኣይተ ረዳኢ ሓለፎም…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ሃገራዊ በዓል መዓልቲ ጀጋኑ ንምስታፍ ኬንያ ኣትዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ሃገራዊ በዓል መዓልቲ ጀጋኑ ንምስታፍ ኬንያ ኣትዮም፡፡
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)ንናፅነት፣ ሉዓላውነትን ልምዓትን ኬንያ ዓብዩ ኣበርክቶ ንዝገበሩ ጀጋኑ ክብሪ ኣብ ዝወሃበሉ ሃገራዊ በዓል…
ህዝቢ ኤርትራ ‘ድሕሪ ናፅነት’ ዝነበሮ ኩሉ ስኢኑ እዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ9፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ህዝቢ ኤርትራ 'ድሕሪ ናፅነት' እታ ሃገር ኣካል ኢትዮጵያ ኣብ ዝነበረትሉ እዋን ዝነበራ ኩሉ ስኢኑ እዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ብቋንቋ ትግርኛ ኣብ ዝገበሩዎ ፃንሒት ከምዝበሉዎ፤ ኤርትራ ኣካል…
ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ድሕሪ ፕሪቶሪያ ዕጥቂ ኣብ ክንዲ ምፍታሕ ናብ ሸመታ ኣፅዋርን ግፋን ተዋፊሩ ፀኒሑ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ዘይሕጋዊ ጉጅለ ህወሓት ዕጥቂ ኣብ ክንዲ ምፍታሕ ናብ ሸመታ ኣፅዋር፤ ዕጡቓት ኣብ ክንዲ ምምላስ ናብ ተወሳኺ ግፋ ተዋፈሩ ፀኒሑ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ብቋንቋ ትግርኛ ኣብ…