Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ፕሬዚዳንት ታዬ ሰብሃፍቲ ኳታር ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንኽገብሩ ፃውዒት ኣቕሪቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ሰብ ሃፍቲ ኳታር ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውድታት ኢንቨስትመንት ንኽሳተፉ ፃውዒት ኣቕሪቦም።
እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዱባይ ሕቡራት ኤምሬታት ዓረብ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ዓመታዊ ዓለም ለኸ ጉባኤ ኢንቨስትመንት ጎኒ…
ስነ ስርዓት ቀብሪ ውሪይቲ ኣርቲስት እልፍነሽ ቀኖ ተፈፂሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ስነ ስርዓት ቀብሪ ውሪይቲ ኣርቲስት እልፍነሽ ቀኖ ኣብ ከተማ ኣምቦ ተፈፂሙ።
ስነ ስርዓት ቀብሪ እታ ኣርቲስትን ተቓላሲት ሰብኣዊ መሰላትን እልፍነሽ ቀኖ፤ መሓዙት ስድራ ቤትን ኣድነቕቲን ነበርቲ ከተማ ኣምቦን ከባቢኣን ኣብ ዝተረኽቡሉ ተፈፂሙ።…
ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌደራል ልዕሊ 2 ሺሕን 500ን ህንፀት ሹቓት ብዕሊ ጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮርፖሬሽን ኣባይቲ ፌደራል ሎሚ መዓልቲ ልዕሊ 2 ሺሕን 500ን ዝኾኑ ህንፀት ሹቓት ብዕሊ ጀሚሩ።
ዋና ስራሕ ኣስፈፃሚ እቲ ኮርፖሬሽን ረሻድ ከማል (ዶ/ር)፤ እቲ ትካል ብዝተፈላለየ መልክዑ ካብ ዝነበሮ ፈታኒ ኩነታት ብሪፎርም ናብ መድረኽ…
ኣብ ዓለም ለኸ ውድድር ሚስ ወርልድ 2026 ዝተወዳደረት ሩት ይርጋለም ኣቀባብላ ተገይሩላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዓለም ለኸ መድረኽ ውድድር ሚስ ወርልድ 2026 ንኢትዮጵያ ወኪላ ዝተወዳደረት ሩት ይርጋለም ናብ ሃገራ እንትትምለስ ኣቀባብላ ተገይሩላ።
ሩት 30 ነሓሰ ኣብ ቬትናም ከተማ “ና ትራንግ” ኣብ ዝተኻየደ መበል 75 ውድድር ሚስ ወርልድ (Miss…
ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ መዓልቲ ፅንዓት ኣኽቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ጳጉሜን 3 - መዓልቲ ፅንዓት ኣብ ላዕለዋይ መምርሒ ሓይሊ ኣየር ፌዴሪኢ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ተኸቢሩ።
እቲ ሓይሊ ኣየር ፅንዓት ጀጋኑ ተላቢሱ ዝተዋህቦ ልኡኽቶ ብብቕዓት፣ ብቖራፅነትን ብተኣማንነትን እናተዋፅአ ከምዝርከብ ኣብቲ መርሃ ግብሪ…
ሓድነት፣ ሓላፍነትን ተሳትፎን ህዝቢ ንዝፀንዐት ሃገር መሰረት እዩ – ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ኣዲስ ኣበባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መሰረት ዝፀንዐት ሃገር ጥንካረ ትካላት ጥራሕ ዘይኮነስ ሓድነት፣ ሓላፍነትን ተሳትፎን ህዝቢ እዩ ኢሉ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ።
ፍልይቲ ወርሒ ኢትዮጵያ ዝኾነት ጳጉሜን ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዝተፈላለዩ ሃገራዊ መደባት…
ብቕብብል ብታሪኽ ዝተረከብናያ ሃገር ብምፅናዕ ንወለዶ ከነረክባ ኢና – ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብቕብብል ታሪኽ ዝተረከብናያ ሃገር ብምሕላውን ብምፅናዕን ንዝመፅእ ወለዶ ከነረክባ ኢና ኢሎም ኣባላት ሰራዊት ምክልኻል እዚ ምብራቕ።
ኣባል ሰራዊት ምክልኻል እዚ ምብራቕ ሌተናል ኮሎኔል ፈይሳ በዳዳ፤ ቀዳሞት ኣቦታትና ብወፃኢ ወራሪን ብውሽጣዊ…
ኢትዮጵያ ፈተናታት ብፅንዓት ብምሕላፍ ዘኹርዑ ዓወታት እናመዝገበት ትርከብ — ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ብዙሓት ፈተናታት ብፅንዓት ብምሕላፍ ዘኹርዑ ዓወታት እናመዝገበት ትርከብ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር።
ትካላት ፀፅታን ድሕነትን ጳጉሜን 3 መዓልቲ ፅንዓት “ፅንዓት ንብራኸ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ…
መዓልቲ ፅንዓት ኣብ ትካላት ፀጥታን ድሕነትን ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ጳጉሜን-3 መዓልቲ ፅንዓት ኣብ ትካላት ፀጥታን ድሕነትን ብዝተፈላለዩ መደባት እናተኸበረ ይርከብ።
እቲ በዓል ኣብ ኣዲስ ኣበባ መዘከሪ ዓወት ዓድዋ “ፅንዓት ንብራኸ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እዩ እናተኸበረ ዝርከብ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ፤…
ብፅንዓት ሃገር ዘፅንዕ ህዝባዊ ትካል
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ጳጉሜን፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ብዙሓት ዓይነታት ፈተናታት ብፅንዓት ተሳጊራ መዓልታት ጳጉሜን 2018 ዓ.ም “ብራኸ ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ቃል እናኽበረት ትርከብ።
በዚ ድማ ትካላት ፀፅታን ድሕነትን ንዘበናት ዝቐፀለ ታሪኽ ብራኸ ኢትዮጵያ ብፅንዓት ንምቕፃል ዘበርከቱዎ…