Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኢትዮጵያን ኬኒያን ግብረ ራዕዲ ብሓባር ንምክልኻል ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ዘቲየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ኬኒያን ግብረ ራዕዲ ብሓባር ንምክልኻል ኣብ ዘኽእሉ ዛዕባታት ዘቲየን።
ዋና ዳይሬክተር ኣገልግሎት ብሄራዊ ድሕንነት ኣምባሳደር ሬድዋን ሁሴን መስ ፕሬዚዳንት ኬኒያ ዊሊያም ሩቶ ኣብ ናይሮቢ ዘቲዮም።
እቶም ፕሬዚዳንት፥ ከም ግብረ…
ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ ንበዓል ከተራን ጥምቀትን ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ንመላእ ሰዓብቲ እምነት ክርስትና ንበዓል ከተራን ጥምቀትን ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ጥምቀት፣ ካብ ሰማየ ሰማያት ወሪዱ፣ ኣብ…
ጥምቀት መግለፂ ህብረ ብሄራዊነት ኢዩ-ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጥምቀት መግለፂ ህብረ ብሄራዊነት ኢዩ ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።
ምምሕዳራት ኣዲስ ኣበባን ድሬዳዋን ንበዓል ከተራን ጥምቀትን ናይ አንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ…
ከተራን ጥምቀትን ዝምድናና ብዘጠናኽር ተግባር ክኸውን ከምዘለዎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከተራን ጥምቀትን እንትነኽብር ዝምድናና ብዘጠናኽር ተግባር ክኸውን ከምዘለዎ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ገሊፁ።
እቲ ባይቶ ኣብ ዘመሓላለፎ ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ፥ እቲ በዓል ንማሕበራዊን ኢኮኖሚያዊን ልምዓት ዝህቦ ኣበርክቶ ብምግንዛብ…
ርእሳነ ምምሕዳር ዝተፈላለያ ክልላት ንበዓል ከተራን ጥምቀትን ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ርእሳነ ምምሕዳር ዝተፈላለያ ክልላት ንበዓል ከተራን ጥምቀትን ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፈም።
ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ጋምቤላ ወይዘሮ አለሚቱ ኡሞድ፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ…
ኣይተ ኣደም ፋራህ በዓል ከተራን ጥምቀትን ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል ሀንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ በዓል ከተራን ጥምቀትን ምኽኒያት ብምግባር ናይ እንቋዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
ኣይተ ኣደም ኣብ ማሕበራዊ…
ኣስተምህሮ ጥምቀት ንህንፀት ሃገር ብምጥቃም፣ ባህላዊ ክብሩ ብምጉልባትን ህብረ ብሄራዊነቱ ብምጥንኻርን ነቲ በዓል ነኽብር -ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ንበዓል ጥምቀት ናይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መልእኽቶም፥ ጥምቀት ሃይማኖታዊ፣ ባህላዊን ህብረ ብሄራዊን በዓልና ኢዩ ኢሎም።
ኣብ ሃይማኖታዊነቱ፥ ኢየሱስ…
ኢትዮጵያን ኪርጊስታንን ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባረን ንምጥንኻር ተስዕሚዐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኪርጊስታን ኣሲዬን ኢሳዬቭ ተዛቲዮም፡፡
ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ኪርጊስታንን ዘሎ ኢኮኖሚናዊን ዲፕሎማሲያዊን ርክብ ምዕባይ ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት ጠሚቶም ተዛቲዮም፡፡…
በዓል ከተራን ጥምቀትን ምኽንያት ብምግባር ንተሽከርከርቲ ዝዕፀዉ መገዲታት ዕላዊ ኮይኖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ 10 ክሳብ 12 ጥሪ 2017 ዓ.ም ኣብ መሕደሪ ታት ጃን ሜዳን ኣቃቂ ቃሊቲን ኣብ ዝኽበር በዓል ከተራን ጥምቀትን ምኽንያት ብምግባር ምጭንናቕ ትራፊክ ከይፍጠር ዝተወሰኑ መገዲታት ንተሽከርከርቲ ዕፁዋት ከምዝኾኑ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ፡፡…
ህንፃ ፋሲል ነባር ትሕዝቱኡ ሒዙ ብምሕዳስ ናብ ዝነበሮ ግርማ ተመሊሱ ኢዩ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጥንታዊ ህንፃ ፋሲል ነባር ትሕዝቶኡ ሒዙ ብምሕዳስ ቀደም ናብ ዝነበሮ ግርማ ሞገስ ተመሊሱ ኣሎ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም፤ ጎንደር እምነት፣ መንግስቲን ህብረ…