Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ዓቕሚ ኢንዱስትሪ ብምዕባይ ንፅባሕ መሰረት ዘንብር ኢዩ – ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጎስጓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ዓቕሚ ኢንዱስትሪ ብምዕባይ ንፅባሕ መሰረት ዘንብር ከምዝኾነ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ገሊፆም፡፡
እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ ማእኸል ኮንቬንሽን ኣዲስ እናተኻየደ ዝርከብ ኤክስፖ ኢትዮጵያ ተፍሪ 2017 ምስ ጎብነዩ…
ፋይዳ ንኢትዮጵያ ውድድር ጒያ 5 ኪሎ ሜትር ሰንበት ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋይዳ ንኢትዮጵያ ውድድር ጒያ 5 ኪሎ ሜትር 3 ግኔቦት 2017 ዓ.ም ኣብ መስቀል ኣደባባይ ከምዝካየድ ቤት ፅሕፈት ፕሮግራም ብሄራዊ መታወቂያ ኣፍሊጡ።
ዋና ዳይሬክተር እቲ ፕሮግራም ዩዳሔ ኣርአያስላሴ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ፋይዳ መለለዪ መንነት…
ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ዝሳተፋሉ ወርክሾፕ ጂኦፖርክታትን ጂኦቱሪዝምን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክሳለጥ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዓለም ለኸ ዩኔስኮ "ጂኦፓርክታትን ጂኦቱሪዝምን ንዘላቒ ለምዓት ዘለዎም ግደ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝሰናዳእ ወርክ ሾፕ ካብ 4 ክሳብ 5 ግንቦት 2017 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ።
ሚኒስትር ቱሪዝም ሰላማዊት ካሳ ኣብ ዝሃብኡ መግለፂ፥…
ብልምዓት ኮሪደር ሓድጊታት እታ ከተማ ብምሕዳስ ከም ብሓዱሽ ክፋለጡ ምግባር ተኻኢሉ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ እናተወገኑ ዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ኣብታ ከተማ ዝርከቡ ሓድጊታት ብምሕዳስ ከም ብሓዱሽ ክፋለጡ ምግባር ከምዘኽኣሉ ከንቲባ ምምሐዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን፡፡
ኣብታ ከተማ በዙሓት ዝርከቡ ቅድም ክብል…
ፎረም ቢዝነስ ኢትዮ – እስራኤል ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፎረም ቢዝነስ ኢትዮጵያን እስራኤልን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ ፎረም ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባር ኢትዮጵያን እስራኤልን ምድንፋዕ ኣብ ዝከኣለሎም ጉዳያት ልዝብ እናተገበረ ይርከብ።
ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ…
ምስ እስራኤል ምትሕብባርና ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ተጠናኺሩ ቐፂሉ- ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እስራኤል ጌድዮን ሳር ዘትዮም፡፡
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኦም ከምዝበልዎ÷ሎሚ ኣብ ኢትዮጵያ ዑደት እናካየዱ ዝርከቡ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እስራኤል…
ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ምስ እስራኤል መዘነኦም ተዛትዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ንዕላዊ ዑደት ስራሕ ብልዑል ጉጅለ ልኡኽ ንግዲ ተመሪሖም ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝኣተው ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ እስራኤል ጌዲዮን ሳር ዘትዮም፡፡
ክልቲኦም ሚኒስትራት ርክብ ክልቲኤን ሃገራት ብዝበለፀ…
ናይ ዘበንና ሓርበኝነት ብልፅግና ኢትዮጵያ ንምርግጋፅ እዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ናይ ዘበንና ሓርበኝነት ኢትዮጵያዊያን ዝተማልአ ልኡላውነትን ብልፅግናን ንምርግጋፅ እዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም።
ምክትል ቀዳማይ ሚኒስተር "ብሩህ ኣእምሮ ብክእለት ዝበቕዑ ዜጋታት" ብዝብል መሪሕ…
ፈላማይ ዓለም ለኸ ፎረም ምትሕብባር ድሕንነት ህዝቢ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፈላማይ ዓለም ለኸ ፎረም ምትሕብባር ድሕንነት ህዝቢ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ፡፡
ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ፎረም ምትሕብባር ድሕንነት ህዝቢ (ሊያንዩንጋንግ) ኣባል ቦርድ ዳይሬክተራት ምምራፃ ይፍለጥ፡፡
ኮሚሽነር ፌዴራል ፖሊስ ኢትዮጵያ…
ነባራዊ ኩነታት ዓለም ብምርዳእ ብቑዕ ሰብ ሞያ ሚድያን ኮሚዩኒኬሽንን ምፍጣር ይግባእ – ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ነባራዊ ኩነታት ዓለም ብምርዳ ዘመኑ ዝጠልቦ ብቑዕ ሰብ ሞያ ሚድያን ኮሚዩኒኬሽንን ምፍጣር ይግባእ ክብሉ ኣብ ፓርቲ ብልፅግና ሓላፊ ሚኒስትር ዓለም ለኸ ዘፈር ርኽብ ቢቂላ ሁሪሳ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡
"ድሕሪ ሓቂ ዘበን ብሓቅን ፍልጠትን" ብዝብል…