Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ክብሪን ሉእላውነትን ዶብ ሃገር ዘሐሉ ብቑዕን ጠንካራን ሰራዊት ተሃኒፁ- ሌ/ጀ መሓመድ ተሰማ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ክብሪን ሉእላውነትን ዶብ ሃገር ዘሐሉ ብቑዕን ጠንካራን ሰራዊት ተሃኒፁ ክብሉ ዋና ኣዛዚ እዚ ምብራቕ ሌተናነት ጄኔራል መሓመድ ተሰማ ገሊፆም።
ካብ ክፍለ ሰራዊት ክሳብ ኮር ዘለዉ ኣመራርሓ እዚ ምብራቕ ግደ መሪሕነትን ተዛመድቲ ኣጀንዳታትን…
ኢትዮጵያ ንነፃነት ኮሪያ ዝኸፈለቶ መስዋእትነት ንርክብ ክልቲአን ሃገራት ፅኑዕ መሰረት ዘንበረ ኢዩ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ንነፃነት ኮሪያ ዝኸፈለቶ መስዋእትነት ንርክብ ክልቲአን ሃገራት ፅኑዕ መሰረት ዘንበረ ኢዩ ክብሉ ኣምባሳደር ሪፐብሊክ ኮሪያ ኣብ ኢትዮጵያ ጁንግ ካንግ ገሊፆም።
መበል 74 ክብረ በዓል ዘመትቲ ኮሪያ ኣብ ፓርክ ዝኽሪ ዘመትትቲ ኮሪያ…
ዩኒቨርሲቲ ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ዘሰልጠኖም 974 ተምሃሮ ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዩኒቨርሲቲ ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ሙያ ኣቪዬሽን ዘሰልጠኖም 974 ተምሃሮ ኣመሪቑ።
ኣብ ስነ ስርዓት እቲ ምረቓ፥ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መስፍን ጣሰው፣ ተተካኢ ፕሬዚዳንት ዩኒቨርሲቲ ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ካሴ…
ልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ኩንታል ፍሪያት ተኣኪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ‘ዚ ባጀት ዓመት ልዕሊ 1 ነጥቢ 2 ቢሊየን ኩንታል ፍሪያት ከምዝተኣከበ ሚኒስቴር ግብርና ኣፍሊጡ።
ሚኒስቴር ግብርና ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት ትሽዓተ ኣዋርሕ 2017 ዓ.ም የሳልጥ ኣሎ።
ሚኒስትር ግብርና ግርማ…
ምዕራፍ 19 ውድድር ፍፃመ ፋና ላምሮት ሎሚ ብድሙቕ ኩነታት ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንሰለስተ ኣዋርሕ ብጠንካራ ውድድር ክካየድ ዝፀንሐ ፋና ላምሮት ሎሚ ምዕራፍ 19 ውድድር ፍፃምኡ ብድሙቕ ኩነታት ክካየድ ኢዩ።
ንፍፃመ ዝበቕዑ፥ ብሩክ ሰለሞን፣ ዮሴፍ ጉልላት፣ ካሳሁን ዘውዱን ኤፍሬም ጌታቸውን ፅባሕ ልዑል ንሕንሕ ንምግባር…
ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ናይ ኣወሃህባ ኣገልግሎት ሪፎርም ወሳኒ ምዕራፍ ኢዩ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማእኸል ሓደ ማእኸል ኣገልግሎት መሶብ ንኣወሃህባ ኣገልግሎት ሃገርናን ምሕደራ ሪፎርም መንግስቲን ወሳኒ ምዕራፍ ከምዝኾነ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም፡፡
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ኣመልኪቶም…
ኣገልግሎት ፍትሒ ክልል ኦሮሚያ ብፅቡቕ ተሞክሮ ዝውሰድ ኢዩ – ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣወሃህባን ተበፃሕነትን ኣገልግሎት ፍትሒ ክልል ኦሮሚያ ብፅቡቕ ተሞክሮ ዝውሰድ ከምዝኾነ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ገሊፆም፡፡
ኣባላት እቲ ባይቶን ዝምልከቶም መዳርግቲ ኣካላትን ክልል ኦሮሚያ ከይዲ ኣወሃህባ ኣገልግሎት ፍትሒ ኣብ…
ለውጢ ሰሌዳ ተሽከርከርቲ ንምግባር ዘኽእል መምርሒ ፀዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ተሽከርከርቲ መለለዪ ቁፅሪን ዓይነትን ሰሌዳ ምልክታት መወሰኒን መምርሒ ኣወሃህባ ኣገልግሎትን 1050/2017 ብምዃን ፀዲቑ።
ኣማኻ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ከድልማግስት ኢብራሂም፤ ሰሌዳ ተሽከርከርቲ ምቕያር…
ምዕራፍ 19 ውድድር ፍፃመ ፋና ላምሮት ፅባሕ ብድሙቕ ኩነታት ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንሰለስተ ኣዋርሕ ብጠንካራ ውድድር ክካየድ ዝፀንሐ ፋና ላምሮት ፅባሕ ምዕራፍ 19 ውድድር ፍፃምኡ ብድሙቕ ኩነታት ክካየድ ኢዩ።
ንፍፃመ ዝበቕዑ፥ ብሩክ ሰለሞን፣ ዮሴፍ ጉልላት፣ ካሳሁን ዘውዱን ኤፍሬም ጌታቸውን ፅባሕ ልዑል ንሕንሕ ንምግባር…
ፅርየትን ተበፃሕነትን ትምህርቲ ክብ ንምባል ቆላሕቲ ብምሃብ ይስራሕ ኣሎ- ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሚያዝያ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፅርየትን ተበፃሕነትን ትምህርቲ ክብ ንምባል ቆላሕቲ ብምሃብ ይስራሕ ኣሎ ክብሉ ሚኒስቴር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ገሊፆም።
ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ሚኒስቴር ትምህርቲ ካብ ዘህንፆም ሞዴል ካልኣይ ብርኪ ኣብያተ ትምህርቲ ውሽጢ ሓደ ዝኾነ…