Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ምክልኻልን ምቁፅፃርን ኤች ኣይ ቪ/ኤድስ ግደ ማሕበር ወለዶ ምድሓን ትግራይ ዑዙዝ ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ምክልኻልን ምቁፅፃርን ኤች ኣይ ቪ/ኤድስ ግደ ማሕበር ወለዶ ምድሓን ክልል ትግራይ ዑዙዝ ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይን ማሕበር ወለዶ ምድሓን ትግራይን ብምትሕብባር መድረኽ ዘተ መዕበይ ግንዛበ ኣሳሊጦም።…
ዩንቨርስቲ ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘሰልጠኖም ሞያተኛታት ኣመሪቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዩንቨርስቲ ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ኣብረርቲ ኣውሮፕላን ሓዊሱ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘሰልጠኖም 450 ሞያተኛታት ኣመሪቑ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ፥ ተወካሊ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያን ሓላፊ ዓውዲ ፋይናንስን ኣዳሙ ታደለ፣ ተተካኢ ፕሬዚዳንት…
መበል 19 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰብን ህዝብታትን ዝጠመተ ሲምፖዚየም ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 19 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰብን ህዝብታትን ዝጠመተ ሲምፖዚየም ሎሚ ኣብ ከተማ ኣርባምንጭ ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ቴዎድሮስ ምሕረት፣ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር፣ ርእሳነ ምምሕዳር…
መበል 19 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰብን ህዝብታትን ዝጠመተ ሲምፖዚየም ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 19 መዓልቲ ብሄር ብሄረሰብን ህዝብታትን ዝጠመተ ሲምፖዚየም ሎሚ ኣብ ከተማ ኣርባምንጭ ክካየድ ኢዩ።
“ሃገራዊ ምርድዳእ ንህብረ ብሄራዊ ሓድነት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝኽበር እቲ በዓል ብድምቀት ንምኽባር ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ምድላዉ ዛዚሙ…
ደረቕ ጓሓፍ ዝእከበሉ ቆሼ ንምልማዕ ዘኽእል ዘተ ተሳሊጡ
ኣዲስ አበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ደረቕ ጓሓፍ ዝእከበሉ ብልሙድ “ቆሼ” እናተብሃለ ዝፅዋዕ ከባቢ ንምልማዕ ዘኽእል ዘተ ተሳሊጡ።
ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ሓለዋ ከባቢ ኢትዮጵያ ሌሊሴ ነሜ፥ ስርዓት ሓለዋ ከባቢ ንምጥንኻር ምምሕዳር ኣወጋግዳ ጓሓፍ የድሊ ኢለን።
ኣብ ከተማ…
1 ሺሕን 155 ኢትዮጵያውያን ካብ ስዑድ ዓረብ ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ናይ ምምላስ ስራሕ ከምዝቐፀለ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኣፍሊጡ፡፡
ብመሰረት እዚ ካብ 4 ክሳብ 27 ሕዳር 2017 ዓ.ም 1 ሺሕን 155 ኢትዮጵያውያን ናብ ሃገሮም…
ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ከይዲ ህንፀት ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ ወይቦ ተዓዚቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር መስኖን ከባቢ ቆላን ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ከይዲ ህንፀት ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ ወይቦ ተዓዚቦም።
እቲ ፕሮጀክት ኣብ ኣብ ወረዳ ቦሎሶ ሶሬ ዝህነፅ ዘሎ እንትኸውን፥ ንወረዳታት ቦሎሶ ሶሬን ቦሎሶ ቦምቤን ተረባሕቲ ዝገብር ኢዩ ተባሂሉ።…
ኣማራፂ ሰላም ምቕባል ፈላጥነት ኢዩ-ጃል ሰኚ ነጋሳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣማራፂ ሰላም ምቕባል ፈላጥነት ከምዝኾነ ብምግንዛብ ኣብ ጫካ ዘለዉ ኣባላት ሰራዊት ነፃነት ኦሮሞ ፃውዒት መንግስቲ ንክኽበሉ ነበር ላዕለዋይ ኣመራርሓ እቲ ሰራዊት ጃል ሰኚ ነጋሳ ፃውዒት ኣቕሪቦም።
ጃል ሰኚ ነጋሳ ልመራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ዝሃብዎ…
ፌስቲቫል ፊልም ብሪክስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ፈላማይ መጀመሪ ፌስቲቫል ፊልም ብሪክስ ዝኾነ ፌስቲቫል ፊልምን ቴሌቪዥንን ኢትዮ-ቻይና ኣብ ዝቕፅል ወርሒ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ።
ጎፍ ኢንተርቴይመንት ምስ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ፣ ሚኒስቴር ባህሊን ስፖርትን፣ ኤምባሲ ቻይና…
ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ዝተረፉ ኣባላት ሰራዊት ነፃነት ኦሮሞ ናብ ሰለማዊ ኣማራፂ ንክመፅኡ ፃውዒት ኣቕሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ክልል ኦሮሚያ ዝተረፉ ኣባላት ሰራዊት ነፃነት ኦሮሞ ናብ ሰለማዊ ኣማራፂ ንክመፅኡ ፃውዒት ኣቕሪቡ።
መንግስቲ ክልል ኦሮሚያን ሰራዊት ነፃነት ኦሮሞን ስምምዕነት ሰላም ብምኽታሞም ኣባላት እቲ ሰራዊት ናብ ካምፕ ምእታው…