Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኢትዮጵያ ጊዜያዊ መረጋገፂ ደረጃ ምሕደራ ልምዓት ደኒ ረኺባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ምሕዳራ ደኒ ኢትዮጵያ ጊዜያዊ መረጋገፂ ደረጃ ምሕደራ ልምዓት ደኒ ምርካባ ዕላዊ ገይሩ፡፡
ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ዝተገበረ ስታንዳርድ ምሕደራ ደኒ ዓውዲ ልምዓት ደኒ ኢትዮጵያ ብምጥንኻር ንዕዳጋ ዓለም ዝቐርቡ ፍርያታት ልምዓት ደኒ ፅቶምን…
ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ኣቪዬሽን ልዑል ተሳትፎ ብምግባር ጥንኩር መገዲ ኣየር ክትሃንፅ ከምዝኸኣለት ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ንዝሓፉ 80 ዓመታት ኣብ ዓውዲ ኣቪዬሽን ልዑል ተሳትፎ ብምግባር ጥንኩር መገዲ ኣየር ክትሃንፅ ከምዝኸኣለት ተገሊፁ።
ዓለም ለኸ ሲቪል ኣቪየሺን መበል 80 ዓመት በዓል ምስረትኡ ምስ በዓል መዚ ሲቪል ኣቪዬሽን ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ብብርኪ…
መዓልቲ ብሄራት ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 19 መዓልቲ ብሄራት ብሄረሰባትን ህዝብታትን ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ይኽበር ኣሎ።
እቲ በዓል ኣብ ክልል ሲዳማ፣ ቤኒሻንጉል ጉሙዝ፣ ማእከላዊ ኢትዮጵያን ሃረሪን ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ኢዩ ዝኽበር ዘሎ።
ኣብቲ ስነ ስርዓት፥ ርእሳነ…
ነበር ዕጡቓት ክልል ትግራይ ፀገማት ብዘተ ብምፍታሕ ብሓባር ምስራሕ ከምዝግባእ ኣገንዚቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ዕጡቓት ክልል ትግራይ ፀገማት ብሰላማዊ ዘተ ብምፍታሕ ብሓባር ንዕቤት ሃገር ምስራሕ ከምዝግባእ ኣገንዚቦም።
ኣብ መቐለ ናብ ማእኸል ስልጠና ተሃድሶ ዝኣተዉ 320 ነበር ዕጡቓት ስልጠናኦም ብምዝዛም ዘላቒ መጣየሺ ሓገዝ ገንዘብ ተገይሩሎም ነናብ…
ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝተፅሓፈ ደብደዳበ ኣምሲሎም ብምስንዳእ ናብ ወፃኢ ንልእኽ ኢና ብዝብል ዘጭበርብሩ…
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝተፅሓፈ ደብደዳበ ኣምሲሎም ብምስንዳእ ናብ ወፃኢ ንዕድል ስራሕ ንልእኽ ኢና ብዝብል ዜጋታ እናተታለሉ ከምዝኾኑ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ፡፡
እቲ ሚኒስቴር ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፆ÷ ኣርማን ማሕተምን…
ኢትዮጵያን ስዑድ ዓረብን ፖለቲካዊ ዘተ ኣካይደን
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ስዑድ ዓረብን ኣብ ሪያድ ፖለቲካዊ ዘተ ኣካይደን፡፡
እቲ ፖለቲካዊ ዘተ ሚኒስተር ደኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳር ምሳጋን ኣርጋን ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስዑድ ዓረብ ዋሊድ ኣብዱልከሪም (ኢ/ር)ን ኣካይዶምዎ፡፡
ክልቲኦም…
መቄዶንያ ንደቂ ሰባት ብዘይ ኣፈላላይ ዝርገፉሉ ማእኸል ከምዝኾነ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል መግብሐቢ ኣረጋውያንን ሕሙማት ኣእምሮን የደቂ ሰባት ብዘይ ዝኾነ ይኹን ኣፈላላይ ሃይማኖት፣ ዓሌት፣ ቀለም ዝድገፉሉ ማእኸል ከምዝኾነ ተገሊፁ።
ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ምስቲ ማእኸል ብምትሕብባር መራሕቲ ትካላት ሃይማኖትን ኣቦታትን…
ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ክልል ኦሮሚያን ኦሮሞ ነፃነት ሰራዊት ዝተፈረመ ስምምዕነት ንኹሉ ተጠቃሚ ዝገብር ኢዩ – ሚኒስቴር ሰላም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ክልል ኦሮሚያን ኦሮሞ ነፃነት ሰራዊት ዝተፈረመ ስምምዕነት ንኹሉ ተጠቃሚ ዝገብር ከምዝኾነ ሚኒስቴር ሰላም ኣፍሊጡ፡፡
እቲ ሚኒስቴሩ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ “መንግስቲ ክልል ኦሮሚያን ኦሮሞ ነፃነት ሰራዊትን ስምምዕነት ሰላም…
ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ክልል ኦሮሚያን ኦሮሞ ነፃነት ሰራዊት ዝተፈረመ ስምምዕነት ክበረታታዕ ዝግበኦ ኢዩ – ኣይተ ኣደም ፋራህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ክልል ኦሮሚያን ኦሮሞ ነፃነት ሰራዊት ዝተፈረመ ስምምዕነት ክበረታታዕ ዝግበኦ ከምዝኾነ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዝዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም።…
ከይዲ ስራሕ ልምዓት ኮሪደር ሳርቤት ኣደባባይ-መካኒሳ-ፉሪ ሃና ተገምጊሙ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ሳርቤት ኣደባባይ-መካኒሳ-ፉሪ ሃና እናተሃነፀ ዝርከብ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ዝርከበሉ ከይዲ ከምዝተገምገመ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።
እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ከምዝሓበረኦ፤ ስራሕቲ ልምዓት…