Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ፃውዒት ሰላም ብምቕባል ስልጠና ተሃድሶ ዝወሰዱ ዕጡቓት ተመሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ፃውዒት ሰላም መንግስቲ ብምቕባል ስልጠና ተሃድሶ ዝወሰዱ ዕጡቓት ተመሪቖም። እቶም ዕጡቓት ኣብቲ ክልል ዞባታት ሰሜን ወሎ፣ ደቡብ ወሎ፣ ሰሜን ሸዋ፣ ብሄረሰብ ዋግ ህምራን ብሄረሰብ ኦሮሞን ዓጢቖም እናተንቀሳቐሱ ዝነበሩ ዕጡቓት…

ፓርቲ ብልፅግና ተረባሕነት ዜጋታት ኣብ ምርግጋፅ ጭቡጥ ውፅኢት ኣመዝጊቡ ኢዩ – ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ቀዳማይ ጉባኤኡ ብመሰረት ዝኣተዎ ቃል ተረባሕነት ደቂ ኣንስትዮ፣ ህፃናትን መናእሰይን ኣብ ምርግጋፅ ጭቡጥ ውፅኢት ከምዘመዝገበ ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ እቲ ፓርቲን ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር)…

ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ ኣጋሮን በሻሻን ኣብ ዘሎ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ኣብ ኣጋሮን በሻሻን ኣብ ዘሎ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ገይሮም። ካብ መንጎ እቶም ዑደት ዝተገበረሎም ስራሕቲ ልምዓት፥ መገዲ፣ ልምዓት ቆፅሊ ቅመም ሻሂ፣ ጣብያታት ፈልሲ…

ሴክተር ጉባኤ ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቅድመ ገምጋም ኣፈፃፅማ ትልሚ ቀዳማይ መንፈቕ በጀት ዓመት 2017 ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ሴክተር ጉባን ኣብ ከተማ ኣዳማ ይካየድ ኣሎ፡፡ ምክትል ኣካቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት መሰረተ ልምዓት ከተማን ትራንስፖርትን እሸቱ ተመስገን (ዶ/ር) ኣብቲ…

ኣብ መንፈቕ ዓመት ልዕሊ 3 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ላዕለዋይ መምርሒ ምክልኻል ገበን ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ኣብ መንፈቕ ዓመት 2017 ዓ.ም ልዕሊ 3 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባን ከምዝሓዘ ኣፍሊጡ፡፡ ኣዛዚ እቲ መምርሒ ምክትል ኮሚሽነር ጀነራል መላኩ ፋንታ ኣብ መዛዘሚ…

ልዕሊ 4 ነጥቢ 2 ሚሊየን ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ኣብ ወደብ ጅቡቲ በፂሑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ክሳብ ሎሚ መዓልቲ 4 ሚሊየን 292 ሺሕን 600 ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ ኣብ ወደብ ጅቡቲ ከምዝበፅሐ ኮርፖሬሽን ስራሕቲ ሕርሻ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ንዘበነ ምህርቲ 2017/18 ካብ ወፃኢ ዝኣቱ ዘበናዊ ዱኽዒ እናቐፀለ ከምዝኾነ እቲ ኮርፖሬሽን ኣብ…

ለውጢ ስዒቡ ኣብ ዓውዲ ፍትሒ መሰረታዊ ዝበሃሉ ለውጥታት ተኻይዶም ኢዮም-ወ/ሮ ሃና ኣርዓያ ስላሴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ለውጢ ስዒቡ ኣብ ዓውዲ ፍትሒ መሰረታዊ ዝበሃሉ ለውጥታት ብምክያድ ብዙሓት ዓወታት ምምዝጋቦም ሚኒስትር ፍትሒ ወ/ሮ ሃና ኣርዓያ ስላሴ ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ኣብቶም ናይ ለውጢ ዓመታት ኣብ ዓውዲ ፍትሒ ዝተኻየዱ ተግባራት ዝጠመተ መብርሂ ሂበን።…

“ሄር ኢሴ”  ኣፍልጦ ምርካቡ እቲ ባህሊ ብዝግባእ ንምሕላውን ንመፃኢ ትውልዲ ንምትሕልላፍን ልዑል ግደ ኣለዎ-ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ማሕበረሰብ ዒሳ ሶማሌ ዘይተፅሓፈ ባህላዊ ሕጊ “ሄር ኢሴ” ኣብ ዩኔስኮ ምምዝጋቡ ስዒቡ ኣብ ዓለም ለኸ ስታዲየም ድራዳዋ ሰልፊ ድጋፍ ተሳሊጡ። ኣብቲ ደገፍ ሰልፊ ተረኺቦም መልእኽቶም ዘመሓላለፉ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል…

ቢሮ ጥዕና  ብኣስታት 10 ሚሊየን ብር ዝተዓደጉ ሓገዝ ናውቲ ጥዕናን ተረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ፥ ፀገም ትካላት ጥዕና ንምፍታሕ ዑዙዝ ግደ ዘለዎ ብኣስታት 10 ሚሊየን ብር ዝተዓደገ ሓገዝ ናውቲ ጥዕናን ኣፋውስን ካብ ትካል መድሕን ህጻናት(Save the children) ተረኪቡ። መተሓባባሪ ሪፍርም ጥዕና…

በዓል ሓዱሽ ዘበን ሸኮ “ቲካሻ ቤንጊ” ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በዓል ሓዱሽ ዘበን ሸኮ "ቲካሻ ቤንጊ" ኣብ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ከተማ ሸኮ ብዝተፈላለዩ ባህላዊ ስነ ስርዓታት ይኽበር ኣሎ። "ቲካሻ ቤንጊ" ዝተዘርአ ኣዝርእቲ በፂሑ ድሕሪ ምእካቡ ኣብ እዋን ሓጋይ ብብርሃን ፀሓይ ተዓጂቡ እኽሊ ኣብ እዋን…