Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ፕሮጀክት ሎጅ ገርዓልታ ኣብዚ ዓመት ብምዝዛም ግልጋሎት ምሃብ ክጅምር ኢዩ- ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብኢንሼቲቭ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዝተጀመረን ኣካል ፕሮጀክት መኣዲ ንሃገር ዝኾነን ሎጅ ገርዓልታ ህንፀቱ ኣብ ፅቡቕ ኩነታት ከምዘሎ ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኣብረሃም በላይ(ዶ/ር)…
ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ትግራይ ብምርምር ዘወፅኦም 4 ሓደሽቲ ዓሌታት ዝራእቲ ዕላዊ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢንስቲትዩት ምርምር ሕርሻ ክልል ትግራይ ብምርምር ዘወፅኦም ኣርባዕተ ሓደሽቲ ዓሌታት ዝራእቲ ዕላዊ ገይሩ።
እቲ ኢንስቲትዩት ብምርምር ኣብ ዘውፀኦም 4 ሓደሽቲ ዓሌታት ዝራእቲ ስነ ስርዓት ምፍላጥ ኣካይዱ።
ዳሪክተር ዝራእቲ ምርምር ሕርሻ እቲ…
መንግስቲ ንሕቶ ህዝቢ ምላሽ ንመሃብ ድሉው ኢዩ – ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ንሕቶ ህዝቢ ንምስማዕን ምላሽ ንመሃብን ድሉው ከምዝኾነ ሚኒስትረ ስራሕን ክእለትን ወ/ሮ ሙፈሪሃት ካሚል ገሊፀን፡፡
ኣብ ከተማ ኣሶሳ ዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ዘዝተሳተፉሉ ህዝባዊ ኮንፈረንስ ይካየድ ኣሎ።…
ሚኒስትራት ኣባል ሃገራት ተፋሰስ ናይል ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዒደት ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትራት፣ ዲፕሎማሰኛታትን ጋዜጠኛታትን ኣባል ሃገራት ተፋሰስ ናይል ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዒደት ገይሮም፡፡
ኣብቲ ዑደት ሚኒስትራት ማይ ኬንያ፣ ታንዛኒያ፣ ኡጋንዳ፣ ሱዳን፣ ደቡብ ሱዳንን ኢትዮጵያን ሓዊሱ ጋዜጠኛታት ተፋሰስ ሃገራት…
እንትንፆም ስራሕቲ ፍቕሪን ምሕረትን ብምስራሕ ክኸውን ይግባእ- ብፁዕ ካርዲናል ኣቡነ ብርሃነኢየሱስ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ሊቀ-ጳጳስ ካቶሊካዊት ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁእ ካርዲናል ኣቡነ ብርሃነኢየሱስ ፅባሕ ዝኣቱ ፆም ምኽኒያት ብምግባር መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
ብፁእ ካርዲናል ኣቡነ ብርሃነኢየሱስ ንፋና ዲጂታል ኣብ ዝለኣኽዎ መልእኽቲ፥ ዓብዪፆም እንትንፀውም…
ፆመ ኣርብዓ ንግብረ ሓጥያት እንስዕረሉ ክኸውን ይግባእ – ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 የካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ፓትርያሪክ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተ-ክርስቲያን ኢትዮጵያ ብፁዕ ወቅዱስ ኣቡነ ማትያስ ፅባሕ ዝኣቱ ዓብዪ ፆም ምኽኒያት ብምግባር መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።
ኣብ መልእእቶም፥ ንመልላእ ምእመናን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ንዓብዪ ፆም…
ትማሊ ዝተጀመረ ሃገራዊ ኮንፈረንስ ህዝቢ ሎሚ እውን ቀፂሉ ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ትማሊ ዝተጀመረ ሃገራዊ ኮንፈረንስ ህዝቢ ሎሚ እውን ቀፂሉ ክካየድ ኢዩ።
እቲ ኮንፈረንስ ኣብ ኣዲስ ኣበን ድሬዳዋን ሓዊሱ ኣብ 14 ከተማታት ትማሊ ምክያዱ ይዝከር።
እቲ ሃገራዊ ኮንፈረንስ ህዝቢ ሎሚ እውን ቀፂሉ ኣብ…
ፓርቲ ብልፅግና ንሰላማዊ ዘተ በሩ ኩሉ ግዘ ክፍቲ ኢዩ-ኣብረሃም በላይ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ሸገር ህዝባዊ ኮንፈረንስ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ ኣባል ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግናን ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኣብረሃም በላይ(ዶ/ር)፥ እቲ ፓርቲ ሓድነት ንምጥንኻር ገዛእቲ ያታታት ንክፍጠሩ ይሰርሕ ኣሎ…
ኣብ ከተማ ጎንደር ኮንፈረንስ ህዝቢ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ከተማ ጎንደር ኮንፈረንስ ህዝቢ ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ ኮንፈረንስ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሚኒስትር ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር)፣ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ኢዮብ ተካልኝ (ዶ/ር)ን ተተካኢ ምክትል ከንቲባ ከተማ…
ኣብ ከተማ ሃዋሳ ህዝባዊ ኮንፈረንስ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ሃዋሳ ህዝባዊ ኮንፈረንስ ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ ኮንፈረንስ ሚኒስትር ንግዲን ቀጣናዊ ዝምድናን ካሳሁን ጎፌ (ዶ/ር)፣ ሚኒስትር ቱሪዝም ሰላማዊት ካሳን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ክልል ሲዳማን ተረኺቦም።
ኣብቲ መድረኽ ኣብ መበል ካልኣይ…