Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ዓለም ለኸ መዓልቲ ፀረ ፆታዊ መጥቃዕቲ ኣብ ድሬዳዋ ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ መዓልቲ ፀረ ፆታዊ መጥቃዕቲ “ናታ መጥቃዕቲ ናተይ እውን ኢዩ፤ ስቕ ኣይብልን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ይኽበር ኣሎ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ሚኒስትር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር)፣ ም/ኣፈ-ጉባኤ…
መበል ሓምሻይ ዓመት በዓል ምስረታ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ከተማ ነቀምቴ ይኽበር ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሓምሻይ ዓመት በዓል ምስረታ ፓርቲ ብልፅግና ብብርኪ ክልል ኣብ ክልል ኦሮሚያ ከተማ ነቀምቴ ይኽበር ኣሎ
እቲ በዓል፥ “ልዕልነት ሓሳብ ንኩለመዳይ ምዕባለ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝኽበር ዘሎ።
ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ…
ኢትዮጵያ ዘላቒ ሰላም ንምህናፅ ንትገብሮ ፃዕሪ ሓገዞም ከምዝቕፅሉ ዓለም ለኸ ትካላት ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዘላቒ ሰላም ንምህናፅ ንትገብሮ ፃዕሪ ሓገዞም ከምዝቕፅሉ ኣህጉራዊን ዓለም ለኻዊን ትካላት ገሊፆም፡፡
ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌደራልን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይን፣ ተወከልቲ ኣህጉራዊን ዓለም ለኻዊን ትካላት ኣብ ዝተረኸቡሉ…
መዛዘሚ መድረኽ 5ይ ዓመት ምስረታ ፓርቲ ብልፅግና ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መርሃ ግብሪ መዛዘሚ መድረኽን ፓናል ዘተን 5ይ ዓመት ምስረታ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ይካየድ ኣሎ፡፡
ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸባ ከንቲባ ከተማ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ÷ “ዘሕለፍናዮም ናይ ለውጢ ዓመታት መግለልቲን ዝፈላልዩን…
ኣብ ቀዳማይ ምዕራፍ 75 ሺሕ ነበር ዕጡቓት መሊስካ ንምጥያሽ እናተሰርሐ ዝርከብ ስራሕ ዓብዪ ዝላ ኢዩ – ኣይተ ጌታቸው ረዳ
ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ቀዳማይ ምዕራፍ 75 ሺሕ ነበር ዕጡቓት መሊስካ ንምጥያሽ እናተሰርሐ ዝርከብ ስራሕ ዓብዪ ዝላ ከምዝኾነ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገሊፆም፡፡
ኣብቲ ክልል ነበር ዕጡቓት ዕላዊ መርሃ…
ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ተግባራት ምግባረ ሰናይ ንዝተሳተፉ ኣፍልጦ ሂበን
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ዝተፈላለዩ ተግባራት ምግባረ ሰናይ ንዝተሳተፉ ነበርቲን ውዳበታት ብሎክን እታ ከተማን ኣፍልጦ ሂበን፡፡
እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ኣብ ዘመሓላለፈኦ መልእኽቲ÷ ኩለመዳይ ተሳፎ…
ሕብረተሰብ ሪሊፍ ዝተብሃለ ዘይሕጋዊ መድሓኒት ካብ ምጥቃም ንኽቑጠብ ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረተሰብ ሪሊፍ (RELIEF) ዝተብሃለ ዘይሕጋዊ መድሓኒት ካብ ምጥቃም ንኽቑጠብ በዓል መዚ ምግቢን መድሓኒትን ኢትዮጵያ ኣጠንቂቑ፡፡
እቲ በዓል መዚ RELIEF ዝበሃል ዘይሕጋዊ መድሓኒት ኣብ ውሽጡ ዲክሎፌናክ፣ ፓራሲታሞል፣ ክሎረፊኒራሚንን…
ዩኒቨርሲቲ መቐለ 19 ሕዳር ሓደሽቲ ተምሃሮ ክቕበል ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ መቐለ ኣብ ዘበነ ትምህርቲ 2017 ኣብ ዩኒቨርሲቲ መቐለ ዝተመደቡ ሓደሽቲ ተምሃሮ ቀዳማይ ዓመት ካብብ 19 - 20 ን ሕዳር ንክምዝገቡ ፀዊዑ።
ዌብሳይት እቲ ዩኒቨርሲቲ e-student website www.mu.edu.et ካብ 13 ሕዳር…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣህጉራዊ ኮንፈረስ ሰላም ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣህጉራዊ ኮንፈረንስ ሰላም ከምዝካየድ ሚኒስቴር ሰላም ገሊፁ።
ሚኒስትር ዴኤታ ሰላም ከይረዲን ተዘራ (ዶ/ር) እቲ ኮንፈረንስ ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ኣብቲ ኮንፈረንስ ተወከልቲ ዝተፈላለያ ሃገራት ኣፍሪካ ክዕደሙ ኢዮም።
ኣብቲ መድረኽ…
ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ሓለፍቲ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ተዛቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ሓላዊ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ኢትዮጵያ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ማሕበር ተዛቲዮም።
ብፕሬዚዳንት እቲ ማሕበር ኣበራ ቶላ ዝተመርሐ ጉጅለ ሰብኣዊ ሓገዝ ኣብ ምሃብ ዝተመዝገቡ ዓወታት ብዝምልከት ገለፃ ገይሩ።…