Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ 263 ናይ ሕክምና ተምሃሮ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሌጅ ሳይንስ ጥዕና ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ንመበል 54 ዙር ዘምሀሮም 263 ተምሃሮ ኣመሪቑ። ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ኣብቲ እዋን ከምዝበለኦ፥ ኣገልግሎት ጥዕና ፅሬት፣ ተበፃሕነትን ፍትሓዊነትን ንምርግጋፅ ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ሰብ ሞያ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ሼኽ ሞሃሙድ ቢን ራሺድ ኣል መክቱም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣአበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ገዛኢ ዱባይ፣ ምክትል ፕሬዚዳንትን ቀዳማይ ሚኒስትርን ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ሼኽ ሞሃሙድ ቢን ራሺድ ኣል መክቱም ተዛቲዮም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ዞባ ጋሞ ብዝተፈጠረ ምግህማስ መሬት ብዝበፅሐ ጉድኣት ሓዘነን ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጋሞ ብዝተፈጠረ ምግህማስ መሬት ዝበፅሐ ጉድኣት ሓዘነን ገሊፀን፡፡ እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፤ ኣብ…

ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ዞባ ጋሞ ብሰንኪ ምግህማስ መሬት ዘስዓቦ ጉድኣት ሓዘኖም ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ዞባ ጋሞ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ብዝተፈጠረ ምግህማስ መሬትን ውሕጅን ዘስዓቦ ጉድኣት ሓዘኖም ገሊፆም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ…

ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ ኣብ ዞባ ጋሞ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምግህማስ መሬት ህይወቶም ዝሰኣኑ ስድራ ኣፅናዕኒዖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ኣብ ዞባ ጋሞ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምግህማስ መሬት ህይወቶም ናይ ዝሰኣኑ ስድራ ኣፅናዕኒዖም፡፡ እቲ ሓደጋ ኣብ ዘጋጠመሉ ከባቢ ኣስክሬን ናይ ምትእልላሽ ስራሕ ተጠናኺሩ ከምዝቐፀ ተሓቢሩ፡፡ በቲ ሓደጋ…

ካብ ኣገልግሎት ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ዝተውሃበ መግለፂ ሓዘን

ኣብ ክልል ደቡብ ኢትዮጵያ ዞባ ጋሞ ወረዳ ጋጮ ባባ ቀበሌ ላካ 1 መጋቢት 2018 ብምኽንያት ከቢድ ዝናብ ዝተፈጠረ ምንሽርታት መሬት ዘጋጠመ ሓደጋ ኣብ ልዕሊ ህይወት ዜጋታት ዝበፅሐ ከቢድ ጥፍኣትን ምምዝባልን ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ፌዴሪኢ ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁ።…

መረፃ ቦርድ መረፃ ኣብ ዝካየደሎም ከባቢታት ዘሎ ኩነታት ፀጥታ ብዝምልከት ምስ ውድባት ፖለቲካ ዘትዮ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ን7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ኣብ ዝካየደሎም ከባቢታት ብዛዕባ ኩነታት ፀጥታ ብዝምልከት ምስ ፖለቲካዊ ውድባት ዘትዩ። ኣብቲ እዋን…

መራኸብቲ ሓፋሻት ብሄራዊ ረብሓታት ንምክባር ብምትሕብባር ክሰርሓ ኣለወን – ወ/ሮ ሃይማኖት ዘለቐ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መራኸብቲ ሓፋሻት ብሄራዊ ረብሓታት ንምክባር ብምትሕብባር ክሰርሓ ኣለወን ኢሉ ዋና ዳይሬክተር ሰብ መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጱያ ወ/ሮ ሃይማኖት ዘለቐ፡፡ ኣማኻሪ ማሕበራዊ ጉዳያት ቀዳማይ ሚኒስትር ሙዓዘ ጥበባት ዲ/ን ዳኒኤል ክብረት፣ ኣመራሓ…

መራኸብቲ ሓፋሽ ረብሓ ሃገርን ህዝብን ንምሕላው ብትኹረት ክሰርሑ ይግባእ – ሙዓዘ ጥበባት ዲ/ን ዳኒኤል ክብረት

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ረብሓ ሃገርን ህዝብን ንምሕላው መራኸብቲ ሓፋሽ ብትኹረት ክሰርሑ ይግባእ ኢሎም ኣማኻሪ ማሕበራዊ ጉዳያት ቀዳማይ ሚኒስትር ሙዓዘ ጥበባት ዲ/ያ ዳኒኤል ክብረት። ግደ መራኸብቲ ሓፋሽ ኣብ ብሄራዊ ረብሓ ሃገር ዘለዎም ግደ…

ኣብ ሰሙን 1 ሚሊየን ዜጋታት ንፋይዳ ዲጂታል መለለዪ መንነት ይምዝገቡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መጋቢት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ሰሙን 1 ሚሊየን ዜጋታት ንፋይዳ ዲጂታላዊ መለለዪ መንነት ይምዝገቡ ኢሉ ኢሎም ፕሮግራም ብሄራዊ መንነት። ዳይሬክተር መዳርግቲ ኣካላትን ርክብ ህዝብን ፕሮግራም ብሄራዊ መለለዪ ሳሚናስ ሰይፉ ምስ ፋና ሚድያ…