Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሽመት ኣባላት ካቢኔ እታ ከተማ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ዝቐረቡሉ ሽመት ኣባላት ካቢኔ እታ ከተማ ኣፅዲቑ። ብመሰረት እዚ፦ 👉 ኣይተ ሳሙኤል ሞላልኝ፤ ምክትል ከንቲባን ሓላፊ ቢሮ ልምዓት ፕላንን ከተማ ኣዲስ ኣበባ። 👉 ኣይተ ሚሊየን…

ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሹመታት መዓርግ ምክትል ከንቲባ ኣፅዲቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ፤ ከንቲባ ኣዳነች ኣበበ ብማዕርግ ምክትል ከንቲባ ዘቕረበኦም ኣርባዕተ ሽመታት ኣፅዲቑ። በዚ ድማ ነበር ርእሰ ምምሕዳር ክልል ህዝብታት ደቡብ ኢትዮጵያ ኣይተ ጥላሁን ከበደ ብመዓርግ ምክትል ከንቲባ ሓላፊ ቢሮ ህዝባዊ…

ኣይተ ሳሙኤል ሞላልኝ ምክትል ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባን ሓላፊ ቢሮ ልምዓት ፕላንን ብምዃ ተሸይሞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ንኣይተ ሳሙኤል ሞላልኝ ምክትል ከንቲባ እታ ከተማን ሓላፊ ቢሮ ልምዓት ፕላንን ብምግባር ሾይሙ። ኣይተ ሳሙኤል ሞላልኝ ቅድሚ ሕዚ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ደሴ ዝነበሩ እንትኾኑ፤ ኣብ ዝተፈላለዩ ሓላፍነታት ስራሕ እውን…

ቤት ምኽሪ ክልል ጋምቤላ ጉባኤ ምስረታ መንግስቲ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ህዝብታት ጋምቤላ 7ይ ዘበን ስራሕ 1ይ ዓመት ጉባኤ ምስረታኡ ኣብ ከተማ ጋምቤላ የካይድ ኣሎ። ሎሚ ዕለት ምክያድ ኣብ ዝጀመረ ጉባኤ፤ ሽመታት ሓዊሱ ተረባሕነት ህዝቢ እቲ ክልል ዘረጋግፁ ዝተፈላለዩ ውሳነታት…

ናብራ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንምምሕያሽ ብትኹረት ክስራሕ እዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝቕፅል ምዕራፍ ንነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ናብራኦም ንምምሕያሽ ብትኹረት ክስራሕ እዩ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ። እተን ከንቲባ ኣብ ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ከተማ ኮይነን ዳግም ምሻመን…

ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብምዃን ተሾይመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤ ዳግም ከንቲባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብምግባር መሪፁወን። ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ዝተውሃበን ሓላፍነት ብቅንዕነትን ብትግሃትን ንምፍፃም ቃለ ማሕላ ፈፂመን። ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ…

ወ/ሪት ፈይዛ መሓመድ ዑመር ምክትል አፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ አበባ ብምዃን ተሾይመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንወ/ሪት ፈይዛ መሓመድ ዑመር ምክትል ኣፈ ጉባኤ እቲ ምምሕዳር ከተማ ብምግባር ሾይሙ። ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ፤ ምስረታ መንግስቲ ምምሕዳር ከተማን 4ይ ዙር መኽፈቲ ጉባኤኡን ኣብ መዘከሪ ዓወት ዓድዋ ኣብ…

ወ/ሮ ቡዜና ኣልከድር ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብምዃን ተሾይመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንወ/ሮ ቡዜና ኣልከድር ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ እቲ ምምሕዳር ከተማ ገይሩ ሾይሙ። እተን ኣፈ ጉባኤ በቲ ቤት ምኽሪ ዝተወሃበን ሓላፍነት ብቅንዕነትን ብልዑል ትግሃትን ንምፍፃም ቃል ኣትየን። ቤት ምኽሪ ከተማ…

ምስረታ መንግስቲን 4ይ ዙር መኽፈቲ ጉባኤን ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 መስከረም፣ 2019 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ምኽሪ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስረታ መንግስቲ ምምሕዳር ከተማን 4ይ ዙር መኽፈቲ ጉባኤኡን የካይድ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ኣብ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ንምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወኪሎም ዝተመረፁ ኣባላት ቤት ምኽሪ ተሳቲፎም። እቲ ቤት ምኽሪ ኣብ…