Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ምስ ተወከልቲ መንግስታዊን ውልቀን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ይዛተ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ኮሚሽን ዘተ ኢትዮጵያ ምስ ተወከልቲ 56 መንግስታዊን ውልቀን ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ይዛተ ኣሎ። ዋና ኮሚሽነር እቲ ኮሚሸን መስፍን ኣርአያ (ፕ/ር)፥ እተን ትካላት ስልጠናን እታዎታትን ብምሃብ ነቲ ኮሚሽን ልዑል ኣስተዋፅኦ ኣበርኪተን…

ብራዚል ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ርክብ ናብ ዝለዓለ ብርኪ ክብ ንምባል ከምእትደሊ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብራዚል ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ርክብ ናብ ዝለዓለ ብርኪ ክብ ንምባል ከምእትደሊ ገሊፃ። ፕሬዚዳንት ብራዚል ሉላ ዳሲልቫ፥ ከልቲአን ሃገራት ዘለወን ዲፕሎማሲያዊ ርክብ ናብ ዝለዓለ ብርኪ ንምብፃሕ ከምዝሰርሑ ገሊፆም። ኣምባሳደር  ኢትዮጵያ ኣብ ብራዚል…

ኣብ ትግራይ ወፍሪ ክትባት መከላኸሊ ካንሰር ኣፍ ደገ ማህፀን ኣብ ወርሒ ሕዳር ክወሃብ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ ክልል ትግራይ ዕድመአን ካብ 9 ክሳብ 14 ንዝኾና ኣዋልድ ወፍሪ ክትባት መከላኸሊ ሕማም መንሽሮ (ካንሰር) ኣፍ ደገ ማህፀን ክወሃብ ኢዩ። እቲ ክታበት፥ ካብ 9 ክሳብ 13 ሕዳር 2017 ዓ.ም ከምዝወሃብ ቢሮ ጥዕና ግዚያዊ ምምሕዳር ክክል…

ከንቲባ ኣዳነች ንካዛንቺስ ብሓባር መሊስካ ምልማዕ ኣብ ዝከኣለሉ ጠሚተን ምስ ሰብ ሃፍቲ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ንካዛንቺስ ብሓባር መሊስካ ምልማዕ ኣብ ዝከኣለሉ ጠሚተን ምስ ሰብ ሃፍቲ ተዛቲየን። ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብቲ እዋን ከምዝበለኦ፥ ኣዲስ ኣበባ ምችውቲ ከባቢ መንበሪ ንምግባር ኣብ ዝተጀመረ ስራሕቲ…

ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ባህርዳር ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ዑደት ስራሕ ንምክያድ ባህርዳር ኣቲዮም። እቶም ፊልድ ማርሻል ናብ ባህርዳር እንትኣትዎ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣረዳ ከበደን ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ…

ባንኪ ዓለም ኣብ ፈጠራ ዕድል ስራሕ ንመናእሰይ ተረባሕቲ ንምግባር ሓገዝ ምግባር ከምዝቕፅል ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ክእለት ዝመርሖ ኣንፈት ፈጠራ ዕድል ስራሕ መሰረት ብምግባር ንመናእሰይን ደቂ ኣንስትዮን ተሳተፍቲን ተረባሕቲን ንምግባር ስትራቴጂያዊ ምሕዝነቱ ከምዝቕፅል ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ዳይሬክተር ዓለም ባንክ አብ…

ኢትዮጵያ ቃል ዝኣተወትሎም ስምምዕነታት ክሌማዊ ለውጢ ቆፂራ እተረክብ ከምዝኾነት ውሕመ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ቃል ዝኣተወትሎም ስምምዕነታት ክሌማዊ ለውጢ ቆፂራ እተረክብ ከምዝኾነት ፕሮግራም ልምዓት ውድብ ሕቡራት መንግስታት(ዩኤንዲፒ) ገሊፁ። ካብ ዱባይ ክሳብ ባኩ ኣብ ዝሓለፈ ሓደ ዓመት ኢትዮጵያ ኣብ ክሌማዊ ለውጢ ዝሰርሓቶም ስራሕቲ ዝጠመተ መድረኽ…

ኣብ ከተማ መቐለ ብ10 ሚሊየን ዶላር ፕሮጀክት መጠራቐምን መፃረዪን ረሳሕ ፈሳሲ ክህነፅ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) ፀገም ምውጋድ ረሳሕ ፈሳሲ ከተማ መቐለ ንምቕራፍ ዘኽእል ፕሮጀክት መጠራቐምን መፃረዪን ረሳሕ ፈሳሲ ከም ዝህነፅ ተገሊፁ። እቲ ፕሮጀክት፥ ካብ ባንኪ ዓለም ብዝተረኸበ 10 ሚሊየን ዶላር  ከምዝህነፅ ሚኒስቴሪ ማይን ኢነርጅን ፌዴሪኢ ምስ መዳርግቲ…

ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ፕሬዚዳንት ኣዘርባጃን ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ፕሬዚዳንት ኣዘርባጃን ኢልሃም አሊዬቭ  ዘቲዮም። ፕሬዚዳንት ታዬ፥ ኣብ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ (ኮፕ 29) ውሕመ ንምስታፍ ኣብ ኣዘርባጃን ባኩ ኢዮም ዘለዉ። ጎድኒ ንጎድኒ እቲ ጉባኤ ምስ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ኢልሃም…

ኢትዮጵያ ኣብ ኮንፈረንስ ዲፕሎማሲ ወፅኢታዊ ስራሕ ፈፂማ- ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ቀዳማይ ርባዕ ዓመት ኢትዮጵያ ኣብ ኮንፈረንስ ዲፕሎማሲ ወፅኢታዊ ስራሕ ከምዘካየደት ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ነብያት ጌታቸው ኣብ ዝሃብዎ መብርሂ፥ ኣብ ቀዳማይ ርባዕ ዓመት 2017…