Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሩዋንዳን ልኡኾምን ኣብ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሩዋንዳ ጄነራል ሙባረክ ሙጋጋ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ላዕለዋይ መምርሒ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ዑደት ገይሩ፡፡ ኣዛዚ ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ሌተናል ጄኔራል ይልማ መርዳሳ ነቲ ልኡኽ ኣቀባብላ ገይሮምሉ። ጄኔራል ሙባረክ…

ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያን ሩሲያን ብምትሕብባር ምስራሕ ኣብ ዝኽእልሉ ጉዳያት ዘትዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓይሊታት ባሕሪ ኢትዮጵያን ሩሲያን ብምትሕብባር ምስራሕ ኣብ ዝኽእልሉ ጉዳያት ዘትዮም፡፡ ብምክትል ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ኣድሚራል ቪላዲሚር ቮሮቢቭ ዝተመርሐ ልኡኽ፥ ሓይሊ ባሕሪ ኢትዮጵያ ዝሃንፆም ላዕለዋይ መምርሒ ትካላት ሓይሊ ባሕሪን ኣብ…

ኢትዮጵያ ዕዳጋ ቻይና ንምጥቓም እናሰርሐት ምዃና ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ዕዳጋ ቻይና ንምጥቓም እናሰርሐት ምዃና ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተፈራ ደርበው ገሊፆም፡፡ ኢትዮጵያን ቻይናን ዲፕሎማሲ ርክብ ዝጀመራሉ መበል 55 ዓመት "55 ዓመታት ብጥንኩር ምሕዝነት ንሓበራዊ ዕቤት" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ…

ኢትዮጵያን እስራኤልን ምትሕብባሮም ብዝበለፀ ንምዕባይ ጠመተ ዝገበረ ዘተ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ኢነርጂን መሰረተ ልምዓትን እስራኤል ኤሊ ኮኸን ኣብ ክልቲኣዊ ሃገራዊ ጉዳይ ዘትዮም፡፡ ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ ዓዉዲታት ሓይሊ፣ መሰረተ ልምዓት፣ መዓድንን ኢንቨስትመንትን ክልቲኤን ሃገራት…

ፕሬዚዳንት ኣንጎላ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ፃንሒት ዛዚሞም ናብ ሃገሮም ተመሊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይዚ እዋን ኣቦ ወንበር ሕብረት ኣፍሪካ ፕሬዚዳንት ኣንጎላ ጆአዎ ሎሬንሶ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ፃንሒት ዛዚሞም ናብ ሃገሮም ተመሊሶም፡፡ ፕሬዚዳንት ታዮ ኣፅቀ ስላሰ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ተረኺቦም ንፕሬዚዳንት ኣንጎላ ከምዝሰነይዎም…

ኣምባሳደራት ዝተፈላለያ ሃገራት ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ተቐማጥነቶም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝገበሩ ዝተፈላለዩ ሃገራት ኣምባሳደራት ኣብ ዓብዪ ግድብ ህዳሰ ኢትዮጵያ ዑደት ገይሮም፡፡ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዘሰናደኦ እቲ ዑደት፤ ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ኢትዮጵያ ይቭጌኒ ተረኪን ሓዊሱ ኣምባሳደር ደቡብ…

መገዲ ኣየር ኣትዮጵያ ንፕሬዚዳንት ታዬ ኣፍልጦ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ንፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣፍልጦ ሂቡ። እቶም ፕሬዚዳንት ንዝተውሃቦም ኣፍልጦ፤ ንቦርድ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ሓዊሱ ንዋና ፈፃሚ ስራሕን ኣባልት ማኔጅመንትን ኣመስጊኖም፡፡ እቶ መገዲ ኣየር ኣብ ዓውዲ ኢንዱስትሪ…

ሓለፍቲ ዓውዲ እቶት ሃገራት ምብራቅ ኣፍሪካ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ልምዓት ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ 11 ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ዝተወከሉ ላዕለዎት ሓለፍቲ ዓውዲ እቶት ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተሰርሑ ስራሕቲ ልምዓት ተዓዚቦም። እቲ ዑደት ሚኒስትር እቶት ኣይናለም ንጉሴ ዝመርሐኦ ኢዩ። ሓለፍቲ ዓውዲ እቶት እቲ ዞባ ኣብ ዑደቶም፤ ኣብ…

ኣብ ክልል ትግራይ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ዝጠመተ ዘተ ምስ ዲፕሎማቲክ ማህበረሰብ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ክልል ትግራይ ዘሎ እዋናዊ ኩነታት ዝጠመተ ዘተ ምስ ኣባላት ዲፕሎማቲክ ማህበረሰብ የሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ዘተ፥ ብሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)ን ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ…

ምንቅስቓሳት ሎጂስቲክስ ዝግምግም መድረኽ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስቴር ሎጂስቲክስን ትራንስፖርትን ምንቅስቓሳት ሃገራዊ ሎጂስቲክስ ዝግምግም መድረኽ ኣብ ኣዲስ ኣበባ የሳልጥ አሎ፡፡ ሚኒስትራት ሓዊሱ ኣብ ዓዉዲ ሎጂስቲክስ ዝተዋፈሩ ግልጋሎት ዉሃብቲ ከምኡ’ውን ዝምልከቶም ኣካላት ኣብ ዝተረኸብሉ እዩ እቲ መድረኽ…