Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኢትዮጵያ ኣብ ምዕባይ ዝርከባ ሃገራት ኣብ ውሕመ ጠለበን ዘማእኸለ ውክልና ክህልወን ከምዝግባእ ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ምዕባይ ዝርከባ ሃገራት ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ጠለበን ዘማእኸለ ውክልና ክህልወን ከምዝግባእ ኣገንዚባ።
ኢትዮጵያ ኣብ ሩሲያ ከተማ ካዛን ዝተኻየደ መበል 16 ጉባኤ መራሕቲ ብሪክስ ውፅኢቱ ኣመልኪቱ ብቀዋሚ ልኡኽ ሩሲያ…
ኣብ ከተማ ጎንደር ኮንፈረንስ ሰላም ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ጎንደር "ሰላም ለሁሉም፤ ሁሉም ለሰላም" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኮንፈረንስ ሰላም ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ መድረኽ፥ ሰራሕተኛታት መንግስቲ፣ ትካላት ልምዓትን መዳርግቲ ኣካላትን ይሳተፉ ኣለዉ ተባሂሉ።
ምክትል ከንቲባ እታ ከተማ ቻላቸው…
መዛዘሚ መርሃ ግብሪ 5ይ ሃገር ለኸ ወርሒ ድሕንነት ሳይበር ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መዛዘሚ መርሃ ግብሪ 5ይ ሃገር ለኸ ወርሒ ድሕንነት ሳይበር ኣብ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ይካየድ ኣሎ፡፡
እቲ መርሃ ግብሪ "ድሕንነት ቁልፊ መሰረተ ልምዓት ንዲጂታል ሉኣላዊነት ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ፡፡
ኣብቲ መድረኽ…
ዓውዲ ጥዕና ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ንምብፃሕ ብቖራፅት ክንሰርሕ ኢና – ዶ/ር መቅደስ ዳባ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት 2017 ዓውዲ ጥዕና ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ንምብፃሕ በቢብርኩ ብቆራፅነት ክስራሕ ኢዩ ክብላ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ገሊፀን።
"ቀዳማይ ብርኪ ዝላ ክንክን ጥዕና ንዝተቐላጠፈ ዓወት ሸቶታት ዘላቒ ልምዓት" ብዝል…
4ይ ዓመት መጥቃዕቲ እዚ ሰሜን ተዘኪሩ ውዒሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ እዚ ሰሜን ሰራዊት ምክልኻል ሃገር መጥቃዕቲ ዝተፈፀመሉ 4ይ ዓመት ብላዕለዋይ መምርሒ ሰራዊት ምክልኻል ተዘኪሩ ውዒሉ።
"ከይድገም ኩሉ ግዘ ክንዝክሮ ኢና" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ዝተዘከረ ስነ-ስርዓት እዚ ሰሜን ልዕሊ ክልተ ዓሰርተ…
እዋኑ ዘይሓለወ ዝናብ ኣብ ዝባፅሑ ዝራእቲ ጉድኣት እንተየብፀሐ ንኽእከብ ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ እዋኑ ዘይሓለወ ዝናብ ኣብ ዝባፅሑ ዝራእቲ ጉድኣት እንተየብፀሐ ንኽእከብ ፃውዒት ሚኒስትር ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ቀሪቡ።
እቶም ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ…
ተሳተፍቲ ዓለም ለኸ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ሩሲያን ደቡብ ኣፍሪካን ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ተሳተፍቲ ጉባኤ ዓለም ለኸ ትካላት ሃይማኖት ሩሲያን ደቡብ ኣፍሪካን ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም።
ዓለም ለኸ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ንክልተ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ፡፡
ተሳተፍቲ ዓለም ለኸ ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት…
ብከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ከተማ ኳላላምፑር ዑደት ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ ኣመራርሓ እታ ከተማ ኣብ ማሌዢያ ከተማ ኳላላምፑር ዑደት ገይሩ።
እቲ ልኡኽ ትማሊ ኣብ ከተማታት ኳላላምፑር፣ ሳይበርጃንን ሳንዌይ ዑደት ዝገበረ እንትኸውን፥ ሎሚ መዓልቲ…
መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ኣፍሪካ ፈላመይቲ ዝኾነት ኤ350-1000 ናይ መገደኛታት ኣውሮፕላን ድሕሪ ክልተ መዓልቲ ክርከብ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ካብ ኣፍሪካ ፈላመይቲ ዝኾነት ኤ350-1000 ዝተብሃለት ናይ መገደኛታት ኣውሮፕላን ድሕሪ ክልተ መዓልቲ ክርከብ ኢዩ፡፡
እቲ መገዲ ኣየር ካብ ኩባንያ ኤር ባስ ዝርከባ ”Ethiopia Land of Origins” ብዝብል መፀውዒ…
ኢትዮጵያ ኣብ ኣኼባ መናእሰይ ብሪክስ ትሳተፍ ኣላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ሩሲያ ከተማ ካዛን ይሳለጥ ኣብ ዘሎ ኣኼባ መናእሰይ ብሪክስ ትሳተፍ ኣላ።
ኣብቲ ኣኼባ፥ ካብ ቤት ምኽሪ መናእሰይ ኢትዮጵያን ሚኒስቴር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ዝተውፃእፅኡ ልኡኻን ይሳተፉ ኣለዉ።
ኣብ ክሊ ኩለ መዳይ…