Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ጃፓን ንኢትዮጵያ ደገፍ 1 ነጥቢ 9 ቢሊየን ብር ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጃፓን ንኢትዮጵያ ደገፍ 1 ነጥቢ 9 ቢሊየን ብር ገይራ። እቲ ደገፍ ካብ ኤጀንሲታት ሕቡራት መንግስታትን ዓለም ለኸ ፈንድን ብምትሕብባር ዝተገበረ ከምዝኾነ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጃፓን ዘውፀኦ ሓበሬታ የረድእ። እቲ ዝተገበረ ደገፍ ንዝተፈላለዩ…

መስመር ባቡር ኢትዮ- ጂቡቲ ዓቕሚ ፅዕነቱ የመሓይሽ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መስመር ባቡር ኢትዮ- ጂቡቲ ዓቕሚ ፅዕነቱ የመሓይሽ ከምዘሎ ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ትካል ታከለ ኡማ (ኢ/ር) ገሊፆም። እቲ ዋነናአፈፃሚ ስራሕ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ኣብዚ ሐዚ እዋን ኣገልግሎት ፅዕነት ባቡር ካብ…

ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ከተማ ጎንደር ዑደት ኣካይደን

ኣዲስ ኣበባ፣ ጥር 29፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ከተማ ጎንደር ዑደት ኣካይደን።   ኣብቲ ዑደት፥ ኣብታ ከተማ ኣብ ምዕራፍ ሓደ ዝተዛዘመ ልምዓት ኮሪደር ፒያሳን ሕድሳትን ፅገናን ኣብያተ መንግስቲ ፋሲልን ስራሕቲ…

ፋይዳ ዲጂታል መለለዪ መንነት መሰል ዜጋታትን ረብሓ ሃገርን ዘሐሉ ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋይዳ ዲጂታል መለለዪ መንነት መሰል ዜጋታትን ረብሓ ሃገርን ዘሐሉ፣ ኢኮኖሚያዊን ፖለቲካዊን ረብሓ ሃገር ዘሐሉ ከምዝኾነ ምክትል ኣተሓባባሪት ብሄራዊ ፕሮግራም መለለዪ መንነት ራሄል ይትባረክ ገሊፀን። እተን መተሓባባሪት "ፋይዳ ንኢትዮጵያ" ብዝብል…

ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ መበል 18 ስሩዕ ኣኼብኡ የሳልጥ ኣሎ። ሰብሳቢት ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ሕጊን ፍትሒን ወ/ሮ እጸገነት መንግስቱ፥ ኢንስቲትዩት ፈትሒን ሕጊን ፌዴራል ከምብሓዱሽ ንምጥያሽ ዝተሰናድአ ረቂቕ ኣዋጅ ዝጠመተ ፀብፃብን ውሳነ ሓሳብን…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዙሓት ፓርክታት ኮሪደር ልምዓት መሀደስቲ ህዝቢ ተሃኒፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዙሓት ፓርክታት ኮሪደር ልምዓት መሀደስቲ ህዝቢ ከምዝተሃነፁ ኮርፖሬሽን ምምሕዳር ቦታታት መሀደሲ ህዝቢ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ። ዋና ኣፈፃሚት ስራሕ እቲ ኮርፖሬሽን ወ/ሮ ነጻነት ዳባ፥ እቲ ኮርፖሬሽን ብመንግስቲን ዝተፈላለዩ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ተወለድቲ ትግራይ ሰልፊ ደገፍ ሰላም የካይዱ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ተወለድቲ ትግራይ “ምርጫና ሰላም ኢዩ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሰልፊ ደገፍ ሰላም የካይዱ ኣለዉ። እቶም ተወለድቲ ትግራይ ንሰላም ዘለዎም ደገፍን ቁርፀኝነትን ዝገልፅ ሰልፊ እዮም ዘካይዱ ኣለዉ። ነትግራይ ልምዓት እንበር…

ሚኒስትር ኢነርጂን መሰረተ ልምዓትን እስራኤል ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ፃንሒት ርክብ ክልቲአን ሃገራት ዘጠናኽር ከምዝኾነ ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ኢነርጂን መሰረተ ልምዓትን እስራኤል ኢሊ ኮህን ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ፃንሒት ኩለመዳያዊ ርክብ ክልቲአን ሃገራት ዘጠናኽር ከምዝኾነ ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ኣብ ኢትዮጵያ ዝነበሮም ፃንሒት ኣመልኪቶም ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ምስ ዝተፈላለዩ…

ስዋት ፖሊስ ፌደራል ዓለም ለኸ ውድድር መሕንኩሎ ቅልጡፍ ምላሽ ብብቕዓት ዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዩናይትድ ኢሚሬታት ዓረብ ኣብ ዝተሰናደአ ዓለም ለኸ ውድድር ቅልጡፍ ምላሽ መሕንኩሎ 2025 ዝተሳተፈ ጉጅለ ስዋት ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ውድድሩ ብብቕዓት ዛዚሙ፡፡ ኣብቲ ውድድር ጉጅለ ናሽናል ጋርድ ኩዌት፣ ጉጅለ ቶሚሪስ ካዛኪስታን፣ ፖሊ ዱባይ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባን ከባቢኣን ብዘይፍቓድ ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ዝኾነ ይኹን ዓይነት ድሮን ምልዓል ይኹን ምብራር ኣይከኣልን

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባን ከባቢኣን ብዘይፍቓድ ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ዝኾነ ይኹን ዓይነት ድሮን ምልዓል ይኹን ምብራር ከምዘይከኣል እቲ ኣገልግሎት ኣፍሊጡ፡፡ ብሄራዊ ኣገልግሎት ሓበሬታን ድሕንነትን ኣብ ኣዲስ ኣበባን ከባቢኣን ብዛዕባ…