Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ምኽባር ኣጀንዳና ኢዩ – ፓርቲታት ፖለቲካ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ምኽባር ናይ ክብሪን ትውልዲን ኣጀንዳኦም ከምዝኾነ ኣመራርሓ ፓርቲታት ፖለቲካ ገሊፆም። መንግስቲ ምስ ሓበራዊ ቤት ምኽሪ ፓርቲታት ፖለቲካ ኢትዮጵያ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊን ዞባዊ ጉዳይ ቀርኒ ኣፍሪካን ጠሚቱ ዘተ ኣካይዱ።…

5ይ ትውልዲ ሞባይል ኔትወርክ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ከተማ ባህር ዳርን ከባቢኣን ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ብዝለዓለ ቅልጣፈ ኣገልግሎት ምጥቃም ዘኽእል 5ይ ትውልዲ (5ጂ) ሞባይል ኔትወርክ ኣብ ሰሜን ምዕራብ ሪጅን ከተማ ባህር ዳር ኣጀሚሩ። ኣብቲ መጀመሪ መርሃ ግብሪ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ኣረጋ ከበደ፣ ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ…

ኣብ ቃላይ ጫሞ ምስ ዘጋጠመ ሓደጋ ምጥሓል ጃልባ ተተሓሒዙ ክሳብ ሕዚ 12 ኣስከሬን ተረኺቡ – ፖሊስ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፈ ሓሙስ ካብ ኣቡሎ ኣርፋጮ ናብ ከተማ ኣርባምንጭ 16 ሰባትን ሙዝን ፅዒና እናተጓዓዘት ዝነበረት ጃልባ ኣብ ቃላይ ጫሞ ከምዝጠሓለት ይፍለጥ፡፡ እቲ ሓደጋ ስዒቡ ብዝተወገነ ስራሕቲ መድሕን ህይወት ትማሊ 2 ሎሚ መዓልቲ ድማ 10 ኣስከሬን…

ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ከተማታት ውቁባትን ምቹዋትን ካብ ምግባር ሓሊፉ ኣታዊ ዝርከበሎም ከምዝኾኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማታት ዝተጀመረ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ከተማታት ውቁባትን ምቹዋትን ካብ ምግባር ሓሊፉ ተወሳኺ ኣታዊ ዝርከበሎም ከምዝኾኑ ሚኒስቴር ከተማል መሰረተ ልምዓትን ገሊፁ። ገምጋም ኣፈፃፅማ መጀመርያ 100 መዓልቲ በጀት ዓመት 2017 ቀዳማይ…

ፖሊስ ፌደራል ዝሐሸ ኣፈፃፅማ ስራሕ ንዘርአዩ መምርሒታትን ኣባላትን ኣፍልጦ ሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ ኣብ መምርሒ ምክልኻ ገበን ኣብ 2016 ዓ.ም ዝሐሸ ኣፈፃፅማ ስራሕ ንዘርአዩ መምርሒታትን ኣባላትን ከምኡ እውን ነመሓዙት ትካላት ኣፍልጦ ሂቡ። ኮሚሽነር ጀነራል ፖሊስ ፌደራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል ኣብቲ እዋን÷ እቲ ትካል…

ሕቶ ዝቢ ንምምላስ ፖለቲካዊ ዝላ ምርግጋፅ ከምዝግባእ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ህዝቢ ዘልዐሎም ኩለመዳይ ሕቶታት ዝምልስን እዋኑ ዝሓቶ ፖለቲካዊ ዝላን ምርግጋፅ ከምዝግባእ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ም/ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ኣይተ ኣደም…

ኣኼባ ዞባዊ ማሕበራት ኩዕሾ እግሪ ካፍ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣኼባ ዞባዊ ማሕበራት ኮንፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኣፍሪካ (ካፍ)  ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ኣኼባ ንክልተ መዓልቲ ዝፀንሕ እንትኸውን÷ መበል 46 ሓፈሻዊ ጉባኤ ኮንፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኣፍሪካ (ካፍ) 12 ጥቅምቲ 2017…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ስራሕቲ ለውጢ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ተዓዚበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ስራሕቲ ለውጢ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ተዓዚበን። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ዑደት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ምምሕዳር ከተማ ከምዝተረገቡ ሓበሬታ ፖሊስ እታ ከተማ የመላኽት፡፡ ከንቲባ ኣዳነች ኣብ ዑደተን…

ፕሬዚዳንት ካፍ ፓትሪስ ሞትሴፔ(ዶ/ር) ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ፌዴሬሽን ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪካ(ካፍ) ፓትሪስ ሞትሴፔ(ዶ/ር) ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። ፓትሪስ ሞትሴፔ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዝካየድ መበል 46 ሓፈሻዊ ጉባኤ ካፍ ንምስታፍ ኢዮም ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት…

ሚኒስቴር ጥዕና ዝርገሐ ኤች ኣይ ቪ ንምቁፅፃር ምስ መዳርግቲ ኣካላት ይሰርሕ ኣሎ-ዶ/ር መቅደስ ዳባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ጥዕና ብሰንኪ ተፈጥሮን ሰብ ስራሕን ጉድኣት ኣብ ዘጋጠመን ከባቢታት ዝህሉ ዝርገሐ ኤች ኣይ ቪ ንምቁፅፃር ምስ መዳርግቲ ኣካላት ይሰርሕ ኣሎ ክብላ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ገሊፀን። ዶ/ር መቅደስ ምስ ልኡኽ ትልሚ ሪሊፍ ሃንደበታዊ…