Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብ ወረዳ ኣጋርፋ ብክላስተር ዝለምዐ ስርናይ ተዓዚቦም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ኣብ ወረዳ ኣጋርፋ ብክላስተር ዝለምዐ ስርናይ ተዓዚቦም።
ኣይተ ሽመልስ፥ ዞባ ባሌ ኣብ ግብርና፣ ቱሪዝምን ካልኦት ዓውዲታትን ሰፊሕ ዓቕሚ ዘለዎ ከባቢ ኢዩ ኢሎም።
ስለዝኾነ ካብ ልሙድ…
ኤርትራዊያን ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጵያ ዘይግቡእ ክፍሊት ይሕተቱን “ዲፖርት” ይግበሩን ኣለዉ ብዝብል ዝጋዋሕ ሓበሬታ ሓሶት ኢዩ –…
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኤርትራዊያን ስደተኛታት ኣብ ኢትዮጵያ ዘይግቡእ ክፍሊት ከምዝሕተቱን ዲፖርቴሽን ከምዝፍፀመሎምን ተገይሩ ዝጋዋሕ ሓበሬታ ካብ ሓቂ ዝረሓቐ ከምዝኾነ ኣልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ኣፍሊጡ።
ኣልግሎት ኢሚግሬሽንን ዜግነትን ኣብ ኢትዮጵያ…
ኣብ ኣዲስ ኣበባ ልኡኽቶ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ንምፍፃም እናተንቀሳቐሱ ዝነበሩ ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ልኡኽቶ ፅንፈኛ ጉጅለ ግብረ ራዕዲ ንምፍፃም እናተንቀሳቐሱ ዝነበሩ ኣርባዕተ ተጠርጠርቲ ብፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ብዝተገበረሎም ጥንኩር ክትትል ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም።
ተጠርጠርቲ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ክውዕሉ ዝኸኣሉ ኣብ…
ዩናይትድ ኪንግደም ስምምዕነት ኣንካራ ከምትድግፍ ገሊፃ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዩናይትድ ኪንግደም ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያ ሶማሊያን ዝተበፅሐ ስምምዕነት ኣንካራ ከምትድግፍ ኣፍሊጣ፡፡
እቲ ስምምዕነት ኢትዮጵያን ሶማሊያን ብሓባር ንምልማዕ ዘለወን ድሌት ቆራፅነተን ዘርኢ ኢዩ ብምባል ንግደ ቱርኪ እውን ንኢዳ።
ዩናይትድ ኪንግደም…
ኣሜሪካ ኢትዮጵያን ሶማሊያ ዝገበረኦ ስምምዕነት ይድግፍ እየ ኢላ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣሜሪካ ኢትዮጵያን ሶማሊያ ዝገበረኦ ስምምዕነት ከምትድግፍ ኣፍሊጣ።
ኣሜሪካ ብቅድሚ ትማሊ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ዝተበፅሐ ስምምዕነት ሉኣላዊነት እተን ሃገራ ኣብ ሓበራዊ ረብሓታት ዝተደረኸ ዝግበር ምትሕብባር መሰረት ዝገበረ ስምምዕነት…
ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ቀጣናዊ ሓበራዊ ተረባሕነት ዘረጋግፅ ኢዩ-ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕቶ በሪ ባሕሪ ኢትዮጵያ ቀጣናዊ ሓበራዊ ተረባሕነት ዘረጋግፅ ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ዝተገበረ ስምምዕነት ጠሚቶም ኣብ ዝገበርዎ መደረ፥ ክልቲአን…
ሕብረት ኣፍሪካ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ዝገበርኡ ስምምዕነት ከምዝድግፍ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ዝተገበረ ስምምዕነት ከምዝድግፍ ኣፍሊጡ።
ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ሙሳ ፋኪ ማህማት፥ ኣብ መንጎ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ን ፕሬዚዳንት ሓሰን ሸኽ ዝተገበረ ስምምዕነት ንኢዶም።…
ህንፀት መዕርፎ ነፈርቲ መቱ-ጎሬ 60 ሚኢታዊ በፂሑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሚኒስትር ተፀዋዒ መንግስቲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተስፋዬ ቤልጂጌ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ መቱ-ጎሬ ዑደትይ ኣካይዱ።
ተስፋዬ ቤልጂጌ (ዶ/ር)፥ እቲ መዕርፎ ነፈርቲ ነቲ ዞባ መነሃሪያ ኢንቨሰትመንትን ሃወፅቲን ኣብ ምግባር…
ኢጋድ ስምምዕነት ኣንካራ ከምዝድግፍ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢጋድ ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ዝተገበረ ስምምዕነት ኣንካራ ከምዝድግፍ ገሊፁ።
ዋና ፀሓፊ ኢጋድ ወርቅነህ ገበየሁ (ዶ/ር) ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ብኣደራዳሪነት ቱርኪ ኣብ መንጎ መንግስቲ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ዝተገበረ ስምምዕነት…
ኣገልግሎት ስደተኛታትን ተመለስቲን፥ መዐቀኒ ንዘማልኡ ኣካላት ብዘይኣፈላላይ ኣገልግሎት ይህብ ከምዘሎ ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣገልግሎት ስደተኛታትን ተመለስቲን፥ መዐቀኒ ንዘማልኡ ኣካላት ብዘይኣፈላላይ ኣገልግሎት ይህብ ከምዘሎ ገሊፁ።
ኢትዮጵያ ካብ 26 ሃገራት ከለላን ሓለዋን ደሊዮም ንዝመፅኡ ልዕለዒ 1 ነጥቢ 1 ሚሊየን ስደተኛታት ሓለዋን ከለላን ትህብ ከምዘላ እቲ…