Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣገልግሎት ስደተኛታትን ተመለስቲን፥ መዐቀኒ ንዘማልኡ ኣካላት ብዘይኣፈላላይ ኣገልግሎት ይህብ ከምዘሎ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣገልግሎት ስደተኛታትን ተመለስቲን፥ መዐቀኒ ንዘማልኡ ኣካላት ብዘይኣፈላላይ ኣገልግሎት ይህብ ከምዘሎ ገሊፁ። ኢትዮጵያ ካብ 26 ሃገራት ከለላን ሓለዋን ደሊዮም ንዝመፅኡ ልዕለዒ 1 ነጥቢ 1 ሚሊየን ስደተኛታት ሓለዋን ከለላን ትህብ ከምዘላ  እቲ…

ጀርመን ስርዓት ማሕበራዊ ሓለዋ ንምጥንኻር ደገፍን ምትሕብባርን ከምእትገብር ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ ጀርመን ተረባሕነት ደቂ ኣኒስቲዮን መናእሰይን ንምርግጋፅ ዝዓለመ ስርዓት ማሕበራዊ ሓለዋ ንምጥንኻር ደገፍን ምትሕብባርን ከምእትገብር ገሊፁ። ሚኒስትር ደቂ ኣኒስቲዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ኤርጎጌ ተስፋዬ (ዶ/ር)ን ልኡኸንን ምስ ኣምባሳደር…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዘሎ ሓዱሽ ኣወዳድባ ጣቢያታት ልምዓት ተበፃሒ ንምግባር ዓቕሚ ዝፈጥር ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዘሎ ሓዱሽ ኣወዳድባ ጣቢያታት መርሃ ግብሪታት ልምዓት ተበፃሒ ንምግባር ዓቕሚ ዝፈጥር ከምዝኾነ ተገሊፁ። ብሚኒስትር ዋና ተፀዋዒ መንግስቲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ተስፋዬ ቤልጂጌ (ዶ/ር) ዝተምርሐ ልኡኽ ኣብ ዞባ ኢሉባቦር ወረዳ…

ኣብ ማእኸላት ዕዳጋ ሓሙስን መቐለን ልዕሊ 3 ሺሕን 500 ነበር ተዋጋእቲ ናብ ማሕበረሰቦም ተሓዊሶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ማእኸላት ዕዳጋ ሓሙስን መቐለን ልዕሊ 3 ሺሕን 500 ነበር ተዋጋእቲ ናብ ማሕበረሰቦም ከምዝተሓወሱ ብሄራዊ ኮሚሽን ተሃድሶ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሚሸን ኣብ ክልል ትግራይ ይገብሮ ብዘሎ ኣተገባብራ እግሪ ምትካል፣ ዘጋጠሙ ፀገማትን…

ድርድር ኢትዮጵያን ሶማሊያን ብዓወት ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብፕሬዚዳንት ቱርክ ረሲፕ ጣይብ ኤርዶሃን ኣደራዳሪነት ኣብ ኣንካራ ዝተኻየደ ድርድር ኢትዮጵያን ሶማሊያን ብዓወት ተዛዚሙ። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)፥ ህዝብታት ኢትዮጵያን ሶማሊያን ብቛንቋ፣ ባህሊን ደምን ዝተዛመዱ ምዃኖም ገሊፆም።…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ቱርኪ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት ቱርኪ ሬሲፕ ጣይብ ኤርዶሃን ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትርን ልኡኾምን ሎሚ መዓልቲ ድሕሪ ቀትሩ ናብ ቱርኪ ኣንካራ ከምዝኣተወ ይፍለጥ፡፡ ኣብቲ እዋን ድማ ፕሬዚዳንት ቱርኪ ሓዊሱ…

2ይ ኤርባስ ኤ350-1000 ኣውሮፕላን ዝህቦ ምቹው ኣገልግሎት ከምዘጠናኽር ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ 2ይ ኤርባስ ኤ350-1000 (ET-BAX) ኣውሮፕላን እቲ መገዲ ኣየር ንዓማዊል እናሃቦ ዝርከብ ምቹውን ዘበናዊን ኣገልግሎት ዘጠናኽር ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ካብዚ ሓሊፉ ድማ እቲ መገዲ ኣየር ኣብ ዓውዲ ኣቪዬሽን መሪሕ መገዲ…

ኣምባሳደር ሕብረት ኣብ ኢትዮጵያ ምስ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌደራል ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣምባሳደር ሕብረት ኣብ ኢትዮጵያ ሶፊ ፍሮመስበርገር ምስ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌደራል ቴዎድሮስ ምህረት ተዛቲየን። ኣብ ዘተኦም ድማ ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌደራል እናወገኖም ኣብ ዝርከቡ ስራሕቲ ሪፎርም ከምኡ እውን ኣብ ቀፃሊ ምስቲ…

ኣብ ክልል ትግራይ ንዝካየዱ ተግባራት ምክልኻል ሕማም ዓሶ ሓገዝ ከምዝገብር ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ንዝካየዱ ተግባራት ምክልኻልን ምቁፅፃርን ሕማም ዓሶ ኣድላዪ ሓገዝ ከምዝገብር ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ፡፡ ብሚኒስትር ዴኤታ ጥዕና ዶክተር ደረጀ ዱጉማ ዝተመርሐ ጉጅለ ሓለፍቲ ስራሕ ኣብ ክልል ትግራይ ከተማታት ሮማናት፣ ማይቅነጣል፣…

ሪፎርምታት ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ውፅኢታዊ ንምግባር ትኹት መንግስቲ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሪፎርምታት ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ውፅኢታዊ ንምግባር ትኹት መንግስቲ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ገሊፆም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም÷ “ሎሚ መዓልቲ ብ መውሃቢ…