Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኢትዮጵያን ጅቡቲን ዘይሕጋዊ ስደት ምንካይ ኣብ ዝኽእላሉ ኩነታት ዘትየን
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጀቡቲ ብርሃኑ ፀጋዬ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጅቡቲ ሰዒድ ሓሰን ዘትዮም፡፡
ኣብ ዘትኦም ድማ ካብ ግዘ ናብ ግዘ እናተብኣአሰ ዝመፅአ ዘይሕጋዊ ስደት ምንካይ ኣብ ዝከኣልሎም ጉዳያት ጠመተ ሂቦም፡፡
እቲ ኤምባሲ ምስ…
ላዕለዎት ሓለፍቲ ምክልኻል ታንዛንያ ኣብ ምምሕዳር መርበብ ሓሬታን ድሕንነትን ዑደት ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ላዕለዎት ሓለፍቲ ምክልኻል ታንዛንያ ኣብ ምምሕዳር መርበብ ሓሬታን ድሕንነትን ዑደት ገይሮም፡፡
ኣብ ዑደቶም÷ ናይቲ ትካል ማእኸል ልምዓት ክእለት፣ ብርእሰ ዓቕሚ ዝለምዑ ኣገልግሎታት ሓበሬታን ኮሙኒኬሽንን ከምኡ እውን ካልኦት ግልጋሎት ፍርያት…
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ዘሰናድኡልና ኢፍጣር ኢትዮጵያ ንስደተኛታት ዘለዋ ክብሪ ዘርአየ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ዘሰናድኡልና መርሃ ግብሪ ኢፍጣር ኢትዮጵያ ንስደተኛታት ዘለዋ ክብሪር ብተግባር ዘርአየ ኢዩ ክብሉ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነብሩ ስደተኛታት ዝተፈላለያ ሃገራት ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ኢትዮጵያ ንዝነብሩ…
ኢትዮጵያ ዞባዊ ሰላም ንምርግጋፅ ኩለ መዳይ ስራሕቲ ትሰርሕ ኣላ- ኣይተ መሓመድ እንድሪስ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ዞባዊ ሰላም ንምርግጋፅን ብምሕዝነት ዝተጣየሸ ልምዓት ንምጉልባትን ኩለ መዳይ ስራሕቲ እናሰርሐት ምዃና ሚኒስትር ሰላም መሓመድ እንድሪስ ገሊፆም፡፡
እቶም ሚኒስትር ምስ ኣምባሳደር ህንዲ ኣብ ኢትዮጵያ ኣኒል ኩማር ኣብ ኣተገባብራ…
ኢትዮጵያ ኢኮኖሚያዊ ውህደት ኣፍሪካ ዘቃላጥፉ መሰረተ ልምዓታት እናዘርገሐት ትርከብ – ፕሬዚዳንት ታዬ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኢኮኖሚያዊ ውህደት ኣፍሪካ ዘቃላጥፉ መሰረተ ልምዓታት ኣብ ምህናፅ ትኹረት ብምግባር እናሰርሐት ከምትርከብ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ገሊፆም።
መበል 57 ጉባኤ ሚኒስትራት ኣህጉራዊ ፋይናንስን ቁጠባዊ ሃፍቲን ኮሚሽን ኢኮኖሚክ ኣፍሪካ ኣብ…
መልእኽቲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)
ልምዲ ባሕር ዳር
ሎሚ ምንቅስቓስ ልምዓት ኮሪደር ከተማ ባህርዳር ተዓዚበ። ተፈጥሮን ጥበብ ሰበን ተደሚሮም ንባህርዳር ብዝበለፀ ፅባቐኣ የድምቕዎ ኣለዉ። እታ ከተማ ማእኸል ንግዲን ቱሪዝምን ንምግባር ኣመራርሓ ካብ ዝገብሮ ዘሎ ፃዕሪ አንመሃረሎም ብዙሓት ነገራት ኣለዉ።
ባህርዳብ ኣብ ውሽጢ…
ኣብ ማይናማር ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 53 ኢትዮጵያዊያን ናብ ሃገሮም ተመሊሶም
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ) መንግስቲ ዜጋ ተኮር ዲፕሎማሲ ጠመተ ሂቡ ብምንቅስቓስ ኣብ ማይናማር ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታት ዝነበሩ 53 ኢትዮጵያዊን ናብ ሃገሮም ክምለሱ ምግባሩ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ፡፡
እቶም ኢትዮጵያዊያን ካብ ማዕገትትቲ ወፀኢኦም ኣብ ወተሃደራዊ ካምፕ…
ኣብ ትግራይ ብገበን ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ዝተኸሰሰ ውልቀ ሰብ 7 ዓመት ፅኑዕ ማእሰርቲ ተፈሪዱዎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ትግራይ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ብገበን ዘይሕጋዊ ዝውውር ሰባት ዝተኸሰሰ ውልቀ ሰብ ሸውዓተ ዓመት ፅኑዕ ማእሰርቲ ተፈሪዱዎ።
ኣዛዚ ፖሊስ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ መዓሾ ኣስመላሽ ከምዝገለፁዎ÷ ጎይቶኦም የማነ ለገሰ ዝተብሃለ…
ኣብ ኢንዱስትሪታት ሞጆነ ኣዳማ ዘጋጥመን ምቁርራፅ ሓይሊ ዝነከየ ስራሕ ከምዝተሰርሐ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማታት ሞጆን ኣዳማን ዝርከቡ ኢንዱስትሪታት ዘጋጥሞም ምቀርራፅ ሓይሊ ዝነከየ ስራሕቲ መሰረተ ልምዓት ኤሌክትሪክ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ሪጅን ኣዳማ ኣፍሊጡ።
ኣብተን ከተማታት ንዝርከቡ ኢንዱስትሪታት ዝቐርብ ቀረብ ሓይሊ ዘተኣማምንን…
ጉባኤ ሚኒስትራት ፋይናንስ፣ ልምዓት ኢኮኖሚን ፕላንን ኮሚሽን ኢኮኖሚክ ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 57 ኣህጉራዊ ጉባኤ ሚኒስትራት ፋይናንስ፣ ልምዓት ኢኮኖሚን ፕላንን ኮሚሽን ኢኮኖሚክ ኣፍሪካ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።
ኣብቲ ጉባኤ፥ ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሰ፣ ኣቦ ወንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ ማሕሙድ…