Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

መገዲ ኣየር ኢትጵዮያ ምስ ክልተ ኩባንያታት ተፈራሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መገዲ ኣየር ኢትጵዮያ ምስ ግሩፕ ኣቪዬሽን ሄናን ቻይናን ግሩፕ ኢምፖርት ሺያመንን ብሓባር ንምስራሕ ተፈራሪሙ። ምስ ግሩፕ ኣቪዬሽን ሄናን ቻይናን ዝተፈረመ ሰነድ ስምምዕነት እንትኸውን÷ ምስ ግሩፕ ኢምፖርት ሺያመን ዝተፈረመ ድማ ስምምዕነት…

መዕርፎ ነፈርቲን ዶብን ብዝተዋደደ መልክዑ ንምምሕዳር ዘኽእል ስምምዕነት ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መዕርፎ ነፈርቲን ዶብን ብዝተዋደደ መልክዑ ንምምሕዳር ዘኽእል ስምምዕነት ብዝተፈላለዩ ትካላት ተገይሩ፡፡ እቲ ስምምዕነት ሚኒስቴር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን፣ ብሄራዊ ኣገልግሎት መርበብ ሓሬታን ድሕንነትን፣ ፖሊስ ፌደራል ኢትዮጵያ፣ ምምሕዳር መርበብ…

ሕጊታት ቀረፅን ታክስን ብቐሊሉ ዝርከቡሉ ኦንላይን መርበብ ሓሬታ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕጊታት ቀረፅን ታክስን ኢትዮጵያ ብቐሊሉ ዝርከቡሉ ኦንላይን መርበብ ሓሬታ ዕላዊ ኮይኑ፡፡ ሚኒስቴር ገንዘብ “ምስ ሌክሲስ ኔክሲስ ሩል ኦፍ ሎው ፋዌንዴሽን” ብምትሕብባር ዘሰናደኦ መርብ ሓበሬታ÷ ልዕሊ 300 ሕጊታት ታክስ ብቋንቋታት ኣምሓርኛን…

መዛዘሚ መድረኽ ዓለም ለኸ መዓልቲ ፀረ-ግዕዝይና ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ ዝተረኸቡሉ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ኣብ ዝተረኸቡሉ መበል 21 መዛዘሚ መድረኽ ዓለም ለኸ መዓልቲ ፀረ-ግዕዝይና ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ እቶም ፕሬዚዳንት ሓዊሱ ኣብ ባይቶ ወከልቲ ክዝቢ ኣካቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት…

ፕሮጀክታት መገዲ ኣብ ዝተትሓዘሎም እዋን ንኽዛዘሙ ትኹረት ንኽግበር ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊ ፕሮጀክታት መገዲ ኣብ ዝተትሓዘሎም እዋን ንምዝዛም በቢብርኩ ዝርከቡ መዳርግቲ ኣካላት እጃሞም ብግቡእ ካዋፅኡ ከምዝግባእ ተሓቢሩ፡፡ ነቲ ፕሮጀክት ዝምደብ በጀት ተግባራዊ ንምግባር በቢብርኩ ዝርከቡ ውዳበታት መንግስቲ ሓዊሱ ኩሎም መዳርግቲ…

ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ንምግባር ናብ ክልል ማእከላዊ ኢትዮጵያ ኣምሪሖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣይተ ኣሕመድ ሽዴ ኣብ ስራሕቲ ልምዓት ዑደት ንምግባር ናብ ክልል ማእከላዊ ኢትዮጵያ ኣምሪሖም። ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል እንዳሻው ጣሰው ኣቀባብላ ገይረሙሎም። እቶም ሚኒስትር ኣብቲ ክልል ኣብ ዝህልዎም ፃንሒት ዑደት ስራሕቲ…

ፓርቲ ብልፅግና ጠንካራ ትካላዊ ኣወዳድባ ንምፍጣር ይሰርሕ ከምዘሎ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ዕዮ ኮሚሽን ኢንስፔክሽንን ስነ ምግባርን ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዝሓለፈ ሓደ ዓመት ልኡኹ ንምውፃእ ዘኽእሎ ጠንካራ ትካላዊ ኣወዳድባ ንምፍጣር ምሰርሑ ኣፍሊጡ። እቲ ቤት ዕዮ “ካብ ታሕሳስ ክሳብ ታሕሳስ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብቲ ዓመት ዝተሰርሑ…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብገበን ዝተጠርጠሩ ውልቀሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ናይ ምውዓል ተግባር ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብዝተወደቡ ገበናት ዘረፋታትን ስርቂን ዝተጠርጠሩ ውልቀሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ናይ ምውዓል ተግባር ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣካላት ፀፅታን ድሕንነትን ኣብ ኣዲስ ኣበባን ከባኣን ዘላቒ ሰላም…

ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ኣብ መንደር ፅሬት ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ዝተፈላለዩ ትካላት መሰረተ ልምዓት ፅሬት ኣብ ዝርከብሉ መንደር ፅሬት ዑደት ኣካይዶም።   ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብቲ መንደር ኣብ ዝርከቡ ትካላት ዓውዲ ጥዕና፣ ኮንስትራክሽን፣ ውፅኢት ግብርና፣ ዓውዲ ምግብን…

ፕሮጀክታት መስኖ ኣብ ዝተቐመጠሎም ስርዓት ኣሰራርሓ መሰረት ጥራሕ ንኽቕፅሉ ይስራሕ ኣሎ – ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቀፃሊ ዝጅመሩ ኩሎም ፕሮጀክታት መስኖ ብዝተቐመጠሎም ስታንዳርድን ስርዓት ኣሰራርሓን መሰረት ብምግባር ጥራሕ ንኽቕፅሉ እናተሰርሐ ይርከብ ክብሉ ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ገሊፆም፡፡ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 4ይ ዓመት…