Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሕብረተሰብ ንዘልዓሎም ሕቶታት ዝተውሃበ ምላሽ ኣብዚ ሰሙን ከምዝቐርብ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕብረተሰብ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ኣድሂቡ ንዘልዓሎም ሕቶታት ዝተውሃበ ምላሽ ኣብዚ ሰሙን ከምዝቐርብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣፍሊጡ።
1 መጋቢት 2017 ዓ.ም ኣብ ትምህርቲ፣ ጥዕና፣ ኢኮኖሚያዊ ጉዳያትን ካልኦት ኣፍረይቲ ዓውዲታትን ዘለው…
ኣብ ትግራይ ኣብ ዘለዋ ኣናእሽቱ ከተማታት ኣማራፂ ኢነርጂ ንምስፍሕፋሕ ዝዓለመ ምንቅስቓስ ይካይድ ከምዘሎ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዘለዋ ኣናእሽቱ ከተማታት ወረዳ ኣማራፂ ኢነርጂ ንምስፍሕፋሕ ዝዓለመ ምንቅስቓስ ይካይድ ከምዘሎ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ገሊፁ።
ዳይሬክቶሬት ልምዓት ኢነርጂ እቲ ቢሮ፥ ኣብ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ…
ፕሮግራም ልምዓታዊ ሴፍትኔትን ተረባሕቲ ፕሮጀክት ስራሕን ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንዝተፈላለዩ ማሕበራዊ ፀገማት ዝተቓልዑ 154 ሺሕን 923 ወገናት ተረባሕቲ ዝገበር ፕሮግራም ልምዓታዊ ሴፍትኔትን ተረባሕቲ ፕሮጀክት ስራሕን ተጀሚሩ።
ምክትል ከንቲባን ሓላፊ ቢሮ ኢንዱስትሪን ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ጃንጥራር…
ዓብይ ውድድር ጎደና ኢፍጣርን ቁርኣንን ሎሚ ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሃገራዊ ዓብይ ውድድር ጎደና ኢፍጣርን ቁርኣንን ሎሚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየድ ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።
እቲ ስነ ስርዓት፥ “ቁርኣን-ፍልፍል ፍልጠትን ሰላምን” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ከምዝካየድ ተገሊፁ።…
ኣብ 2ይ ሓፈሻዊ ጉባኤ ፓርቲ ብልፅግና ኣስተዋፅኦ ንዘበርከቱ ኣካላት መርሃ ግብሪ ኣፍልጦ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ን5ይ ዓመት ምስረታን 2ይ ሓፈሻዊ ጉባኤን ፓርቲ ብልፅግና ኣስተዋፅኦ ንዘበርከቱ ኣካላት መርሃ ግብሪ ኣፍልጦ ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ መርሃ-ግብር ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣደም ፋራህ ሓዊሱ ላዕለዎት ኣመራርሓ እቲ ፓርቲ፣ ሰብ ሃፍቲ፣ ሓለፍቲ…
339 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)339 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣፍሊጡ፡፡
ካብ 27 ለካቲት ክሳብ 4 መጋቢት 2017 ዓ.ም ብዝተገበረ ክትትል 281 ነጥቢ 3 ሚሊየን ብር ኣተውቲን 57 ነጥቢ 7 ሚሊየን ብር ወፃእቲን…
ጉጅለ ላዕለዎት መኮንናት ምክልኻል ሩዋንዳ ኣብ ትካላት ምክልኻል ኢትዮጵያ ዑደት ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ጉጅለ ልኡኽ ምክልኻል ሩዋንዳ ኣብ ኣውቶሞቲቭ ኢንጅነሪንግ ኢንዱስትሪ ቢሾፍቱን ዩኒቨርሲቲ ምክልኻል ኢትዮጵያን ዑደት ገይሩ፡፡
እቲ ልኡኽ ብዋና ዳይሬክተር እቲ ኮርፖሬሽንን ጌታቸው ሃይለማርያምን ላዕሎዎት መኮንናትን ኣቀባብላ ዝተገበረሎም…
ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ንዘህነፆም ኣቢያተ ትምህርቲ ሓገዝ ናውቲ ገይሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማዊት እመቤት ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ንዝርከባ 34 ካልኣይ ብርኪ ኣቢያተ ትምህርቲ ሓገዝ ናውቲ ገይሩ።
እቲ ቤት ፅሕፈት 13 ሺሕ መፃሕፍቲ ትምህርቲ፣ 500 መፅሓፍ ዝተፅዓነሎም ታብሌት ኮምፒውተራት፣ 2 ሺሕን 500 መሕለዊ ፅሬት…
ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዘተ መናእሰይ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)"ገዛእቲ ያታታት ንምስራፅ ግደ ትውልዲ መደመር" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብብርኪ ከተማ ዝተሰናደአ ዘተ መናእሰይ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ይሳለጥ ኣሎ።
መዛዘሚ መድረኽ ፓርቲ ብልፅግና ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ኣዲስ ኣበባ ክንፊ መናእሰይ ብብርኪ ወረዳን…
ኢትዮጵያ ሰገናት ብቴክኖሎጂ ንምብቃዕ ዘለዋ ቆራፅነት ዘደንቕ ኢዩ – ኤምባሲ ኣሜሪካ
ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ሰገናት ብፈጠራን ፍልጠት ቴክኖሎጂን ንምብቃዕ ዘለዋ ቆራፅነት ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ንኢዱ፡፡
ሳይንስ ሙዚየም ሓዊሱ ፍልጠት ፈጠራን ቴክኖሎጂን ሰገናት ንምድንፋዕ እናተወገኑ ዝርከቡ ተግባራት ኢትዮጵያ እቲ ዓውዲ ንምዕባይ ዘለዋ…