Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ኣብ ፈተናታት ተቓላዓይነት ኣፍሪካ ዝጠመተ ኮንፈረንስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፈተናታት ተቓላዓይነትን ዓለም ለኸ ተወዳዳራይነትን ኣፍሪካ ዝጠመተ ኮንፈረንስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።
እቲ ኮንፈረንሰ፥ “ኣፍሪካ ተቓላዓይነት ፈተናታት፤ ኣብ ዓለም ለኸ ውድድር ዘለዉ ዕድላት ምርግጋፅ” በዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ዝካየድ…
ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ዝቕፅል ሰኑይ ክኽበር ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 17 ብሄራዊ መዓልቲ ሰንደቅ ዕላማ ዝቕፅል ሰኑይ 4 ጥቅምቲ 2017 ዓ.ም ክኽበር ኢዩ።
እቲ በዓል “ሰንደቕ ዕላማና ንብሄራዊ ሓድነትና፣ ንሉኣላዊነትናን ንብራኸ ኢትዮጵያን!” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ፌደራል፣ ክልላትን ክልቲኦም ምምሕዳር…
መበል ሓምሻይ ብሄራዊ ወርሒ ድሕንነት ሳይበር ይሳለጥ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል ሓምሻይ ብሄራዊ ወርሒ ድሕንነት ሳይበር ኣብ ሳይንስ ሙዚየም ይሳለጥ ኣሎ ።
እቲ ወርሒ ካብ ሎሚ ጀሚሩ ክሳብ 30 ጥቅምቲ 2017 ዓ.ም “ደሕንነት ቁልፊ መሰረተ ልምዓት ንዲጂታል ሉእላውነት” ብዘበልዕ መሪሕ ሓሳብ ኢዩ ክኽበር ተባሂሉ።…
ወግላዊ ስራሕ ዳይነት 2017 ዓ.ም ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ወግላዊ ኣገልግሎት ስራሕ ዳይነት ኣብያተ ፈርዲ ፌዴራል 2017 ዓ.ም ተጀሚሩ።
ቀዳማይ ደረጃ ቤት ፈርዲ ፌዴራል፣ ላዕለዋይ ቤት ፈርዲ ፌዴራልን ሓፈሻዊ ቤት ፍርዲ ፌዴራልን ሎሚ መዓልቲ ብወግዒ ሰርሑ ጀሚሩ።
ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፈርዲ…
5ይ ሃገር ለኸ ወርሒ ድሕንነት ሳይበር ኣብ ሳይንስ ሙዚየም ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ክካየድ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ ወርሒ ድሕንነት ሳይበር "ድሕንነት ቁልፊ መሰረተ-ልምዓት ንዲጂታል ሉኣላዊነት" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ካብ ሎሚ መዓልቲ ጀሚሩ ንሓሰ ወርሒ ከምዝካየድ ተገሊፁ፡፡
የወርሒ ድሕንነት ሳይበር ምክያድ ዘድለየሉ ምኽንያት ትካላትን ዜጋታትን ኣብቲ…
ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ሽልማት ዝበለፃ ኣመራርሓ ስማርት ሲቲ ሴኡል 2024 ተዓዊተን
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ተዓዋቲትት ኣብ ደቡብ ኮርያ ዝተኻየደ ሽልማት ዝበለፀ ኣመራርሓ ስማርት ሲቲ ሴኡል 2024 ኮይነን።
ከንቲባ ኣዳነች ብብርኪ ዓለም ካብ መንጎ 72 ሃገራትን 115 ምምሕዳር መዘና ከተማታትን ብጎስጓስ…
ቡን ዋልታ ኢኮኖሚና ኢዩ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)"ቡን ዋልታ ኢኮኖሚና ኢዩ። ኣብ ልምዓት ቡን ዘርኣናዮ ስጉምቲ ዕብየት እዚ ዘንፀባረቐ ኢዩ። ኣዝዩ ዝነኣድ ዝኸወን 1 ሚሊየን ቶን ቡን ናይ ምፍራይ ሸቶና ወቒዕና ኢና። ናይ ውሽጢ ዓዲ ትርጉም ተረባሕነት ቡን ብዘለዎ መገዲ ምዕባለ ኣርኢና ኢና።…
ልዕሊ 1 ሺሕ ሓረስቶት ኣፍረይቲ ቡን ፍሪያቶም ናብ ወፃኢ ሰደድ ይገብሩ ኣለዉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 1 ሺሕ ሓረስቶት ኣፍረይቲ ቡን ፍቓድ ብምውፃእ ፍሪያቶም ናብ ወፃኢ ብቐጥታ ሰደድ ይገብሩ ኣለዉ ክብሉ ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ(ዶ/ር) ገሊፆም።
ሃገራዊ ኤግዚብሽንን መድረኽ ኣፍልጦን ቡን “ቡናና ንምዕባለና” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ…
ኢትዮጵያን ሞሮኮን ብባህሊ፣ ታሪክን ሃይማኖትን ዘለወን ርክብ ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሞሮኮን ብባህሊ፣ ታሪክን ሃይማኖትን ዘለወን ርክብ ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን።
ብኣተሓባባርነት ሚኒስቴር ሰላም ኣብ ሞሮኮ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ኣብ መግባር ዘሎ ልኡኽ ኢትዮጵያ፥ ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ኢንዶውመንትን ሃይማኖትን ሞሮኮ ኣሕመድ…
ኢትዮጵያን ደቡብ ኮሪያን ስምምዕነት ደገፍ ፕሮጀከት 10 ሚሊየን ዶላር ከቲመን
ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ንግዲን ቀጣነዊ ዘምድናን ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ምትሕብባር ደቡብ ኮሪያን ሰነድ ስምምዕነት ደገፍ ፕሮጀከት 10 ሚሊየን ዶላር ከቲሞም።
እቲ ስምምዕነት፥ ተወዳዳሪነት ውፅኢታት ፍሪያት ግብርናን ዝተቐነባበሩ ፍሪያት ግብርናን ክብ ንምባል…