Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ዋና ፀሓፊ ውሕመ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ተዛቲዮም። እቲ ዘተ ዝተገበረ ኣብ ኒውዮርክ እናተኻየደ ምስ ዝርከብ መበል 79 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውሕመ ጎድና ጎድኒ ኢዩ፡፡…

ኣብ በዓል ኢሬቻ ንምስታፍ ናብ ኢትዮጵያ ንዝመፅኡ ኣባላት ዲያስፖራ ኣቀባብላ ይግበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ኦሮሚያ ኣብ በዓል ኢሬቻ ንምስታፍ ናብ ኢትዮጵያ ንዝመፅኡ ኣባላት ዲያስፖራ ኣቀባብላ ይገበር ኣሎ። እቲ በዓል፥ “ኢሬቻ ንህዳሴ ባህልና” ብዝብል መሪሕ ቃል 25 መስከረም 2017 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሆራ ፊንፊኔ፣ 26 መስከረም 2017 ድማ…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ብምኽኒያት ልምዓት ንዝተልዓሉ ነበርቲ ተባሂሎም ኣብ ዝተሃነፁ ኣባይቲ ዑደት ኣካይደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ብምኽኒያት ልምዓት ንዝተልዓሉ ነበርቲ ተባሂሎም ኣብ ዝተሃነፁ ኣባይቲ ዑደት ኣካይደን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ኣብ ዘመሓላለፍኡ መልእኽቲ፥ እቶም ኣባይቲ ማይ፣ መብራህቲ ወዘተ ዝተሃነፅሉ…

ዶብ ተሻገርቲ ፍልሰት ዜጋታት ዝጠመተ ቀጣናዊ ዓውደ መፅናዕቲ ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ኣብ ኢትዮጵያ ክሳለጥ ኢዩ

አዲስ አበባ፣ መስከረም 18፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዶብ ተሻገርቲ ፍልሰት ዜጋታት ዝጠመተ ቀጣናዊ ዓውደ መፅናዕቲ ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከምዝካየድ ኢጋድ ኣፍሊጡ። እቲ ዓውደ መፅናዕቲ ካብ 22 ክሳብ 23 መስከረም 2017 ዓ.ም አ ዝካየድ እንትኸውን፥ ኣባል ሃገራት ኢጋድ ብዛዕባ እቲ…

መድሓኒት ዝተላመዱ ታህዋሲያን ዘስዕብዎ ጉድኣት ንምቕናስ ምትሕብባር ከምዘድሊ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መድሓኒት ዝተላመዱ ታህዋሲያን ዘስዕብዎ ጉድኣት ንምቕናስ ምትሕብባር ከምዘድሊ ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ገሊፀን። ዶ/ር መቅደስ ኣብ መድሓኒት ዝተላመዱ ታህዋሲያን ጠመተ ብምግባር ንምዝታይ ኣብ ዝተዳለወ መበል 79 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውሕመ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ(ዶ/ር) ኣብ ሓደ መዓልቲ 150 ሺሕ ኩንታል ናይ ምፍራይ ዓቕሚ ዘለዎ ብሄራዊ ፋብሪካ ስሚንቶ ለሚ መሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ሓደ መዓልቲ 150 ሺሕ ኩንታል ናይ ምፍራይ ዓቕሚ ዘለዎ ብሄራዊ ፋብሪካ ስሚንቶ ለሚ ብምምራቕ ስራሕ ኣጀሚርና ክብሉ ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥…

ንሕንሕ ኣፅዋር ኲናት፣ ዘይፍትሓውነት፣ ክሌማዊ ለውጢ ጠመተ ዝደሊዩ ኢዮም – ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ንሕንሕ ኣፅዋር ኲናት፣ ዘይፍትሓውነት፣ ክሌማዊ ለውጢን ዘላቒ ሸቶታት ልምዓትን ጠመተ ዝደሊዩ ኢዮም ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ገሊፆም። እዚኦም ንምዕዋት ዘጋጠሙ ሕልኽላኻት ጠመተ ውሕመን ኣባል ሃገራትን…

ኣብ ሶማሊያ ድሕሪ ኣትሚስ ዝህሉ ምውፋር ሓይሊ ብጥንቃቐ ክውገን ኣለዎ – ኣምበሳደር ታዬ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሶማሊያ ድሕሪ ኣትሚስ ዝህሉ ምውፋር ሓይሊ ብጥንቃቐ ክውገን ከምዝግበኦ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣምበሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ኣተሓሳሲቦም። ኣምባሳደር ታዬ ምስ ዴንማርክ መዘነኦም ላርስ ሎክ ራስምሰንን ምስ ከተባበሩት ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት…

ኢትዮጵያ ኣብ ህንፀት ዘበናዊ ከተማን መሰረተ-ልማት ቱሪዝምን ጭቡጥ ለውጢ ተርኢ ኣላ – ናይ ወፃኢ ሃገራት በፃሕቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ) ኢትዮጵያ ኣብ ህንፀት ዘበናዊ ከተማን መሰረተ-ልማት ቱሪዝምን ጭቡጥ ለውጢ እናርአየት ከምትርከብ ናይ ወፃኢ ሃገራት በፃሕቲ ገሊፆም። ኣብ በዓል መስቀል 2017 ዓ.ም ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝተረኸቡ በፃሕቲ ወፃኢ ሃገራት÷ ኢትዮጵያ ዘደንቕ ባህሊ፣…

ኣባል ሃገራት ጉጅለ 7 ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ኢንቨስት ንኽገብራ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 መስከረም፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባል ሃገራት ጉጅለ 7 ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ኢንቨስት ንኽገብራ ፃውዒት ቀሪቡ። ኢትዮጵያ ኣብ ጣሊያን ሲራኩስ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መድረኽ ሕርሻ ኣባል ሃገራት ጉጅለ 7 ትሳተፍ ኣላ፡፡ ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር)…