Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ልዕሊ 2 ነጥቢ 7 ሚሊየን ሄክታር መሬት ብዝራእቲ ተሸፊኑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ስራሕቲ ልምዓት መስኖ ሓጋይ ክሳብ ሕዚ ልዕሊ 2 ነጥቢ 7 ሚሊየን ሔክታር ብዝራእቲ ከምዝተሸፈነ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ፡፡
ኣብ ልምዓት መስኖ ስርናይ ዘበነ ምህርቲ እዚ ዓመት ልዕሊ 4 ነጥቢ 2 ሚሊየን ሄክታር ብምልማዕ 173 ሚሊየን ኩንታል…
ኣብ ክልል ትግራይ 189 ሺሕ ተምሃሮ ተረባሕቲ መርሃ ግብሪ ምገባ ኮይኖም
ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዘበነ ትምህርቲ 2017 ዓ.ም 189 ሺሕ ተምሃሮ ብመርሃ ግብሪ ምገባ ተረባሕቲ ምግባር ክዝተኽኣለ ቢሮ ትምህርቲ ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ገሊፁ።
ኣብቲ ቢሮ ዳይሬክተር ትልሚ፣ በጀት፣ ክትትልን ድጋፍን ኣይተ ሰሎሞን በየነ ንግዜኢ ከምዝገለፁዎ÷ እብቲ ክልል ኣብ ትሑት…
ከም ብሄራዊ ቤተ-መንግስቲ ዝበሉ ታሪኻዊ ምልክታት ዓለም ለኸ ምስሊ ሃገርን ንምዕባይ ግደኦም ዕዙዝ ኢዩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ከም ብሄራዊ ቤተ-መንግስቲ ዝበሉ ታሪኻዊ ምልክታት ዓለም ለኸ ምስሊ ሃገርን ኣብ ምዕባይ ዕዙዝ ግደ ከምዝፃቱ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣገንዝቡ፡፡
ዝተሓደሰ ብሄራዊ ቤተ-መንግስቲ፣ ባሃላዊ ሓድጊን ንዕቤት ኢኮኖሚ ኣስትዋፅኦ ብምግባር ቅድሚት…
295 ዝኾኑ ሓደሽቲ ምስፍሕፋሓት ቴሌኮም ኣብ ገፀር ቀበሌታት ተበፃሒ ተገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣማራፂታት ቴክኖሎጂ ብምጥቃም ኣብ ዝሓለፉ ሒደት ዓመታት 295 ዝኾኑ ሓደሽቲ ምስፍሕፋሓት ቴሌኮም ኣብ ገፀር ቀበሌታት ተበፃሒ ገይርና ክብላ ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩ ገሊፀን፡፡
ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ስራሕቲ ምንቅስቓስ…
ፃውዒት ሰላም ዝተቐበሉ ዕጡቓት ኣብ ማእኸል መሰልጠኒ ተሃድሶ ሰራባ ኣቀባብላ ተገይሩሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ አም ሲ)ፃውዒት ሰላም መንግስቲን ህዝቢን ዝተቐበሉ ዕጡቓት ኣብ ማእኸል መሰልጠኒ ተሃድሶ ሰራባ ኣቀባብላ ተገይሩሎም።
እቶም ዕጡቓት ህዝቢ እቲ ክልል በዚ ጎንፂ ዘትረፎ ሞትን ዕንወትን ከምዝኾነ ብምርደኦም ፃውዒት ሰላም ከምዝተቐበሉ ብምሕባር፤ ዝበደልናዮ…
ሒሳብ ባንኪ ንምኽፋት ዲጂታል መለለዪ መንነት ፋይዳ ሒዝካ ምቕራብ ቅድመ ኩነት ተጀሚሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከባ ባንኪታት ሒሳብ ባንኪ ንምኽፋት ዲጂታል መለለዪ መንነት ፋይዳ (ቁፅሪ ፋይዳ) ሒዝካ ምቕራብ ሎሚ መዓልቲ ከም ቀዳማይ ቅድመ ኩነት ተግባራዊ ምግባር ተጀሚሩ፡፡
እቲ ቅድመ ኩነት ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ብመሰረት ዘውፀኦ…
ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህ.ወ.ሓ.ት) ሓፈሻዊ ጉባኤኡ ንከካይድ ኣተሓሳሲቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህ.ወ.ሓ.ት) ሓፈሻዊ ጉባኤኡ ንከካይድ ኣተሓሳሲቡ።
እቲ ቦርድ ዝሃቦ መግለፂ ሙሉእ ትሕዝትኡ ከምዝስዕብ ቀሪቡ ኣሎ።
ህወሓት ብመሰረት ምዝገባን ስነ ምግባር ምርጫን ፓርቲታት…
ኣዋጅ ምሕደራን ቁፅፅርን ኣገልግሎት ጥዕና ፀዲቑ
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣብ ንሕብረተሰብ ኣገልግሎትን ጥዕና ተበፃሒ ንምግባር ዘኽእል ኢዩ ዝበሎ ኣዋጅ ምሕደራን ቁፅፅርን ኣገልግሎት ጥዕና ብሓደ ተቓውሞ፣ ትሽዓተ ድምፀ ተኣቅቦን ብኣብዝሓ ድምፂን ኣፅዲቑ፡፡
እቲ ባይቶ ሎሚ መዓልቲ መበል 13 ስሩዕ…
ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ ሓዱሽ ዓመት ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ንዘኽብሩ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ሓዱሽ ዓመት ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ንዘኽብሩ መልእኽቲ መግለፂ ሰናይ ትምኒት እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም።
እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር "ኣብ ዓለም ሓዱሽ ዓመት 2025 ንዘኽብሩ ቤተሰብ ኢትዮጵያ…
ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ምስ ዩኒቨርሲቲ ቦንጋ ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዖም
ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ምስ ዩኒቨርሲቲ ቦንጋ ፕሮጀክት ህንፀት ጣቢያ ሬዲዮ ማሕበረሰብ ንምጅማር ዘኽእል ስምምዕነት ከቲሞም።
ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ዋና ኣፈፃሚ ስራሕ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣድማሱ ዳምጠወን ፕሬዚዳንት እቲ ዩንቨርስቲ ጴጥሮስ…