Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

መጀመሪ መርሃ ግብሪ ኢኒሼቲቭ ብሩህነት ኢትዮጵያ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መጀመሪ መርሃ ግብሪ ኢኒሼቲቭ ብሩህነት ኢትዮጵያ ተሳሊጡ። እቲ መርሃ ግብሪ “ብሩህ ጉዕዞ” ብዝብል ስያመ ብደገፍ መንግስቲ ቻይና ዝትግበር ኢዩ ተባሂሉ። ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር መቅደስ ዳባ፣ ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ቼን ሃይ፣…

ፕሬጀክት መሰረተ ልምዓት መስኖ ጎዴ ንትልሚ ሉእላውነት ምግቢ ፍሉይ ስንቂ ኢዩ-ኣብረሃም በላይ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬጀክት መሰረተ ልምዓት መስኖ ጎዴ ንትልሚ ሉእላውነት ምግቢ ፍሉይ ስንቂ ኢዩ ክብሉ ሚኒስትር መስኖን ከባቢ ቆላን ኣብረሃም በላይ(ዶ/ር) ገሊፆም። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸብሉ ስነ ሰርዓት ምረቓ ፕሮጀክት መሰረተ…

ቀ/ሚ ኣቢይ(ዶ/ር) ፕሮጀክት መሰረተ ልምዓት መስኖ ጎዴ ሎሚ መዓልቲ መሪቖም

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ፕሮጀክት መሰረተ ልምዓት መስኖ ጎዴ ሎሚ መዓልቲ መሪቖም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ቅድሚ ዓመት ናብ ጎዴ መፂአ ነይረ፤ ካብኡ ንደሓር ዝካየድ ዘሎ ለውጢ…

ኣብ ወረዳ ዱለቻ ጎቦ  ዶፋን ምፍንጃር እሳተ ገሞራ ኣጋጢሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ቀረባ መዓልታት ምንቅጥቃጥ መሬት ዝረኣየሎም ካብ ዝነበሩ ከባቢታት ሓደ ኣብ ዝኾነ ወረዳ ዱለቻ ጎቦ  ዶፋን ምፍንጃር እሳተ ገሞራ ኣጋጢሙ። ነዚ ስዒቡ ኣብ ነበርቲ እቲ ከባቢ ጉድኣት ንከይበፅሕ መርብራብ ይግበር ከምዘሎ ዋና ኣመሓዳሪ ዞባ ጋቢ…

ኢትዮጵያን ሶማሊያን ኣብ ዘካየድኡ ስምምዕነት ጠመተ ብምግባር ይላዘባ ኣለዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ሶማሊያን ኣብ ዘካየድኡ ስምምዕነት ጠመተ ብምግባር ይላዘባ ከምዘለዋ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ። ኣቐባሊ ቃል እቲ ሚኒስቴር ኣምባሳደር ነቢያት ጌታቸው፥ ምስ ሶማሊያ ዝተኸተመ ስምምዕነት መሰረት ብምግባር ኣብ መንጎ ክልቲአን ሃገራት…

ብሽይጣት መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ዝህነፅ ሙዚየምን ቤተ መፃሕፍትን ኣብ እዋኑ ንምዝዛም ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ናይ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ስራሕ ብዝኾነ መፅሓፍ “የመደመር ትውልድ” ሽይጣት ዝህነፅ ሙዚየምን ቤተ መፃሕፍትን ኣብ እዋኑ ንምዝዛም ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ። ሓላፊ ዓውዲ ርክብ ህዝቢ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒሻንጉል ጉምዝ ኣድማሱ…

ኢትዮጵያን ሶማሊያን ኣብ ምንጋስ ምርግጋዕ እዚ ቀጣና ብሓባር ንምስራሕ ዘለወን ቁርፀኝነተን ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሚኒስትር ምክልኻል ሃገር ኣይኛ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኢትዮጵያ ኣብ ሶማሊያ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ኣሳሊጡ። እቲ ጉጅለ ምስ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ መሓመድ ውፅኢታዊ ዘተ ዝገበረ እንትኸውን፥ ካብ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ…

ኢቢሲ ናብ ዝሓሸ ምዕራፍ ንክሸጋገር ኣድላዪ ደገፍ ክግበር ኢዩ- ም/ቀ/ሚ ተመስገን ጥሩነህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬሽን(ኢቢሲ) ናብ ዝሓሸ ምዕራፍ ንክሸጋገር ኣድላዪ ደገፍ ክግበር ኢዩ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ  ገሊፆም። እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብቲ ትካል ኣብ ዝገበርዎ ዑደት፥ ኢቢሲ ታሪክ…

ካብ ሰደድ ወፃኢ ዓውዲ ሆርቲካልቸር ልዕሊ 216 ሚሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋረሕ 2017 ዓ.ም ካብ ሰደድ ወፃኢ ዓውዲ ሆርቲካልቸር 216 ሚሊየንን 655 ሺሕን 430 ዶላር ኣሜሪካ ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ነግዲን ቀጣናዊ ዝምድናን ኣፍሊጡ። ኣብቶም ኣዋርሕ 45 ሺሕን 878 ነጥቢ 51 ቶን…

ኣብ ትግራይ ሎሚ ዘበን ሙሉእ ብሙሉእ ኢንሹራንስ ሕርሻ ንምትእትታው ይስራሕ ከምዘሎ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መድሕን ውሕስና ሕርሻ ንህንፀትን ጥንካረን ሓረስቶት ክልል ትግራይ ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ዘራእቲ ኢንሹራንስ ጠመተ ዝገበረ ስልጠና ተዋሂቡ። ሓላፊ ኤንጀሲ ሕብረት ስራሕ ማሕበር ልምዓት ዕዳጋን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ነጋ ኣሰፋ፥…