Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ትልሚ ካብ ተሓጋዛይነት ናይ ምውፃእ ትልሚ ኢትዮጵያ ንምዕዋት መርሃ ግብሪ ሴፍትኔት ምጥንኻር ከምዝግባእ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትልሚ ካብ ተሓጋዛይነት ናይ ምውፃእ ትልሚ ኢትዮጵያ ንምዕዋት መርሃ ግብሪ ሴፍትኔት ምጥንኻር ከምዝግባእ ኮሚሽነር ኮሚሽን ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ሽፈራው ተክለማርያም (ዶ/ር) ገሊፆም። ኣብ ገፀር ንማሕበራዊን ኢኮኖሚያዊን ፀገማት…

ኤምባሲ ኣሜሪካ ንላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ልዕሊ 300 ሺሕ ዶላር ዝግመት ሓገዝ ኣበርኪቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከብ ኤምባሲ ኣሜሪካ ንላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴሪኢ ልዕሊ 300 ሺሕ ዶላር ዝግመት ሓገዝ መሳርሒ ቴክኖሎጂ ስማርት ኮርት ሩም ኣበርኪቱ። እቲ ኤምባሲው ሓገዝ ዝገበረ ብቢሮ ዓለም ለኸ ጉዳያት ናርኮቲክን ምኽባር ሕጊን ኣቢሉ ከምዝኾነ…

ኣብ መሪሕ ቃል ሕብረት ኣፍሪካ 2024 ጠሚቱ ዝተሰናደአ መድረኽ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መሪሕ ቃል ትምህርቲ ሕብረት ኣፍሪካ 2024 ጠሚቱ ዝተሰናደአ መድረኽ ኣብ ዋና መቐመጢ እቲ ሕበረት አኣብ ኣዲስ ኣበባ ሳለጥ ኣሎ። እቲ መድረኽ ኤጀንሲ ልምዓት ሕብረት ኣፍሪካ (ኣውዳ-ኔፓድ)ንኮሚሽንሕብረት ኣፍሪካን ምስ ዝተፈላለዩ ዓለም ለኸ…

ክልላት ኣብ ሓደ ፀሓይ ንዝግበር ተኸላ ፈልሲ ዝገብርኡ ምድላው ከምዝዛዘማ ኣፍሊጠን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዝተፈላለያ ክልላት 17 ነሓሰ 2016 ዓ.ም ኣብ ሓደ ፀሓይ ንዝካየድ ተኸላ ፈልሲ ዝገብርኡ ምድላው ከምዝዛዘማ ኣፍሊጠን። ብመሰረት እዚ ክልል ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ህዝብታት ናይ መትከሊ ቦታ ሓዊሱ ዓይነታትን መጠንን ፈልሲ ብምድላው ምዝዛሙ ኣብ…

3ይ ጉባኤ ሕብረት ኣባ ገዳታት ኦሮሞ ይካከድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)3ይ ጉባኤ ሕብረት ኣባ ገዳታት ኦሮሞ ኣብ ከተማ ኣዳማ ይካከድ ኣሎ። ኣብቲ ጉባኤ ካብ ኩለን ዞባታት ክልል ኦሮሚያ ዝተውፃእፅኡ ኣባገዳታትን ሃደ ሲንቄታትን ተሳቲፎም፡፡ ትውልዲ ብምምሃር፣ ሓድነት ብምጥንኻርን ሰላም ኣብ ምሕላውን ግደ ሕብረት…

ኣብ ዝቕፅሉ መዓልቲታት ውሕጅን ጋህሲ መሬት ዘስዕብ ዝናብ ክህሉ ኢዩ – ኢንስቲትዩት ሚቲዎሮሎጂ  

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝቕፅሉ 11 መዓልቲታ ዝህሉ ተደጋጋሚ ዝኾነ ከቢድ ዝናብ ውሕጅን ጋህሲ መሬትን ከስዕብ ስለዝኽእል ዝምልከቶም ኣካላት ኣድላዪ ጥንቃቐ ንኽገብሩ ኢንስቲትዩት ሚቲዎሮሎጂ ኢትዮጵያ ኣተሓሳሲቡ፡፡ በዚ ድማ ኣብ ምዕራብ፣ ሰሜን ምዕራብ፣ ሰሜን፣ ሰሜን…

ጎንፂ ኣብ ዘጋጠመሎም ከባቢታት 1 ነጥቢ 4 ሚሊየን መድሃኒት ፀረ ሕማም ዓሶ ከምዝከፋፈል ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕቲ ምክልኻል ሕማም ዓሶ ንምጥንኻር ካብ ዝግበር ፃዕሪ ጎድና ጎድኒ፤ ጎንፂ ኣብ ዘጋጠመሎም ከባቢታት 1 ነጥቢ 4 ሚሊየን ዝግመት መድሃኒት ፀረ ሕማም ዓሶ ከምዝከፋፈል ተገሊፁ። ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ ብዋና ዳይሬክተር ዩኤስኤኣይዲ…

ኢትዮ ቴሌኮም ብቴሌ ብር ሱፐር ኣፕ ቪዛ ካርድ ምጥቃም ዘኽእል ኣገልግሎት ኣጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም ብቴሌ ብር ሱፐር ኣፕ ኣቢልካ ቪዛ ካርድ ንምጥቃም ዘኽእል ኣገልግሎት ብዕሊ ኣጀሚሩ። እቲ ኣገልግሎት÷ ኢትዮ ቴሌኮም፣ ቪዛ ካርድን ባንኪ ኣቢሲኒያን ሎሚ መዓልቲ ብሓባር ኣጀሚሮምዎ፡፡ ቪዛ ዳይሬክትን ቴሌብር ሬሚት ኣፕን ቴሌብር…

ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ምስ ዳይሬክተር ዩ ኤስ ኤይድ ኣብ ኢትዮጵያ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኣብርሃም በላይ (ዶ/ር) ብዳይሬክተር ዩ ኤስ ኤይድ ኣብ ኢትዮጵያ ስኮት ሆክላንደር ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ ዘቲዮም። ኣብ ወርሒ ጥሪ 2016 ዓ.ም ወግዓዊ ዝኾነ ኣብ ቀላማ ከባቢታት ተግባራዊ ዝግበር ፕሮጀክት…

ሰበኽ ሳግም ፅዕንቶ ክሌማዊ ለውጢ ንምፅዋር ንዝግበር ፃዕሪ ዝሕግዝ ፕሮግራም ወግዓዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰበኽ ሳግም ምብራቕ ኣፍሪካ ዘለዎ ፅዕንቶ ክሌማዊ ለውጢ ንምፅዋር ንዝግበር ፃዕሪ ዝሕግዝ ፕሮግራም ወግዓዊ ኮይኑ። ኣብቲ ስምምዕነት፥ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ግብርና ፍቅሩ ረጋሳ (ዶ/ር)ን ተወካሊ ዓለም ለኸ ትካል ምግብን ሕርሻን(ፋኦ) ኣብ…