Browsing Category
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ
ሓለፍቲ ስራሕ ኩባኒያታት ቴሌኮሙኒኬሽን ጅቡቲ ቴሌኮምን ሱዳቴልን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ማእኸል ኤክስፒሪየንስ ዑደት ገይሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሓለፍቲ ስራሕ ኩባኒያታት ቴሌኮሙኒኬሽን ጅቡቲ ቴሌኮምን ሱዳቴልን ዝተመርሐ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዝርከብ ማእኸል ኤክስፒሪየንስ ዑደት ገይሮም፡፡
ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩ ከይዲ ቴክኖሎጂ ትካለን ሓዊሱ ሕዚ…
ምሃ ግብሪ መዛዘሚ መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኣብ ከተማ ጎንደር ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልላዊ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ መበል መዓልቲ ብሄር፣ ብሄረሰባትን ህዝቢታትን ኣብ ከተማ ጎንደር ይካየድ ኣሎ።
ኣብቲ መርሃ ግብሪ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር፣ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ፋንቱ ተስፋዬን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ…
እቲ ስምምዕነት ስዒቡ ኣባላት ሰራዊት ናፅነት ኦሮሞ ናብ ካምፕ ምእታው ጀሚሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ኦሮሚያን ኣመራርሓ ሰራዊት ናፅነት ኦሮሞን ዝገበሩዎ ስምምዕነት ሰላም ስዒቡ ኣባላት እቲ ሰራዊት ናብ ዝተሰማደአሎም ካምፕ ምእታው ጀሚሮም፡፡
ንህዝቢ ኣብ ስቓይ እናእተወ ዝነበረ ገም ብሰላማዊ መገዲ ኣፈላላይ ፖለቲካ እውን ብዘተ…
ልምዓታዊ ሴፍቲኔት ገፀር ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ብፅሒቱ እናተዋፅአ ከምዝኾነ ተሓቢሩ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮግራም ልምዓታዊ ሴፍቲኔት ገፀር ውሕስና ምግቢ ንምርግጋፅ ብፅሒቱ እናተዋፅአ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ፡፡
5ይ ምዕራፍ ፕሮግራም ልምዓታዊ ሴፍቲኔት ገፀር በጀት ዓመት 2016፣ ኣፈፃፅማ ቀዳማይ ርብዒ ዓመት 2017ን ኣንፈት ትኹረት 6ይ…
ግሩፕ ቴሌኮም ኢትዮጵያ፣ ጅቡቲን ሱዳንን ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮ ቴሌኮም፣ ጅቡቲ ቴሌኮምን ሱዳቴልን መካከል ስትራቴጂያዊ ምሕዝነት ሆራይዘን ፋይበር ኢኒሼቲቭ ሎሚ መዓልቲ ዕላዊ ተገይሩ፡፡
ግሩፕ ቴሌኮም እተን ሃገራት ኣፍሪካ ምስ ካሊእ ዓለም ልዑል ዓቕሚ ብዘለዎ ፋይበር ኮኔክቲቪቲ ንምትእስሳር…
ስልጠና ተሃድሶ ዝወሰዱ ነበር ዕጡቓት ናብ ማሕበረሰቡን ተፀምቢሮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ክልተ ማእኸላት ዕጥቂ ብምፍታሕ ስልጠና ተሃድሶ ዝወሰዱ 640 ነበር ዕጡቓት ናብ ማሕበረሰቦም ከምዝተፀምበሩ ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ ኣፍሊጡ።
እቶም ሰልጠንቲ ኣብ ማእኸላት መቐለን ዕዳጋ ሓሙስን ስልጠናኦም ተኸታቲሎም…
ሆቴላት ኣዲስ ኣበባ ንጉባኤ መራሕቲ ኣፍሪካ ኣጋይሽ ንምቕባል ምድላው ይገብራ ከምዘለዋ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ሆቴላት ኣዲስ ኣበባ ንጉባኤ መራሕቲ ኣፍሪካ ኣጋይሽ ንምቕባል ምድላው ይገብራ ከምዘለዋ ማሕበር ሰብ ዋና ሆቴል ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ።
ፕሬዚዳንት እቲ ማሕበር ወ/ሮ ኣስቴር ሰለሞን፥ እተን ሄቴላት ተሳተፍቲ እቲ ጉባኤ ዝምጥን እንግዶት ምግባር ኣብ…
ፕሬዚዳንት ታዬ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ሜሪ ጆይ ዘቲዮም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀስላሴ ምስ መስራቲን ዋና ኣካያዲ ስራሕን ሜሪ ጆይ ኢትዮጵያ ሲ/ር ዘቢደር ዘውዴ፣ ኣካቢት ቦርድ ኣይተ ይስማሽዋ ስዩምን ኣባላት ቦርድን ዘቲዮም።
ኣብቲ ዘተ፥ ሜሪ ጆይ ኣብ ህፃናት፣ ኣረጋዊያንን ደቂ ኣኒስቲዮን ኣብ ትምህርቲ፣…
10 ፓርክታት ኢንዱስትሪ ናብ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ተሰጋጊረን
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ዘመሓድረን 10 ፓርክታት ኢንዱስትሪ ናብ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ከምዝዓበያ እቲ ኮርፖሬሽን ኣፍሊጡ፡፡
ቦርድ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ እቲ ኮርፖሬሽን ኣብ ዘመሓድረን 13 ፓርክታት ኢንዱስትሪን ናፃ ንግዲ ዞባ ድሬዳዋ…
ኣብ ዘይሕጋዊ ንግዲ ነዳዲ ዝተዋፈሩ 34 ውልቀሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም
ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሕዳር፣ 2017(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ሃዋሳ ኣብ ዘይሕጋዊ ንግዲ ነዳዲ ዝተዋፈሩ 34 ውልቀሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ከምዝወዓሉ ኮሚሽን ፖሊስ ክልል ሲዳማ ኣፍሊጡ።
ዘይሕጋዊ ዕድጊት ነዳዲ ንምፍታሕ ግብረ-ሓይሊ ተጣይሹ ናብ ስራሕ ከምዝተኣተወን ናብቲ ክልል ዝኣቱ ነዳዲ…