Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝተፅሓፈ ደብደዳበ ኣምሲሎም ብምስንዳእ ናብ ወፃኢ ንልእኽ ኢና ብዝብል ዘጭበርብሩ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝተፅሓፈ ደብደዳበ ኣምሲሎም ብምስንዳእ ናብ ወፃኢ ንዕድል ስራሕ ንልእኽ ኢና ብዝብል ዜጋታ እናተታለሉ ከምዝኾኑ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ሚኒስቴር ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፆ÷ ኣርማን ማሕተምን…

ኢትዮጵያን ስዑድ ዓረብን ፖለቲካዊ ዘተ ኣካይደን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ስዑድ ዓረብን ኣብ ሪያድ ፖለቲካዊ ዘተ ኣካይደን፡፡ እቲ ፖለቲካዊ ዘተ ሚኒስተር ደኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳር ምሳጋን ኣርጋን ምክትል ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስዑድ ዓረብ ዋሊድ ኣብዱልከሪም (ኢ/ር)ን ኣካይዶምዎ፡፡ ክልቲኦም…

መቄዶንያ ንደቂ ሰባት ብዘይ ኣፈላላይ ዝርገፉሉ ማእኸል ከምዝኾነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ማእኸል መግብሐቢ ኣረጋውያንን ሕሙማት ኣእምሮን የደቂ ሰባት ብዘይ ዝኾነ ይኹን ኣፈላላይ ሃይማኖት፣ ዓሌት፣ ቀለም ዝድገፉሉ ማእኸል ከምዝኾነ ተገሊፁ። ጉባኤ ትካላት ሃይማኖት ኢትዮጵያ ምስቲ ማእኸል ብምትሕብባር መራሕቲ ትካላት ሃይማኖትን ኣቦታትን…

ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ክልል ኦሮሚያን ኦሮሞ ነፃነት ሰራዊት ዝተፈረመ ስምምዕነት ንኹሉ ተጠቃሚ ዝገብር ኢዩ – ሚኒስቴር ሰላም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ክልል ኦሮሚያን ኦሮሞ ነፃነት ሰራዊት ዝተፈረመ ስምምዕነት ንኹሉ ተጠቃሚ ዝገብር ከምዝኾነ ሚኒስቴር ሰላም ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ሚኒስቴሩ ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ÷ “መንግስቲ ክልል ኦሮሚያን ኦሮሞ ነፃነት ሰራዊትን ስምምዕነት ሰላም…

ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ክልል ኦሮሚያን ኦሮሞ ነፃነት ሰራዊት ዝተፈረመ ስምምዕነት ክበረታታዕ ዝግበኦ ኢዩ – ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ መንግስቲ ክልል ኦሮሚያን ኦሮሞ ነፃነት ሰራዊት ዝተፈረመ ስምምዕነት ክበረታታዕ ዝግበኦ ከምዝኾነ ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዝዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም።…

ከይዲ ስራሕ ልምዓት ኮሪደር ሳርቤት ኣደባባይ-መካኒሳ-ፉሪ ሃና ተገምጊሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ሳርቤት ኣደባባይ-መካኒሳ-ፉሪ ሃና እናተሃነፀ ዝርከብ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ዝርከበሉ ከይዲ ከምዝተገምገመ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። እተን ከንቲባ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን ከምዝሓበረኦ፤ ስራሕቲ ልምዓት…

ኣብ ክልል ትግራይ ዕስለ ዒፍ ንምክልኻል ነፀጋ ኬሚካል ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዕስለ ዒፍ ንምክልኻል ብኣውሮፕላን ዝተሓገዘ ነፀጋ ኬሚካል ተኻይዱ፡፡ ስለ ዒፍ ካብ ምክልኻል ብተወሳኺ ስራሕቲ ምእካብ ዝራእቲ ብምውዳድ እናተወገነ ከምዝኾነ ቢሮ ሕርሻን ሃፍቲ ተፈጥሮን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ፡፡

ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢን ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዝተረኸብሉ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ መበል ሓምሻይ ዓመት  ምስረታ በዓል ፓርቲ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢን ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ዝተረኸብሉ መዛዘሚ መርሃ ግብሪ መበል ሓምሻይ ዓመት  ምስረታ በዓል ፓርቲ ብልፅግና ሎሚ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ተኻይዱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ፥ ቀዳማይ ሚኒስትር ፌዴሪኢን…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናይ ዝካየዱ ስራሕቲ ፀፅታን ድሕንነትን ዝበለፁ ተመክሮታት ኣብ ቤይጂንግ ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ናይ ዝካየዱ ስራሕቲ ፀፅታን ድሕንነትን ዝበለፁ ተመክሮታት ኣብ ቤይጂንግ ቀሪቡ። እቲ ተመክሮ፥ ኮሚሽነራት ፖሊስ ምምሕዳር ከተማታት ኣዲስ ኣበባን ድሬዳዋን ኣብ ቻይና ቤይጂንግ ኣብ ዝካየድ ዘሎ ጉባኤ ድሕንነት ህዝቢ ዋና ከተማታት…

ዓመታዊ ክብረ በዓል ሕዳር ፅዮን ብዝለዓለ ድምቀት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓመታዊ ክብረ በዓል ሕዳር ፅዮን ብዝለዓለ ድምቀት ይኽበር ኣሎ። ሃይማኖታዊ በዓል ሕዳር ፅዮን ንምኽባር ናብ ከተማ ኣክሱም ዝኸዱ ኣጋይሽ ካብ ትማሊ ጀሚሩ ኣቀባብላ ይግበረሎም ምንባሩ ይዝከር። ኣብቲ ብዝለዓለ ድምቀት ሎሚ መዓልቲ ዝኽበር ዘሎ…