Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ብባዶ እግሩ ዑደት እናገበረ ዝርከብ ኣይሾው ስፒድ…

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፍሉጥ ኣሜሪካዊው ዩቲዩበርን ቀጥታ ፈነወ ኣቕራቢን መንእሰይ ኣይሾው ስፒድ ወይ ድማ ዳረን ዋትኪንስ ጁኒየር ኣብ ዓዲስ ኣበባ ዑደት እናበረ ይርከብ፡፡ ወዲ 21 ዓመት ኣሜሪካዊ ዳረን ጄሰን ዋትኪንስ ጁኒየር ኣብዚ ሕዚ እዋን "Speed Does…

ኣንፈት ብዝሃ ዓውዲ ኢኮኖሚ ፓርቲና ውፅኢታዊ ይኸውን ኣሎ- ኣይተ ኣደም ፋራህ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣንፈት ብዝሃ ዓውዲ ኢኮኖሚ ፓርቲና ውፅኢታዊ ይኸውን ኣሎ ኢሎም ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ሓላፊ ዋና ቤት ፅሕፈት እቲ ፓርቲን ኣይተ ኣደም ፋራህ። ብኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ጉጅለ ላዕለዋይ ኣመራርሓ ፌዴራልን ክልልን እቲ ፓርት ኣብ…

ባህላዊ ክብሪታት ንህንፀት ሃገር ዘለዎም ግደ ንምጉላህ ይስራሕ ኣሎ-ኣፈ ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገር

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ባህላዊ ክብሪታት ንህንፀት ሃገር ዘለዎም ግደ ንምጉላህ ይስራሕ ኣሎ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር። "ቢስት ባር" በዓል መለወጢ ዘበን ቢንች ሎሚ ኣብ ከተማ ሚዛን ኣማን ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ተኸቢሩ። ኣፈ ጉባኤ…

ሞዴል መንደር ቱሉ ኣራራ ኣብ ካልኦት ከባቢታት ተግባራዊ ንምግባር እናተሰርሐ ይርከብ – ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓት ጫልቱ ሳኒ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዝርከብ ሞዴል መንደር ቱሉ ኣራራ ኣብ ካልኦት ከባቢታት ተግባራዊ ንምግባር እናተሰርሐ ይርከብ ኢለን። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) መርሃ ግብሪ ክረምታዊ ወለንታ ናብ ዝነዓለ…

መረፃ ብሰላማዊ፣ ፍትሓዊን ዴሞክራሲያዊን መገዲ ንምውጋን ምድላው ተገይሩ – ኣፈ ጉባኤ ታገሰ ጫፎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መንግስቲ 7ይ ሓፈሻዊ መረፃ ፍትሓዊ፣ ዴሞክራሲያዊን ሰላማዊን ብዝኾነ መገዲ ምውጋን ዘኽእል ምድላው ገይሩ ኢሎም ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ። እቲ ቤት ምኽሪ ሃገር ለኸ ሓበራዊ መድረኽ ዘተ መውፃእቲ ሕጊ ርክብ መንግስታት…

ምክትል ኣቦ መንበር ኣፋህድ ኮሎኔል ፈንታው ሙሃባ ኣማራፂ ሰላም ተቐቢሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ኣቦ መንበር ትካል ህዝባዊ ፋኖ ኣማራ (ኣፋህድ) ኮሎኔል ፈንታው ሙሃባ ምስ መንግስቲ ክልል ኣምሓራ ዝገበሮ ስምምዕነት ስዒቡ ኣማራፂ ሰላም ብምቕባል ኣቲዮም። ኮሎኔል ፈንታው ሙሃባ ኣፋህድ ምስ መንግስ ክልል ኣምሓራ ብሕብረት ኣፍሪካን ኢጋድን…

ፕሮጀክት ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቢሾፍቱ ኢትዮጵያ ናይ ኣይኽእሉን ስብራታት ዝፀገነትሉ ኢዩ – እናትኣለም መለሰ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሮጀክት ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቢሾፍቱ ኢትዮጵያ ናይ ኣይኽእሉን ስብራታት ዝፀገነትሉ ኢዩ ኢለን ብመዓርግ ሚኒስትር ሓላፊት ኣገልግሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ እናትኣለም መለሰ፡፡ እተን ሓላፊት እዚ ዝገለፃ ኣብቲ በጀት ዓመት ቀደማይ ሽዱሽተ ኣዋርሕ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣወሃህባ ኣገልግሎት ኢምግሬሽን ጉዳይ ዜጋታትን ጎብኒዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣወሃህባ ኣገልግሎት ኢምግሬሽን ጉዳይ ዜጋታትን ጎብኒዮም፡፡ ኣብ ዑደቶም ድማ ኣብ ኣወሃህባ ኣገልግሎት ኢምግሬሽንን ጉዳይ ዜጋታትን ዝተወገኑ መመሓየሺታት ተዘዋዊሮም ምዕዛቦም ሓበሬታ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ…

ኣህጉራዊ ሸቶታት ንምዕዋት ቁልፊ ግደ ዝፀወት ሃፍቲ ማይ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣቦ መንበር ኮሚሽን ሕብረት ኣፍሪካ መሓሙድ ዓሊ ዩሱፍ ሃፍቲ ማይ ንሸቶታት ኣህጉር ኣፍሪካ ንምዕዋት ቁልፊ ግደ ዝፃወት ኢዩ ኢሎም። ‘ዘላቒ ቀረብ ሃፍቲ ማይን ድሕንነቱ ዝተሓለወን ስርዓታት ፅሩይ መስተ ማይን ምርግጋፅ፤ ንሸቶታት ኣጀንዳ 2063…

ኩባንያታት ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ኢንቨስት ንኽገብሩ ፃውዒት ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ጥሪ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ኩባንያታት ጃፓን ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዉ ኣማራፂታት ኢንቨስትመንት ንኽሳተፉ ፃውዒት ኣቕሪቦም። ጌዲዮን (ዶ/ር) ብሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ጃፓን ኩኒሚትሱ ኣያኖ ምስ ዝተመርሐ ልኡኽ ንግዲን…