Fana: At a Speed of Life!
Browsing Category

ዜናታት ውሽጢ ዓዲ

ሰላም ንምፅናዕ ወሳኒ ግደ ዘለዎ ዑደት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ዞባታት ወለጋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን ኣብ ዞባታት ወለጋ ዘካየዱዎ ዑደት ሰላም እቲ ከባቢ ምምሕያሹ ዘረጋገፀ ኢዩ ኢሎም ምሁር ፖለቲካ ሳይንስን ዓለም ለኸ ርክብን ተሬቻ ባልቻ፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዞባታት ቄለም…

ኣብ ዞባ ስልጤ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት 5 ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ማእኸላዊ ኢትዮጵያ ዞባ ስልጤ ወረዳ ሳንኩራ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ህይወት ሓሙሽተ ሰባት ሓሊፉ። ‎መተሓባበሪ ዋና ከይዲ ስራሕ ፖሊስ ትራፊክ ወረዳ ሳንኩራ ሳጂን ኣብዱልሽኩር ሃምዳላ ንፋና ዲጂታል ከምዝበሉዎ÷ እቲ ሓደጋ ትራፊክ ኣብታ…

ፕሬዚዳንት ታዬ ምስ ፕሬዚዳንት እስራኤል ኣይዛክ ኤርዞግ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ታዬ ኣፅቀ ስላሴ ምስ ፕሬዚዳንት እስራኤል ኣይዛክ ኤርዞግ ተዛቲዮም። ፕሬዚዳንት ታዬ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኸቲ÷ ሎሚ መዓልቲ ናብ ኢትዮጵያ ንዕላዊ ዑደት ዝመፅኡ ፕሬዚዳንት እስራኤል ኣይዛክ ሄርዞግን ኣብ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት እስራኤል ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ፕሬዚዳንት እስራኤል ኣይዛክ ኤርዞግ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ ሎሚ መዓልቲ ንዕላዊ ዑደት ናብ ኢትዮጵያ ዝመፅኡ ፕሬዝዳንት እስራኤል…

ብልዕሊ 2 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ወፃኢ 21 ሓደሽቲ ከተማታት ገፀር ተጠቀምቲ ኤሌክትሪክ ምግባር…

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ልዕሊ 2 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ወፃኢ 21 ሓደሽቲ ከተማታት ገፀርን መንደራትን ተጠቀምቲ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ዝገብር ፕሮጀክት እናተዛዘመ ይርከብ ኢሉ ኣገልግሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ፡፡ ፈፃሚ ስራሕ ኮሙኒኬሽን እቲ ኣገልግሎት ኣንዋር…

ፕሬዚዳንት እስራኤል ኣይዛክ ኤርዞግ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት እስራኤል ኣይዛክ ኤርዞግ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፈፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) ኣቀባብላ ገይሮምሎም። እቶም…

ኢትዮጵያ ሓምለዋይ ኢኮኖሚ ንምህናፅ ኩለመዳይ ስራሕቲ ትትግብር ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ሓምለዋይ ኢኮኖሚ ንምህናፅ ኩለመዳይ ስራሕቲ ትትግብር ኣላ ኢሉ ሚኒስቴር ሕርሻ፡፡ ትካል ምግቢ ሕርሻን ዓለም (ፋኦ) ዘሰናደኦ ሕርሻን ልምዓት ደኒን ብምውዳድ መፍረያይነትን ኣብ ምዕባይ ትኹረት ዝገበረ መድረኽ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ…

መዘከሪ ሙዚየም ኔልሰን ማንዴላ ተመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ነበር ፕሬዚዳንት ደቡብ ኣፍሪካን ተቓላሳይ ፀረ ኣፖርታይድን ኔልሰን ማንዴላ ኣብ ዝሰልጠኑሉ ቀፅሪ ህፁፅ ደገፍ ፖሊስ ፌዴራል ኮልፌ ዝተሰየመ መዘከሪ ሙዚየም ተመሪቑ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ ምረቓ፤ ኮሚሽነር ጄኔራል ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ደመላሽ…

ንዜጋታት ናብ ኣፍራይነት ዘሰጋገረ ፕሮጀክት …

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ሚኒስቴር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ሴፍቲኔት ልምዓታዊ ከተማታትን ፕሮጀክት ስራሕ ዜጋታት ናብ ኣፍራይነት ኣሰጋጊሩ ኢሉ፡፡ እቲ ሚኒስቴር ኣብ በጀት ዓመት 2018 ዓ.ም ኣብ ቀዳሞት ሽዱሽተ ኣዋርሕ ልምዓት ሴፍቲኔት ከተማታትን ፕሮጀክት…

ዝኽሪ በዓል ዓወት ዓድዋ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ክኽበር እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) መበል 130 ዝኽሪ በዓል ዓወት ዓድዋ “ካብ ዘኹርዕ ታሪክ ናብ ድሙቕ ኣድማስ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ብዝተፈላለዩ ምድላዋት ክኽበር እዩ። ሚኒስትር ምክልኻል ኣይሻ መሓመድ (ኢ/ር) ብዛዕባ ኣከባብራ እቲ በዓል ኣመልኪተን ኣብ ዝሃብዎ…